Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ብኻሊእ መዝገብ ኣብ ቤት ፍርዲ ብምቕራብ ጉዳዮም ተራእዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ብኻሊእ መዝገብ ኣብ ወረዳ ቤት ፍርዲ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ከተማ ቢሸፍቱ ብምቕራብ ጉዳዮም ተራእዩ።   ዓቃቤ ሕጊ ኣብቲ መጋባእያ ብምቕራብ ኣብ ኢዶም ዝተረኸበ ሰነድ መጣየሺ ሽግግር መንግስቲ ዝብልን ንዘሎ ለውጢ…

ትካል ተራድኦ ልምዓት ኣሜሪካ መሳርሒታት መመርመሪ ቫይረስኮሮና ብሓገዝ ንኢትዮጵያ ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓለም ለኻዊ ትካል ተራድኦ ልምዓት ኣሜሪካ(ዩ.ኤስ.ኤይድ) መሳርሒታት መመርመሪ ቫይረስ ኮሮና ብሓገዝ ንኢትዮጵያ ኣበርኪቱ። ዩ.ኤስ.ኤይድ ኢትዮጵያ ኣብ ትዊተር ገፁ ከምዝፀሓፎ፥  ቫይረስ ኮሮና ዝርከቦም ቁፅሪ ሰባት ይውስኽ ኣብ ዘለሉ እዋን ምስ…

ኬንያ ንኣልሸባብ ይምውሉ’ዮም ናይ ዝበለቶም 9 ዜጋታታ ንብረት ኣጊዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኬንያ ንኣልሸባብ ይምውሉ’ዮም ኢላ ናይ ዝኸሰሰቶም ትሽዓተ ሰባት ርእሰ ማሎም ከምዝኣገደት ተገሊፁ። ሚኒስቴር ሃገራዊ ፀጥታ ኬንያ፥ እቲ ስጉምቲ ኣካል ናይ'ቲ ኣንፃር ግብረራዕዲ ዝግበር ዘሎ ቃልሲ ምዃኑ ብምግላፅ ካብ ውሽጢ ኬንያ ክፍልፍል ዝኽእል  …

ምዕባለ ሓንቲ ሃገር ምስ ምጉልባት ማሕበራዊ ሓላፍነት ልዑል ምትእስሳር ኣለዎ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምዕባለ ሓንቲ ሃገር ምስ ምጉልባት ማሕበራዊ ሓላፍነት ልዑል ምትእስሳር ከምዘለዎ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴራኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፆም ከምዝበልዎ፥ ማሕበራዊ ምትእስሳር ትሑት ዝኾነን…

ዓቃቤ ሕጊ ኣይተ ጃዋር መሓመድ ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ 14 ተጠርጠርቲ ትሽዓተ መሰኻኽር ቅድመ ምርመራ ኣስሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓቃቤ ሕጊ ኣይተ ጃዋር መሓመድ ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ 14 ተጠርጠርቲ ትሽዓተ መሰኻኽር ቅድመ ምርመራ ኣስሚዑ። ዓቃቤ ሕጊ 15 መሰኻኽር ቅድመ ምርመራ ከምዘዳለወ ዝገለፀ እንትኸውን፥ ካብዚኦም እቶም ኣርባዕተ ብዝተፈላለዩ ምኽኒያታትን ጊዘ ምስክርነት…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ 1 ሺሕን 105 ተወሰኽቲ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 21 ሺሕን 360 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 105 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ…

ኣብ ክልላት ዓፋርን ኦሮሚያን ኣብ ተፋሰስ ኣዋሽ ዝርከቡ ከባቢታት ሓደጋ ውሕጅ ኣጋጢሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልላት ዓፋርን ኦሮሚያን ኣብ ተፋሰስ ኣዋሽ ዝርከቡ ከባቢታት ሓደጋ ውሕጅ ከምዘጋጠመ ቤት ፅሕፈት ልምዓት ተፋሰስ ኣዋሽ ኣፍሊጡ። ኣብ ክልላት ዓፋርን ኦሮሚያን ኣብ ቀረባ እዋናት ብዘጋጠሙ ሓደጋ ውሕጅ ብዙሓት ዜጋታት ካብ መረበቶም ምፍንቓሎም…

ኣብ ልዕሊ ኣይተ ደጀኔ ጣፋ፣ ኣይተ መስተዋርድ ተማምን በዓል ሞያ ኮምፒዩተር ኣይተ ጃዋር መሓመድን ክሲ ተመስሪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ልዕሊ ነባር ኣመራርሓ ኦፌኮ ኣይተ ደጀኔ ጣፋ፣ ኣይተ መስተዋርድ ተማምን በዓል ሞያ ኮምፒዩተር ኢንጂነሪንግ ኣይተ ጃዋር መሓመድን ኣይተ ሚሻ ኣደምን ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ክሲ ተመስሪቱ። እቲ ክሲ ኣብ ክልተ ዝተኸፈለ ኮይኑ፥ ቀዳማይ…

ብቫይረስ ኮሮና ንዝተጎድኡ ተዋሳእቲ ዓውዲ ቱሪዝም ንምሕጋዝ ዓውደ ምርኢት ስእሊ ኦንላይን ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብኮቪድ-19 ዝተጎድኡ ተዋሳእቲ ዓውዲ ቱሪዝም ንምሕጋዝ ዝዓለመ ዓውደ ምርኢት ስእሊ ኦንላይን ተግባራዊ ከምዝገብር ማሕበር ሆቴልን ማርኬቲንግን ኢትጵያ ገሊፁ። ብምግባር ልዕሊ ብር 70 ሚሊየን ንምእካብ ከምዝተተለመ ተገሊፁ እቲ ማሕበር ብኢትዮጵያ…

ካብ ወፃኢ ንግዲ 400 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ንምርካብ ከምዝተለመ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም ካብ ወፃኢ ንግዲ 400 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ንምርካብ ከምዝተለመ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ። እቲ ኮርፖሬሽን ኣብቲ በዘት ዓመት ን45 ሺሕ ዜጋታት ዕድል ስራሕ ንምፍጣር ከም ዝሰርሕ እውን…