Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ስዑድ ዓረብ ዝርከቡ ዜጋታት ድሕንነት ንምሕላውን መሰሎም ተሓሊዩ ንኽነብሩ ዘኽእሉ ስራሕቲ ይሳለጡ ኣለዉ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ዝርከቡ ዜጋታት ድሕንነት ንምሕላውን መሰሎም ተሓሊዩ ንኽነብሩ ዘኽእሉ ስራሕቲ እናተሰርሑ ምዃኖም ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። የኢፌዲሪ የውጭ ጉዳይ ሚኒስቴር ቃል አቀባይ አምባሳደር ዲና ሙፍቲ መግለጫ ሰጥተዋል። ኣቐባሊ ቃል…

“ወለዶ ንሰላም” ዝተብሃለ መርሃ ግብሪ ወፍሪ ሰላም ብዕሊ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)“ወለዶ ንሰላም” ዝተብሃለ መርሃ ግብሪ ወፍሪ ሰላም ብዕሊ ተጀሚሩ። ብወለንታታት መናእሰይ ዝተጀመረ “ወለዶ ንሰላም” ኢኒሼቲቭ፥ ሓደ ሚሊየን ዝኾኑ ኢትዮጵያውያን ንሰላም ክታሞም ዘንብሩሉ ኢዩ። እቲ ስነ-ስርዓት ምንባር ክታም ሚኒስትር ሰላም…

በዓል መዚ ጉዳያት ማሪታይም ኣብ መሪሕ ትልሚ 10 ዓት ኣድሂቡ ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)በዓል መዚ ጉዳያት ማሪታይም ኣብ መሪሕ ትልሚ 10 ዓት ኣድሂቡ ይዛተ ኣሎ። እቲ በዓል መዚ ኣብ ቀፀልቲ 10 ዓማውቲ ክስርሑ ዝተሓሰቡ ዘፈራት ሎጂስቲክስን ባሕሪን ብዝምልከት ኢዩ እናተዛተየ ዝርከብ። ኣብ ዝቕፅሉ 10 ዓማውቲ ግልጋሎት…

ብሽፋን ሕጋዊ ንግዲ ንምጭብርባር ተሓሲቡ ዝነበረ ልዕሊ ብር 4 ነጥቢ 4 ሚሊየን ቀረፅን ታክሲን ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሽፋን ሕጋዊ ንግዲ ንምጭብርባር ተሓሲቡ ዝነበረ ልዕሊ ብር 4 ነጥቢ 4 ሚሊየን ቀረፅን ታክሲን ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። እቶም ምጭብርባራት ንግዲ ኣብ ቦሌ፣ ኣዳማ፣ ቃሊቲን ድሬዳዋን ዝርከቡ ጨንፈራት ጉምሩኽ ዝተኣከቡ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ።…

ባሕቲ ጳጉሜን መዓልቲ ሳይክልን እግረኛታትን ኮይና ክትውዕል ኢያ – ሚኒስቴር ትራንስፖርት

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባሕቲ ጳጉሜን መዓልቲ ሳይክልን እግረኛታትን ኮይና ከምትውዕል ሚኒስቴር ትራንስፖርት ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። እታ መዓልቲ ብብርኪ ሃገር ኣብ ኩለን ርእሰ ከተማ ክልላትን ካልኦት ከባቢታትን ተኸቢራ ከምትውዕል ኢዩ እቲ ሚኒስቴር ዝሓበረ። እዚ ኣከባብራ…

ብምኽንያት ለውጢ ከባቢ ኣየር ዝፍጠር ቀውሲ ንምግታእ ፍልፍል ሓይሊ ናብ ዝሕደስ ሓይሊ ምልዋጥ የድሊ – ዶ/ር ኢ/ር ስለሺ በቀለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብምኽንያት ለውጢ ከባቢ ኣየር ዝፍጠር ዘሎ ቀውሲ ንምግታእ ብውድብ ሕቡራት መንግስታት ካብ ዝተፈለዩ ሓደ ዝኾነ ፍልፍል ሓይሊ ብቕልጡፍ ናብ ዝሕደስ ሓይሊ ምልዋጥ ከምዝኾነ ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ፌዴሪኢ ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ኣፍሊጦም።…

2 ሚነሊየን ሽኮር ናብ ውሽጢ ሃገር የኣቱ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝመፅ ሓዱሽ ዓመት ሕፅረት ሽኮር ከየጋጥም ብብል ክልተ ሚሊየን ሽኮር ተገዚኡ ናብ ሃገር እናኣተወ ምዃኑሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ። ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር ኣብ ሕብረተሰብ ዝህሉ ልዑል ጠለብ ሽኮር ንምምላእ ሕፅረት ቀረብ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ናይ ትማሊ ፀብፃብ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 20 ሺሕን 778 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 804 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ…

ኣብ ኢትዮጵያ ውፅኢት ምርመራ ኮቪድ 19 ብመልእኽቲ ፅሑፍ ሞባይል ንምፍላጥ ዘኽአል ኣሰራርሓ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ውፅኢት ምርመራ ላቦራቶሪ ኮቪድ 19 ንተመርመርቲ ብመልእኽቲ ፅሑፍ ሞባይል 8335 ንምፍላጥ ዘኽእል ኣሰራርሓ ምጅማሩ ኢኒስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ብመንፅር ምዕባይ ስርዓት መረዳእታ ላቦራቶሪ ብዙሓት ስራሕቲ ከምዝተሰርሑ ዝሓበረ…

ኢንጂነር ይልቃል ጌትነት ብናፃ ተሰናቢቶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሁውከትን ናዕቢን ብምውላዕ ኣብ ልዕሊ ሰብን ንብረትን ጉድኣት ብምብፃሕ ገበን ተጠርጢሮም ብፖሊስ ምርመራ ክግበረሎም ዝፀንሐ ኢንጂነር ይልቃል ጌትነት ብናፃ ተሰናቢቶም። መርማሪ ፖሊስ ኣብ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ኣራዳ ምድብ መጋባእያ ጊዘ…