Fana: At a Speed of Life!

ፋብሪካ ዓለባ ሃዋሳ ብብር 2 ቢሊየን ወፃኢ ናብ ዓቢዪ መንደር ኢንዱስትሪ ክዓቢ ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነበር ፋብሪካ ዓለባ ሃዋሳ ብብር 2 ቢሊየን ወፃኢ ናብ ዓቢዪ መንደር ኢንዱስትሪ ከምዝዓቢ ተገሊፁ። እቲ ፋብሪካ ናብ ጨርቀመርቂን ፓርክ ኢንዱስትሪን ስግግር ንምግባር ሎሚ መአልቲ ስነ-ስርዓት ምጅማር ህንፀት ተወሰኽቲ ሼዳት ተኻይዱ። ህንፀት…

“ካብ ጳጉሜን ክሳብ ጳጉሜን ክንበፅሕ ኢና” ብዝብል መሪሕ ቃል ዝተጀመረ ሃገር ለኸ ወፍሪ ድሕንነት መገዲ ብዕሊ ተጀሚሩ

ኣዲስ በባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)“ካብ ጳጉሜን ክሳብ ጳጉሜን ክንበፅሕ ኢና” ብዝብል መሪሕ ቃል ዝተጀመረ ሃገር ለኸ ወፍሪ ድሕንነት መገዲ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ተጀሚሩ። ኣብ መኽፈቲ እቲ ፍሪ ዝተረኸባ ሚኒስትር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ፥ “እዛ መዓልቲ ኣብ ኣጠቓቕማ…

ኣብ ኢትዮጵያ ንመመርመሪ ቫይረስ ኮሮና ዘገልግል ኪት ምፍራይ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ንመመርመሪ ቫይረስ ኮሮና ዘገልግል ኪት ድሕሪ ሓደ ወርሒ ምፍራይ ከምዝጅመር ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ዶክተር ደረጀ ዱጉማ ከከምዝገለፁዎ፥ ዓቕሚ ምርማር ቫይረስ ኮሮና ክብ ንምባል ዝተፈላለዩ…

6 ኣባላት ባይቶ ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ዝግበር ሓገዝ ምጉዳሉ ተቓዊሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሽዱሽተ ኣባላት ባይቶ ኣሜሪካ ሃገሮም ንኢትዮጵያ እትገብሮ ሓገዝ ምጉዳሉ ብምቅዋም ናብ ፀሓፊ ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ማይክ ፖምፐዮን ናብ ሚኒስትር ቤት ግምጃ ኣሜሪካ ስቴቨን መንቺንን ደብዳበ ፅሒፎም። እቶም ኣባላት ኮንግረስ ኣብ ዝፀሓፍዎ ደብዳበ…

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን መንግስቲ ክልል ትግራይ ከካይዶ ኢየ ዝበሎ ምርጫ ብዝምልከት ናይ መወዳእታ ውሳነ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ፣ ኮሚሽን ምርጫን ኣፈፀምቲ ኣካላትን ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ምርጫ ብዝምልከት ዘውፅኦ ኣዋጅ ምርጫ ቁፅሪ 351/2012 ዘሕለፍዎም ውሳነታትን ዝፈፀምዎም ተግባራትን ምስ ሕገ መንግስቲ ዝፃብኡ ብምዃኖም ብመሰረት ሕገ መንግስቲ…

መንግስቲ ክልል ደቡብ ንዝተፈላለዩ ሓላፍቲ ስራሕ ሹመት ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ክልል ደቡብ ንዝተፈላለዩ ሓላፍቲ ስራሕ ትማሊ ሹመት ሂቡ። ብመሰረት እዚ፦ ኣይተ ሃይለማርያም ተስፋዬ ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ሓላፊ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ኣተሓባባሪ ማሕበራዊ ክላስተርን ኣይተ ማሄ ቦዳ- ሓላፊ ቢሮ…

ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ 1 ሺሕን 303 ተወሰኽቲ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 23 ሺሕን 712 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 303 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 56…

ኣፍሪካ ፈዋስነት ክትቫት ቫይረስ ኮሮና እንትረጋገፅ 220 ሚሊየን ክትባት ክትረክብ ኢያ – ውድብ ጥዕና ዓለም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣፍሪካ ፈዋስነት ክትቫት ቫይረስ ኮሮና እንትረጋገፅ 220 ሚሊየን ክትባት ንኽትረክብ እናሰርሐ ምዃኑ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ። ሓላፊ ከባቢያዊ ፕሮግራም ኣፍሪካ እቲ ትካል ሪቻርድ ሚሂይጎ ከምዝገለፁዎ፥ ብቐዳምነት ሰብ ሞያታት ሕክምናን ተቓላዕቲ…

ንምስፍሕፋሕ ሕማም ዓሶ ዝምቹ ኩነታት ኣየር ስለዘሎ እቲ ሕማም ኣብ ዝረኣየለን ከባቢታት ዝነብር ሕብረተሰብ ጥንቃቐ ክገብር ይግባእ – ሚኒስቴር ጥዕና

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ ኣዋርሕ ንስፍሕፋሕ ሕማም ዓሶ ዝምቹ ኩነታት ኣየር ስለዘሎ እቲ ሕማም ኣብ ዝረኣየለን ከባቢታት ዝነብር ሕብረተሰብ ጥንቃቐ ክገብር ከምዝግባእ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣተሓሳሲቡ። መተሓባበሪ ብሄራዊ ፕሮግራም ሕማም ዓሶ እቲ ሚኒስቴር…

ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ኣብ ልዕሊ እኒ ኣይተ ጃዋር መሓመድ ክሲ ንምምስራት 15 መዓልቲ ሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ኣብ ልዕሊ እኒ ኣይተ ጃዋር መሓመድ ክሲ ንምምስራት 15 መዓልቲ ይወሃበኒ ክብል ሓቲቱ። ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ካብ ውሽጢ ዘቕረቦም 15 መሰኻኽር ቅድመ ምርመራ ናይ 10 መሰኻኽር ምስ ኣስመዐ የኣኽለኒ ብምባል፤…