Fana: At a Speed of Life!

ቤት ፍርዲ ኣብ ልዕሊ ኣይተጃዋር ሓዊሱ ክሳብ ታራ ቁፅሪ 10 ዘለዉ ተጠርጠርቲ ዓቃቢ ሕጊ ክሳብ 8 መስከረም 2013 ዓ.ም ክሲ ንኽምስርት ብይን ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ብርኪ መጋባእያ ፌዴራል ታረኛ ቆፀሮ ምድብ ኣራዳ፤ ኣብ ልዕሊ ኣይተጃዋር ሓዊሱ ክሳብ ታራ ቁፅሪ 10 ዘለዉ ተጠርጠርቲ ዓቃቢ ሕጊ ክሳብ 8 መስከረም 2013 ዓ.ም ክሲ ንኽምስርት ብይን ሂቡ። እቲ ቤት ፍርዲ፥ ኣብ ልዕሊ ኣይተ ጃዋር መሓመድን…

ዓመታዊ ኣኼባ ኣምባሳደራት ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ዋና ቤት ዕዮ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ፣ ኣምባሳደራትን ቆንስላ ጀነራላትን ከካይዱዎ ዝቐነዩ ዓመታዊ ኣኼባ ተዛዚሙ። እቲ ኣኼባ “ዲፕሎማሲያዊ ልኡኽቶና ንሃገራዊ ምዕባለና” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ንዝሓለፉ 15 ተኸታተልቲ…

ኣብ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ 976 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና እንትተሓዙ 15 ሰባት ድማ ህይወቶመ ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 19 ሺሕን 449 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 976 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ህይወቶመ ዝሓለፉ ሰባት…

ብምኽንያት ሓደጋ ውሕጅ ጉድኣት ንዝበፅሖም 600 ሺሕ ዜጋታት ሰብኣዊ ርዳእታን ሓገዝን ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብምኽንያት ሓደጋ ውሕጅ ጉድኣት ንዝበፅሖም 600 ሺሕ ዝኾኑ ዜጋታት ሰብኣዊ ርዳእታን ሓገዝን እናተገበረ ከምዝኾነ ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ። ኣብዚ ሰሙን ካብ በዓል መዚ ልምዓት ተፋሰሳት፣ ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ፣…

5 ሚኢታዊ ብፅሒት ኢትዮ ቴሌኮም ንዜጋታት ኢትዮጵያ ብኣክሲዮን ከምዝሽየጥ ተገለፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ስራሕቲ ምምሕያሽ ዘፈር ቴሌኮሙኒኬሽን ኣድሂቡ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ልዝብ ተኻይዱ። ኢትዮ ቴሌኮም ብኽፋል ላብ ውልቀ ንምዝውዋርን ተወሰኽቲ ኮርፖሬሽናት ቴሌኮም ናብ ውሽጢ ዓዲ ንምእታው ዝተወሰነ ከይዲ ውሳነ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር…

ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም 320 ሚሊየን ኩንታል ሲሚንቶ ናብ ሃገር ውሽጢ ከምዘኣቱ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ሕፅት ሲሚንቶ ንምንካይ ብዝብል ኣብ ውሽጢ ዓዲ ካብ ዝምረት ብተወሳኺ 320 ሚሊየን ኩንታል ሲሚንቶ ናብ ሃገር ውሽጢ ከምዘኣቱ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ መሰረታዊ እታወት ስራሕቲ ኮንተራክሽን ዝኾነ ፍርያት…

መዓልቲ ምትሕብባር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብብርኪ ከተማ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መዓልቲ ምትሕብባር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብብርኪ ከተማ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ኣሎ። እቲ መዓልቲ “ኣነ ንወገነይ” ብዝብል መሪሕ ቃል እናተኸበረ እንትኸውን፥ ምክትል ከንቲባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤኣብ ክፍለ ከተማ ጉሌሌ ናይ ሓባር መንበሪ ኣባይቲ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ህይወቶመ ዝሓለፉ ሰባት ቁፅሮም 918 ቀፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ህይወቶመ ዝሓለፉ ሰባት ቁፅሮም 918 ቀፂሑ። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 25 ሺሕን 218 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 206 ሰባት…

ኣብ ህንዲ ኣብ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ ልዕሊ 90 ሺሕ ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ህንዲ ኣብ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ ልዕሊ 90 ሺሕ ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ከምዝተትሓዙ ሚኒስቴር ጥዕና እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ከክሳብ ሕዚ ብብርኪ ዓለም ኣብ ሓንቲ ሃገር ኣብ ሓደ መዓልቲ ዝተመዝገበ ልኡል ቁፅሪ ከምዝኾነ እውን ተሓቢሩ። ሚኒስቴር…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብብርኪ ከተማ መዓልቲ ይቕሬታ ተኸቢሩ

ዛዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት መዓልቲ ይቕሬታ ተኸቢሩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ሓዊሱ ምክትል ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፣ መራሕቲ ሃይማኖታት፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን እንግዶት ዝተገበረሎም…