Fana: At a Speed of Life!

ኣደባባይ ሕውነት ፓርክ ሸገር ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስነ ስርዓት ምረቓ ኣደባባይ ሕውነት ፓርክ ሸገር ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ። ኣብቲ ስነ ሰርዓት ምረቓ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴን ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ መራሕቲ ሃይማኖትን…

ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ 916 ተወሰኽቲ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ ጳጉሜን 5፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 15 ሺሕን 561 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 916 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 61 ሺሕን 700…

ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ንኢትዮጵያ ዝውክሉ ኣምባሳደራት ኣብ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ንኢትዮጵያ ዝውክሉ ኣምባሳደራት ኣብ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዑደት ኣሳሊጦም። ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ዋና ቤት ዕዮ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ፣ ኣምባሳደራትን ቆንስል ጀኔራላትን ንዘሓለፉ ክልተ ሰሙናት ከካይዱዎ ዝፀንሑ…

ኣብ መንግስታዊ ሆስፒታላት ክትትል ሕክምና ሕፅበት ኩላሊት ዝገብሩ ዘለዉ ዜጋታት ወፃኢኦም ብመንግስቲ ክሽፈን ኢዩ – ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ 2013 ዓ.ም ኣብ መንግስታዊ ሆስፒታላት ክትትል ሕክምና ሕፅበት ኩላሊት እናገብሩ ዝርከቡ ዜጋታት ዓመት ሙሉእ ወፃኢኦም ብመንግስቲ ከምዝሽፈን ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ምክትል ከንቲባ…

ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ኢትዮጵያ 150 ሚለየን ዶላር ወፃኢ ብምግባር ህንፀት ዘበናዊ ላቦራቶሪታት ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ኢትዮጵያ 150 ሚለየን ዶላር ወፃኢ ብምግባር ህንፀት ዘበናዊ ላብራቶሪታትን መዕበዪ ዓቕሚን ከምዝካየድ ኢንስቲትት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቶም ላብራቶሪታትን መዕበዪ ዓቕሚን፥ ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረኸበ 150…

ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያችው 100 ንዝኾኑ ዓይነ ስዉራት መኣዲ ኣካፊለን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ሓደ ሚኢቲ ንዝኾኑ ዓይነ ስዉራት መኣዲ ኣካፊለን። በዛሬው ዕለት በተከናወነው በዚህ ማዕድ ማጋራት ፕሮግራም ለአይነስውራኑ ሩዝ፣ ዘይት እና ዱቄት አበርክተዋል። ሎሚ መዓልቲ ዝተሳለጠ እቲ ምክፋል መኣዲ፥ ነቶም…

ፕሮፌሰር በየነ ጴጥሮስ ምክትል ዋና መካየዲ ስራሕ ኢንስቲትዩት መፅናዕቲ ፖሊሲ ኮይኖም ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣቢይ ንፕሮፌሰር በየነ ጴጥሮስ ምክትል ዋና መካየዲ ስራሕ ኢንስቲትዩት መፅናዕቲ ፖሊሲ ገይሮም ሸይሞምዎም። ፕሮፌሰር በየነ ጴጥሮስ ኣብ ኢትዮጵያ ንብዙሕ ዓማውቲ ኣብ ፖለቲካ እናተንቀሳቐሱ ካብ ዝፀንሑ…

ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር 551 ንዝኾኑ ተሓነፅቲ ይቅርታ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓዱሽ ዓመት 2013 ዓ.ም ምኽንያት ብምግባር ኣብ ፌዴራል፣ ክልልን ቤት ህንፀት ሰራዊት ምክልኻልን ዝነበሩ 551 ተሃነፅቲ ፌዴራል ብዝተፈላለዩ መለክዒታት ይቅርታ ተገይሩ። ኣብ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ቦርድ ይቕሬታን ምሕረትን…

ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ድሕንነት ኣብ ኣዋናዊ ጉዳያት ድሕንነት ኣድሂቡ ብምዝታይ ኣንፈት ኣቐሚጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ድሕንነት ኣብ ኣዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ፀፅታን ድሕንነት ኣድሂቡ ብምዝታይ ኣንፈት ኣቐሚጡ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተሃቀኑ፣ ዝፈሸሉን ጉድኣት ዘብፅሑን ብሄራዊ ስግኣታት ድሕንነት ብዝርዝር ተመልኪቱ። ኣብዚ ሕዚ እዋን…

ህዝቢ ትግራይ ህዝቢና ኢዩ ህዝብና ዝጎድእ ስጉምቲ ብምውሳድ ፅባሕ ዘናሰሐና ተግባር ክንፍፅም ኣይንደሊን – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ህዝቢ ትግራይ ህዝቢና ኢዩ ህዝብና ዝጎድእ ስጉምቲ ወሲድና ጥፍኣት ብምክያድ ፅባሕ ዘናሰሐና ተግባር ክንፍፅም ኣይንደሊን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት…