Fana: At a Speed of Life!

ጣቢያ መከፋፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ቢሸፍቲ ንኣገልግሎት ድሉው ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ልዕሊ 25 ሚሊየን ዶላር ወፃኢ ብምግባር ዝተሃነፀ ጣቢያ መከፋፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ቢሸፍቲ ንኣገልግሎት ድሉው ኮይኑ። ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ከምዝበሎ፥ እቲ ጣቢያ 400/230/15 ኪሎ ቮልት ዘለዎ ልዑል መከፋፈሊ ሓይሊ ኢዩ። መካየዲ…

ሱዳን ካብ መዝገብ ግብረ ራዕዲ ንክትወፅእ ምስ ኣሜሪካ ትሸማገል ከምዘላ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ሱዳን ምስ ላዕለዎት ሰብ መዚ ኣሜሪካ ንምዝርራብ ላዕለዎት ልኡኻት እታ ሃገር ናብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ከም ዝለኣኸት ኣፍሊጣ። ሱዳን ኣብ መዝገብ ኣመሪካ “ንግብረ ራዕዲ ድጋፍ ትገብር እያ” ብዝብል ስማ ኣብ መዝገብ ኣሜሪካ ሰፊሩ ዝርከብ…

ሱልጣን ሃንፈሬ ዓሊሚራህ ካብ’ዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ክልል ዓፋር ብምዃን ዘገልገሉ ሱልጣን ሃንፈሬ ዓሊሚራህ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም። ስለዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ብምኽኒያት ሕልፈት ህይወይ ሱልጣን ሃንፈሬ ዓሊሚራህ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 689 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 8 ሺሕን 23 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 689 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 68 ሺሕን 820…

ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ብሓደጋ ውሕጅ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ሓገዝ ንምግባር ሰመራ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክልል ዓፋር ብሓደጋ ውሕጅ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ሓገዝ ንምግባር ናብ ከተማ ሰመራ ኣቲየን። እተን ምክትል ከንቲባ ኣብ ሰመራ መዕርፎ ነፈርቲ ሱልጣን ዓሊሚራህ ሃንፈሬ እንትበፅሓ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል…

ማእኸል ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ማእኸል ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ሎሚ መዓልቲ መሪቖም ከፊቶም። እቲ ማእኸል ብፍልፍል ሓሳብ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዝተሃነፀ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ዘፈር ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ዝተፈላለዩ…

ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ባንኮክ እናተጉዓዓዘ ዝነበረ 4 ኪሎ ግራም ኮኬይን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ናብ ርእሰከተማ ታይላንድ ባንኮክ እናተጉዓዓዘ ዝነበረ 400 ሺሕ ዶላር ዘውፅእ ኣርባዕተ ኪሎ ግራም ኮኬይን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዘውዓለ ብሄራዊ ኣገልግሎት መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ።…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 612 ሰባት እንትርከቦም 17 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ትማሊ ፀብፃብ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 10 ሺሕን 322 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 616 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ…

ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ኣብ ልዕሊ እኒ ኣይተ ጃዋር መሓመድ መዝገብ ክሲ ከምዝኸፈተ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ፌዴራል ኣብ ልዕሊ እኒ ኣይተ ጃዋር መሓመድ፣ ኣይተ በቀለ ገርባ፣  ሃምዛ ኣዳነ መዝገብ ክሲ ብዕሊ ከምዝኸፈተ ሎሚ መዓልቲ ኣፍሊጡ። ብተወሳኺ ብዘየለውሉ ዝተኸሰሱ ናይ ኦሮሚያ ሚዲያ ኔትወርክ (OMN)፤ ደጀኔ ጉተማ ፤…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ፕሮጀክት ፍልፍል ሓይሊ ማይ ኮይሻ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ፕሮጀክት ፍልፍል ሓይሊ ማይ ኮይሻ ዑደት ገይሮም። ኣብ ወሓዚ ሩባ ኦሞ ዝህነፅ ዘሎ እቲ መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ 37 ሚኢታዊ ህንፀቱ ምዝዛሙ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሓቢሮም። እቲ ፕሮጀክት…