Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ ምትግባር ሓሳባት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቆራፅ ኮይና ክትቅፅል ኢያ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒትር ፌዲሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመበል 75 ዓመት በዓል ምምስራት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ምኽንያት ብምግባር ኣብ ዝተሳለጠ ኮንፈረንስ ቪዲዮ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ ኢትዮጵያ መስራቲት ሃገር ውድብ…

ኣመራርሓታት ሚኒስቴር ትምህርቲን ሓለፍቲ ቢሮ ትምህርቲ ክልላትን ኣብ ቀፃሊ ኩነታት ትምህርቲ ኣድሂቦም ይዛተዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣመራርሓታት ሚኒስቴር ትምህርቲን ሓለፍቲ ቢሮ ትምህርቲ ክልላትን ኣብ ቀፃሊ ኩነታት ትምህርቲ ኣድሂቦም እናተዛተዩ ምዃኖም ተገሊፁ። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ቀፃሊ ኣንፈት ኩነታት ትምህርቲ ብዝምልከት ውሳነ ከሕልፉ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣወሃህባ ምላሽን ቀፀልቲ ስጉምቲታትን ለበዳ ቫይረስኮሮና ብዝምልከት ዝቐረበ ፀብፃብን ምኽረ ሓሳብን መርሚሩ ንምፅዳቕ ህፁፅ ኣኼባ የሳልጥ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣወሃህባ ምላሽን ቀፀልቲ ስጉምቲታትን ለበዳ ቫይረስኮሮና ብዝምልከት ዝቐረበ ፀብፃብን ምኽረ ሓሳብን መርሚሩ ንምፅዳቕ ህፁፅ ኣኼባ የሳልጥ ኣሎ ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 4ይ ህፁፅ ኣኼብኡ ኣብ…

ኣብ ትግራይ 51 ወገናት ቫይረስኮሮና ተረኺብዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ናይ ትማሊ ፀብፃብ 24 ሰዓታት 619 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ 51 ወገናት ቫይረስኮሮና ከምዝተረኸቦም ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ካብዚ ኣቶም 25 ወገናት ካብ ማሕበረሰብ፣ 2 ሰባት ምስ ቫይረስ ኮሮና ዘለዎ ሰብ…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 889 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 8 ሺሕን 115 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 889 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 69 ሺሕን…

ፓርቲ ብልፅግና ብገዛኢ ፓርቲ ሩሲያ ኣብ ዝተሰናድአ መድረኽ ኮንፈረንስ ኢንተርኔት ተሳቲፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ብገዛኢ ፓርቲ ሩሲያ ኣብ ዝተሰናድአ ኮንፈረንስ ኢንተርኔት ተሳቲፉ። ኣብቲ ኮንፈረንስ መሪሕ ፓርቲ ኤ. ኤን.ሲ ደቡብ ኣፍሪካ፣ ኤ.ፒ ሲ ናይጄሪያ፣ ኤፍ ኤል ኤን ኣልጄሪያ ሓዊሱ 13 ፓርቲታት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ዝተሳተፋ…

እኒ ጃዋር መሓመድ፣ በቀለ ገርባን ሃምዛ ኣዳነን ሓዊሱ 18 ውልቀሰባት ቤት ፍርዲ ብምቕራብ ክሲ ተመስሪቱዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)እኒ ጃዋር መሓመድ፣ በቀለ ገርባን ሃምዛ ኣዳነን ሓዊሱ 18 ውልቀሰባት ቤት ፍርዲ ብምቕራብ ክሲ ተመስሪቱዎም። እቶም ተኸሰስቲ ኣብ ቀዳማይ መጋባእያ ገበን ጉዳያት ሕገ መንግስቲን ግብረ ራዕዲን ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ብምቕራብ እቲ ክሲ…

ሓያል ዕስለ ኣንበጣ በረኻ ናብ ክልል ትግራይ ክኣቱ ይኽእል ኢዩ-ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ሓያል ዕስለ ኣንበጣ በረኻ ናብ ክልል ትግራይ ክኣቱ ከምዝኽእል ዝገልፁ ሓበሬታታት ከምዘለዉ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ስለዝኾነ ብፍላይ ኣዋሰንቲ ወረዳታት እተን ክልላት ብሓፈሻ ድማ ኩለን…

ኣብ ዩንቨርስቲታት ትምህርቲ ንምጅማር ኣብ ዘኽእል ዛዕባ ብምድሃብ ዘተ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ስሩዕ ትምህርቲ ንምጅማር ኣብ ዘኽእል ዛዕባ ብምድሃብ ዘተ ይግበር ኣሎ። እተን ትካላት ኣብ 2012 ዓ.ም ኮሮና ንምክልኻል ዝዓመመኦም ቁልፊ ተግባራት ብዝምልከትን ዝመፅአ ውፅኢትን ኣብቲ መድረኽ ብምቕራብ ይግምገም…

ህዝብን መንግስቲን ክልል ትግራይ ብምኽኒያት ሕልፈት ህይወት ሱልጣን ሃንፈሬ ዓሊሚራህ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ህዝብን መንግስቲን ክልል ትግራይ ብምኽኒያት ሕልፈት ህይወት ሱልጣን ሃንፈሬ ዓሊሚራህ ዝተሰመዖ ዓሙይቕ ሓዘን ገሊፁ። ፕሬዚዳንት ክልል ዓፋር ብምዃን ዘገልገሉ መንፈሳዊ መራሒ ዓፈር ሱልጣን ሃንፈሬ ዓሊሚራህ ብዝሓደሮም ሕማም ኣብ መበል 74 ዕድሚኦም…