Fana: At a Speed of Life!

ሓይሊ ኣየር ዘሰልጠኖም ቪዥን 2035 ሰልጠንቲ መገዲ ኣየር የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ንፈለማ እዋን ዘሰልጠኖም ቪዥን 2035 ሰልጠንቲ መገዲ ኣየር የመርቕ ኣሎ። ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ምስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዘለዎ ምትእስሳር ንምጥንኻር ዓሊሙ ብመሰረት ዝሓዞ ትልሚ፥ ንፈለማ እዋን እቶም ሰልጠንቲ በረራ ብስነ…

ስታርት ኣፕና ናብ ዕዳጋ ንምእታው ይስራሕ ኣሎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ስታርት ኣፕና ብህፁፅ፣ ብፅርየትን ስፍሓትን ናብ ዕዳጋ ንምእታው ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣፍሊጡ። ክሳብ 20 ሚያዚያ 2016 ዓ.ም ዝፀንሕ ኤግዚብሽን "ስታርት ኣፕ" ኢትዮጵያ ኣብ ሙዚየን ሳይንስ ንዑደተኛታት…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ እናተወሰደ ብዘሎ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ኩነታት ሰላም እናተመሓየሸ ይርከብ – ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ እናተወሰደ ብዘሎ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ኩነታት ሰላም እቲ ክልል እናተመሓየሸ ከምዝርከብ ኣብ ፓርቲ ብልፅግና ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ኦሮሚያ ሓላፊ ዘፈር ፖለቲካን ህንፀት ዓቕሚን ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ገሊፆም። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ…

ሃገራዊ ኮንፈረንስ  ሕክምና ድጋፍ ኣካልን ተሃድሶን ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮንፈረንስ  ሕክምና ድጋፍ ኣካልን ተሃድሶን ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ኮንፈረንስ፥ ብምትሕብባር ሚኒስቴር ጥዕና ኢትዮጵያን ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ ተባሂሉ። ሓላፊ  ቢሮ ሓለዋ ጥዕና…

ብዶ/ር መቅደስ ዳባ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ሪፈራል ሆስፒታል ዓይደር ዑደት ኣሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ጥዕና ብዶ/ር መቅደስ ዳባ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ሪፈራል ሆስፒታል ዓይደርን ማእኸል መፍረዪ ግላቭ ሜዲካል ኣፎሚ ዑደት ኣሳሊጡ። እቶም ልኡኻት ኣብቲ ዑደት፥ ኣብቲ ሆስፒታል ዝህነፅ ዘሎ ማእኸል መውሃቢ ሕክምና ጨረራ ካንሰር ዝበፅሐሉ ብርኪ…

ጥዕና ኲሊት ንምሕላው ዝሕግዙ 6 ቀለልቲ ነገራት

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኵላሊት ካብቶም ኣውራ ኣገደስቲ ክፋል ኣካላትና እንትኾና፥ ኣብ ደም ዝፍጠር ርስሓት ብምፅራይ ብመልክዕ ሽንቲ ከምዝወፅእ ዝገብራን እየን። ዓለማዊ ማሕበር ኔፍሮሎጂ ከም ዝሕብሮ፥ ፀቕጢ ደም ንምቍፅፃር ጥራይ ዘይኮነስ ኣብ ኣካላትና ዘሎ መጠን ኬሚካላት…

ኣድስ ኣበባና ንዝኾነ ይኹን ዘይተግልል ናይ ኩላህና ከተማ ኢያ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣድስ ኣበባና ንዝኾነ ይኹን ዘይተግልል ናይ ኩላህና ከተማ ኢያ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ  ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ብልምዓት ኮሪደርን መሊስካ ምልማዕን ዝተልዓሉ ነበርቲ…

ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ኣመራርሓ ቦርድ ፎረም ምትሕብባር ሴኩሪቲ ግሎባል ፐብሊክ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ጉባኤ ኣመራርሓ ቦርድ ፎረም ምትሕብባር ሴኩሪቲ ግሎባል ፐብሊክ ትሳተፍ ኣላ። ኣብቲ ጉባኤ፥ ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ይሳተፉ ኣለዉ። እቲ ፎረም፥ ዓመታዊ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ…

ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ሎሚ ኣብ ዘሳለጦ መበል 29 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ረቂቕ ፖሊሲ ኣገልግሎትን ምምሕዳርን መንግስቲ ጠሚቱ ኣብ ዝገበሮ ዘተ፥ መንግስቲ ዘውፅኦም ሕጊታት፣…

እንግሊዝ ካብ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ልዕሊ ዝኣትዉ ፍሪታት ዕምበባ እተኽፍሎ ዝነበረ ቀረፅ ገዲፋቶ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እንግሊዝ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ካብ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ልዕሊ ዝኣትዉ ፍሪታት ዕምበባ እተኽፍሎ ዝነበረ ቀረፅ ከምዝገደፈቶ ኣፍሊጣ። እተን ሃገራት መስ እንግሊዝ ዘለወን ልውውጥ ንግዲ ቀሊልን ምቹእን ንምግባር ዓሊሙ ዝተውሃበ ውሳነ ከምዝኾነ…