Fana: At a Speed of Life!

ዶክተር ቴድሮስና ኣድሓኖም ካብ ሞንጎ 100 ፅዕንቶ ፈጠርቲ ዓለም ሓደ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያዊ ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስና ኣድሓኖም ኣብ ታይም መፅሄት 2020 ካብ ውሽጢ ፅዕንቶ ፈጠርቲ 100 ሰባት ዓለም ሓደ ኮይኖም። ትውልደ ኢትዮጵያዊያን ዝኾኑ ድምፃዊ ኣቤል ተስፋየ (ዘ ዊክንድ)ን ሰኣሊት ጆሊ…

ተፀዋዕነተን ንሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህረቲን ዝኾና ዩኒቨርሲቲታት ልዕሊ ብር 91 ሚሊየን ንፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ኣበርኪተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ተፀዋዕነተን ንሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህረቲን ዝኾና ዩኒቨርሲቲታት ልዕሊ ብር 91 ሚሊየን ንፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ኣበርኪተን። እተን ዩኒቨርሲቲታት ካብዚ ብተወሳኺ ብሓደጋ ውሕጅ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝኸውን ሓገዝ ብር 14 ሚሊየን…

ኣብ ትግራይ 83 ወገናት ቫይረስኮሮና ተረኺብዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ናይ ትማሊ ፀብፃብ 24 ሰዓታት 702 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ 83 ወገናት ቫይረስኮሮና ከምዝተረኸቦም ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ካብዚኣቶም ድማ 48 ወገናት ካብ ማሕበረሰብ፣ 9 ሰባት ምስ ቫይረስኮሮና ዘለዎ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 70 ሺሕ ዛይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 70 ሺሕ ከምዝሓለፈ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ብዝተገበረ 6 ሺሕን 813 ምርመራ ላብራቶሪ ተወሰኽቲ 713 ሰባት ቫይረስኮሮና ከምዝተረኸቦም ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር…

በዓል ሓዱሽ ዓመት ዮ ማስቃላ ህዝቢታት ዞባ ጋሞ ኣብ ዩኔስኮ ንምምዝጋብ እናተሰርሕ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)በዓል ሓዱሽ ዓመት ዮ ማስቃላ ህዝቢታት ዞባ ጋሞ ኣብ ዩኔስኮ ንምምዝጋብ እናተሰርሕ ምዃኑ ተገሊፁ። ሓላፊ መምርሒ ባህሊ፣ቱሪዝምን ስፖርትን እቲ ዞባ ኣይተ ዘነበ በየነ ከምዝበሉዎ፥ በዓል ማስቃላ ህዝቢታት ጋሞ ብበፃሕቲ ዓዲ ዓለም ዝጉብነ ንምግባር…

251 ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)251 ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ሎሚ መዓልቲ ካብ ስዑድ ዓረብ ከተማ ጅዳ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ማእሰርቲን ዝተፈላለዩ ፀገማትን ዝነበሩ ከምዝኾኑ ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቓል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።…

ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ አድሓኖም ”ብሪጅ ሜከር ኣዋርድ” ዓለም 2020 ተባሂሎም ዝተዓወቱሉ ሽልማት ሎሚ መዓልቲ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ አድሓኖም ''ብሪጅ ሜከር ኣዋርድ ዓለም 2020'' ተባሂሎም ዝተዓወቱሉ ሽልማት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሃገረ ነርወይ ኦስሎ ተረኺቦም ሽልማቶም ተቐቢሎም። ዶክተር ቴድሮስ አድሃኖም፥ ኣብ ዝሓለፈ ዓርቢ…

ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ብብር 100 ሺሕ ዋሕስ ንኽፍትሑ ቤት ፍርዲ ወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ብብር 100 ሺሕ ዋሕስ ንኽፍትሑ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ዞባ ምብራቕ ሽዋ ወሲኑ። ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ብዝተኸሰሱሉ ኣዋጅ ኣመሓዳድራ መሳርሒታት ኲናት ቁፅሪ 1177/ 2012 ብምትሕልላፍ ዝብል ኢዩ ብዘቕረቡዎ ሕቶ ዋሕስ መርሚሩ…

ኣቦታት ሃይማኖት ኣብ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ሕማም ኤች አይ ቪ መንፈሳዊን ሓላፍነተም ንኽዋፅኡ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦታት ሃይማኖት ኣብ ከይዲ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ሕማም ኤች አይ ቪ/ኤድስ መንፈሳዊን ሓላፍነተም ንኽዋፅኡ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ፃውዒት ኣቕሪበን። እተን ሚኒስትር፥ ትካላት ሃይማኖት ኣብ ምቁፅፃርን ምክልኻልን ኤች ኣይ ቢ ኤድስ…

ዓቃቤ ሕጊ ኣይተ እስክንድር ነጋ ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ 7 ውልቀ ሰባት ዘቕረቦ ክሲ ንክመሓየሽ ቤት ፍርዲ ትእዛዝ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓቃቤ ሕጊ ኣይተ እስክንድር ነጋ ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ 7 ውልቀ ሰባት ዘቕረቦ ክሲ ንክመሓየሽ ቤት ፍርዲ ትእዛዝ ሂቡ። ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ልደታ ምድብ ቀዳማይ መጋባእያ ገበን ጉዳያት ሕገ መንግስቲን ፀረ ግብረ ራዕዲን፥ ዓቃቤ ሕጊ ቅድመ ሐዚ…