መሳርሒታት ኲናት ሓዊሱ ካልኦት ልዕሊ ብር 18 ሚሊየን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መሳርሒታት ኲናት ሓዊሱ ካልኦት ልዕሊ ብር 18 ሚሊየን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ።
18 ሚሊዮን 115 ሺሕን 99 ግምታዊ ዋጋ ካብ ሞንጎ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ፥ ደረቕ ጫት፣ እኽሊ፣…