Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኢትዮጵያ 75 ሚሊየን ሰባት ትኹረት ንዘድሊዮም ሕማማት በረኻ ዝተቓልዑ ኢዮም – ሚኒስቴር ጥዕና

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ 75 ሚሊየን ሰባት ትኹረት ንዘድሊዮም ሕማማት በረኻ ዝተቓልዑ ከምዝኾኑ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን፣ ሚኒስትር ትምህርቲን ከምኡ እውን መዳርግቲ ኣካላት…

ኣብ ትግራይ ተወሰኽቲ 31 ወገናት ቫይረስኮሮና ተረኺብዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 574 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ 31 ወገናት ቫይረስኮሮና ከምዝተረኸቦም ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ካብዚኣቶም ድማ 19 ወገናት ካብ ማሕበረሰብ፣ ክልተ ሰባት ምስ ቫይረስኮሮና ዘለዎ ሰብ ርክብ…

ህዝቢ ማእኸል ዝገበሩ ተግባራት ስራሕቲ ህንፀት ሰላም ወሳኒ ተግባር ኢዩ – ሚኒስቴር ሰላም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትረ ሰላም ወይዘሮ ሙሪያት ሰላም ምስ ኣባላት ኮሚሽን ዕርቀ ሰላም ሎሚ መዓልቲ ተዛቲየን። እተን ሚኒስትር ኣብቲ እዋን ዘተ ከምዝበለኦ፥ ኮሚሽን ዕርቀ ሰላም ትካላዊ ናፅነቱ ዝተሓለወን ከምዝኾነን እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዝኾነ ይኹን ስራሕቱ ኢድ…

ቤት ምኽሪ ሰላም ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ንበዓላት ዳሜራ፣ መስቀልን ኢሬቻን መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ሰላም ምምሕር ኣዲስ ኣበባ ንበዓላት ዳሜራ፣ መስቀልን ኢሬቻን መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ እቶም በዓላት ምኽንያት ብምግባር ሎሚ መዓልቲ መግለፂ ሂቡ። ኣብ መግለፂኡ ድማ ኣብ ቀረባ እዋን ዝተጣየሸ ቤት…

ኣብ ኢትዮጵያ ምስ መንነትን ዓርሰ ምሕደራን ተተሓሒዙ ዝካየድ መፅናዕቲ ኣብ መላእ ሀገር ዝርከባ 68 ከባቢታት ከምዝሽፍን ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ምስ መንነትን ዓርሰ ምሕደራን ዝተተሓሓዙ ፀገማት ካብ መሰረቶም ንምፍታሕ ዘኽእል ፕሮጀክት ሃገራዊ መፅናዕቲ ካብዚ ዓመት ጀሚሩ ንምዝዛም ዩኒቨርሲታት ብሓባር ከምዝሰርሓ ተሓቢሩ። ኣብ ዝተፈላለያ ከባቢታት ኢትዮጵያ ዝርከባ 24…

ቀ/ሚ ኣቢይ በዓል ዳሜራ መስቀል ምኽያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ዳሜራ መስቀል ምኽያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ በዓል መስቀል ምልክት ፈተናን ዓወትን ኢዩ ኢሎም። ንግስት ኢሌኒ…

ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ሰሙናት ብዘይሕጋዊ ሰነድ ናብ ስዑድ ዓረብ ኣቲዮም ዝነበሩ 676 ኢትጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ሰሙናት ብዘይሕጋዊ ሰነድ ናብ ስዑድ ዓረብ ኣቲዮም ኣብ ዝተፈላለያ ኣቢያተ ማእሰርቲ ጂዳን ሪያድን ዝነበሩ 676 ኢትጵያውያን ናብ ሃገሮም ክምለሱ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቓል ሚኒስቴር…

6ይ ሃገራዊ መረፃ ብዝምልከት መቐመጢኦም ኣዲስ ኣበባ ንዝገበሩ ኣምባሳደራት ወፃኢ ሃገራት ገለፃ ይግበረሎም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብዚ ዓመት ዝካየድ  6ይ ሃገራዊ መረፃ ብዝምልከት መቐመጢኦም ኣዲስ ኣበባ ንዝገበሩ ኣምባሳደራት ወፃኢ ሃገራት ገለፃ ይግበረሎም ኣሎ። ላእለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቲዎስን ሓላፊት ቤት ፅሕፈት  ቋንቋንታት ወፃኢን ዲጂታል…

ኣይተ መላኩ ኣለበል ምስ ጉጅለ ልኡኻት ባንኪ ዓለም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣይተ መላኩ ኣለበል ምስ ጉጅለ ልኡኻት ባንኪ ዓለም ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ከይዲ ዘላቒ ኢኮናሚያዊ ልምዓት ኢትዮጵያ ዘድሃበ ከምዝኾነ ተገሊፁ። መራሒ እቲ ጉጅለ ልኡኻትን ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ…

አርቲስት ኣልማዝ ሃይሌ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ብዙሓት ተዋስኦ ፊልሚን ቲያትርን ትፍለጥ ኣርቲስት ኣልማዝ ሃይሌ (ማሚ) ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊያ። ንዘሓለፉ ክልተ ሰሙናት ክትትል ሕክምና እናተገበረላ ዝፀንሐት ኣርቲስት ኣልማዝ ሎሚ መዓልቲ ከምዝዓረፈት ተገሊፁ። ኣርቲስት ኣማዝ…