ግድብ ህዳሰ ንህዝቢ ሱዳን ተረባሕቲ ዝገብር ዓቢዪ ፕሮጀክት ኢዩ – መራሒ ጉጅለ ልኡኻት ሰብ ሃፍቲ ሱዳን
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትያ ንህዝቢ ሱዳን ተረባሕቲ ዝገብር ዓቢዪ ፕሮጀክት ከምዝኾነ መራሒ ጉጅለ ልኡኻት ሰብ ሃፍቲ ሱዳን ታግለዲን ኣብዱልጃሲም ገሊፆም።
ጉጅለ ልኡኻት ሰብ ሃፍቲ ሱዳን ካብ 12 መስከረም 2013 ዓ.ም ጀሚሮም ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት…