Fana: At a Speed of Life!

ሓበራዊ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ዝቕፅል ሰሙን ሰኑይ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)5ይ ዘበን 6ይ ዓመት እዋን ስራሕ ቀዳማይ ስሩዕ ሓበራዊ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ፌዴሪኢ 25 መስከረም 2013 ዓ.ም ከምዝሳለጥ ተገሊፁ። ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን እቲ ስሩዕ ኣኼባ ኣመልኪቱ ኣብዘመሓላለፎ መልእኽቲ ፃውዒት፥…

ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ሀገር እናወፀአ ዝነበረ ልዕሊ 132 ሺሕ ዶላር ኣሜሪካ ኣብ ትሕቲ ቁፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ሀገር እናወፀአ ዝነበረ 132 ሺሕ ዶላር ኣሜሪካን 9 ነጥቢ 2 ኪሎ ግራም ዝምዘን ኮኬይን ዝተብሃለ መዐወኒ ሓሺሽን ኣብ ትሕቲ ቁፅር ምውዓሉ ቤሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ…

ቤት ቱፍርዲ ሕቶ ዋሕስ ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ብይን ንመሃብ ን26 መስከረም ተለዋጢ ቆፀሮ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትእዛ ዋሕስ ብር 100 ሺሕ ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ዝኣገደ  ተዘዋዋሪ ምድብ መጋባኢያ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ሸዋ፤ ሎሚ መዓልቲ ክትዕ ተኻይዱሉ ኣብቲ ሕቶ ዋሕስ ብይን ንመሃብ ን26 መስከረም 2013 ዓ.ም ተለዋጢ ቆፀሮ ሂቡ።…

ሚኒስቴር ትምህርት ክልተ ኣቢያተ ትምህርቲ ውልቀ ከምዝኣገደ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ትምህርት ክልተ ኣቢያተ ትምህርቲ ውልቀ ንእዋኑ ከምዝኣገደ ኣፍሊጡ። እገዳ ዝተመሓላለፈለን ኣቢያተ ትምህርቲ ድማ ቤት ትምህርቲ ሓድነት ኢንተርናሽናልን ቤት ትምህርቲ ማሕበረሰብ ሄሌኒክ-ግሪክን ከምዝኾና ተገሊፁ። እተን ኣቢያተ…

ዓቃቢ ሕጊ እኒ እስክንድር ነጋ ዝተኸሰሱሉ ገበን ክሲ ኣመሓይሹ ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓቃቢ ሕጊ እኒ እስክንድር ነጋ ዝተኸሰሱሉ ሃይማኖትን ብሄርን መሰረት ዝገበረ ሕድሕድ ጎንፂ ብምፍጣር ዝብል ገበን ክሲ ቤት ኣመሓይሹ ኣቕሪቡ። እቲ ዝተመሓየሸ ክሲ፥ ኣብ ዝሓለፈ ቆፀሮ ቀዳማይ መገባእያ ጉዳያት ሕገ መንግስቲን ፀረ ግብረ ራዕዲን…

ሕብረተሰብ በዓል ኢሬቻ ብመሰረት ዝተቐመጠሉ ኣንፈት ንክኽበር ኣባገዳታት ኣተሓሳሲቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ኦሮሞ በዓል ኢሬቻ ብመሰረት ዝተቐመጠሉ ኣንፈት ንከኽብርዎ ኣባገዳታት ኣተሓሳሲቦም። ሕብረት ኣባገዳታት ኦሮሞ ኣብ ክሊ ኣከባብራ በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ መግለፂ ሂቦም። ብምኽኒያት ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮናን እዋናዊ ኩነታት ፀፅታን…

ኣፍሪካ ግብሪ ብምጭብርባርን ብስርቂን በቢዓመቱ 89 ቢሊየን ዶላር ትስእን – ውድብ ሕቡራት መንግስታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣፍሪካ ግብሪ ብምጭብርባርን ብስርቂን በቢዓመቱ 89 ቢሊየን ዶላር ከምትስእን መፅናዕቲ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣፍሊጡ። እዚ ድማ ኣፍሪካ በቢዓመቱ ካብ ወፃኢ ሃገራት ንልምዓት ካብ ትቕበሎ ሓገዝ ዝዛየደ ከምዝኾነ ኢዩ እቲ ፀብፃብ ዝገለፀ።…

ኮሚሽን ፖሊስ ፌደራል መድረኽ ዘተ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፤ 19 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ፌደራል “ልዕሊ ርእስኻ ንሃገርን ህዝቢን!” ብዝብል መሪሕ ቓል ፅባሕ ዘኽብሮ በዓል ብዝምልከት ኣብ ሆቴል ሸራተን መድረኽ ዘተ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ መኮንን ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ሚኒስትራት፣…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ክልል ዓፋር ብሓደጋ ውሕጅ ንዝተጎድኡ ክፋላት ሕብረተስብ ብር 3 ሚሊየን ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ክልል ዓፋር ብሓደጋ ውሕጅን ምዕልቕላቕ ማይን ንዝተጎድኡ ክፋላት ሕብረተስብ ዝውዕል ብር 3 ሚሊየን ሓገዝ ገይሩ። ብኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ዝተመርሐ ልኡኽ፤ ኣብ ክልል ዓፋር ብሓደጋ…

ብህይወት ዘየለ ከንቲባ ኣብ መረፃ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሰንኪ ኮቪድ-19 ህይወቱ ዝሰኣነ ከንቲባ ሮማኒያዊት ከተማ፥ ኣብ ቀረባ መዓልታት ተኻይዱ ኣብ ዝነበረ መረፃ 64 ሚኢታዊ ድምፂ ብምርካብ ተዓዊቱ። ኣብ ደቡባዊ ሮማኒያ ኣብ እትርከብ ግዝኣት ዴቨሰሉ ከንቲባ ዝነበረ ኢዮን ኣሊማን ንሳልሳይ ግዜ ኣብ…