Fana: At a Speed of Life!

እስራኤል ኣብ እዋን ዕፅዋ ሰላማዊ ሰልፊ ዝእግድ ሕጊ ኣውፂኣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ እስራኤል ኣብ እዋን ዕፅዋ ካልኣይ ማዕበል ምልባዕ ቫይረስኮሮና መንግስቲ ብዝሒ ህዝቢ ዝሳተፎ ዝኾነ ይኹን ሰላማዊ ሰልፊ ንኽእግድ ስልጣን ሂቡ። እቶም ሰልፈኛታት ኩሉ ኣድላይ ዘበለ ምክልኻልን ምፍንታትን ገይሮም ካብ መንበሪ ገዛውቶም ሓደ…

ላዕለዎት ኣመራርሓ ዩኒቨርስቲ ራያ ዝሐሸ ምህርቲ ዝህቡ ዓሌታት ዘራእቲ ንምስፍሕፋሕ ዘኽእል ልምዲ ንምርካብ ዓሊሞም ዑደት የካይዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ላዕለዎትን ማእኸለዎትን ኣመራርሓ ዩኒቨርስቲ ራያ ዝሐሸ ምህርቲ ዝህቡ ዓሌት ዘራእቲ ንምስፍሕፋሕ ኣብ ዝግበር ዘሎ ከባቢ ዑደት የሳልጡ ከምዘለዉ ተገሊፁ። እቶም ኣመራርሓ፥ ዩኒቨርስቲ ራያ ኣብ ዞባ ደቡብ ዝሐሸ ምህርቲ ዝህቡ ዓሌታት ዘራእቲ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ዜጋታት ዝተኸልዎም ፈልሲታት ንክከናኸኑ ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ዜጋታት ዝተኸልዎም ፈልሲታት ንክከናኸኑ ፃውዒት ኣቕሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፆም ከምዝበልዎ፥ ኣብ ዝሓለፈ እዋን ምንባር ኣሰር ሓምለዋይ ልምዓት ዝተተኸሉ…

ብዓል ኢሬቻ ኣብ ዝኽበረሉ ቦታ ወፍሪ ፅርየት ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብዓል ኢሬቻ ሆራ ፌንፊኔ ኣብ ዝካየደሉ ቦታ ሎሚ መዓልቲ ወፍሪ ፅርየትን ነፀጋ ፀረ ታህዋስያንን ተሳሊጡ። ዋና ኣካያዲ ስራሕ ኤጀንሲ ምምሕዳር ደረቕ ርስሓት ኣዲስ ኣበባ ዶክተር እሼቱ ለማ፥ ኣብቲ ወፍሪ ፅሬት ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብን…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 784 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 6 ሺሕን 139 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 784 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 75 ሺሕን 368…

ኢትዮጵያን ጀርመንን ሓገዝ ስምምዕነት 100 ሚሊየን ዩሮ ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ጀርመንን ሓገዝ ስምምዕነት 100 ሚሊየን ዩሮ ሎሚ መዓልቲ ተፈራሪመን። እቲ ስምምዕነት ሓገዝ ሚኒስቴር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ስቴፈን ኣወርን ፈሪሞምዎ። ኢትዮጵያ ምስ ቫይረስ ኮሮና…

ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ኦሮሞ ኣዲስ ኣበባ በዓል ኢሬቻ ብዝምልከት ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ኦሮሞ ኣዲስ ኣበባ ብዛዕባ ኣከባብራ በዓል ኢሬቻ ብዝምልከት ተዛቲየን። እተን ምክትል ከንቲባ ኣብቲ እዋን ዘተ ከምዝበለኦ፥ በዓል ኢሬቻ ተምሳሌት ሰላም፣…

ኣዘርባጃንን ኣርሜኒያን ናብ ጎንፂ ካብ ዝኣትዋ ንደሓር 2 ሺሕን 300 ወታደራት ኣርሜኒያ ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣዘርባጃንን ኣርሜኒያን ናብ ጎንፂ ካብ ዝኣትዋ ንደሓር ክሳብ ሕዚ 2 ሺሕን 300 ወታደራት ኣርሜኒያ ከምዝሞቱ ተገሊፁ። ኣልጀዚራ ንግልጋሎት ዜና ኣናዶሉ ፀሪሑ ከምዝጸብፀቦ እንተኾይኑ፥ ክልቲአን ሃገራት ናብ ርኡይ ኲናት ከምዝኣተዋን ብዙሓት…

299 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)299 ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ትማሊ ተመሊሶም። እቶም ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ስዑድ ዓረብ ዝኣተዉን ኣብ ከተማ ጅዳ ተኣሲሮም ዝነበሩ ከምዝኾኑን ተሓቢሩ። ምስ መንግስቲ ስዑድ ዓረብ…

ፖሊስ ህይወቱ ንሃገርን ህዝቢን አሕሊፉ ዝህብ ዘሎ ሓይሊ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ኩሉ ግዘ ህይወቱ ንህዝቢን ሃገርን ኣሕሊፉ ዝሃበ፤ ንኽብሪ ሃገሩን ባንዲርኡን ልዑል መስዋእቲ እናኸፈለ ዝርከብ ሓይሊ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ክብረ በዓል “ልዕሊ ርእስኻ ንሃገርን ህዝቢን!” ፖሊስ…