Fana: At a Speed of Life!

ኩባኒያ ምፍራይ  ተሽከርካሪ ኤሌክትሪክ ጉዋንዙ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ዝርከብ ሁዋጃን ሓቢሩ ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓለም ገዘፍቲ ካብ ዝበሃሉ ኩባኒያ ምፍራይተሽከርካሪ ኤሌክትሪክ ጉዋንዙ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ዝርከብ ሁዋጃን ሓቢሩ ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምንባር እቲ ክታም፥ ምክትል ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ…

ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዘለዉ ኣስታት 70 ሺሕ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ስራሕ ተጀሚሩ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይ ምዕራፍ ዜጋ ተኮር ዲፕሎማሲ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዘለዉ ኣስታት 70 ሺሕ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ስራሕ ተጀሚሩ። ኣብዚ ሰሙን 12 በረራታት ብምግባር ኣብ ዝቕፅሉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ማእኸል መፅንሒ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅን ፕሬዚዳንት ስዊዘርላንድን  ዓለም ለኸ መድረኽ ምትሕብባር ከፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅን ፕሬዚዳንት ስዊዘርላንድ ቪዮላ ኣምኸርድን  መበል ሳልሳይ ዓለም ለኸ መድረኽ ምትሕብባር ኣብ ከተማ ባዝል ከፊቶም። እቶም ፕሬዚዳንታት ከልቲኣዊ ዘተ ዘካየዱ እንትኾኑ፥ እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት…

ኣብ ልዕሊ ኣመራርሓን ኣባልን ፅንፈኛ ሓይሊ ስጉምቲ ተወሲዱ-ፖሊስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ኣመራርሓን ኣባልን ፅንፈኛ ሓይሊ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። በቲ ዝተወሰደ ስጉምቲ፥ ኣመራርሓን ሓደ ኣባል ጉጅለን እቲ ፅንፈኛ ከምዝተቐተሉ ተገሊፁ። ብተወሳኺ ሓደ ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ተሓቢሩ። ከም…

ኣብ ኩሎም ዓውዲታት ሰራዊት ናይ ምህናፅ ከይዲ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኩሎም ዓውዲታት ዓውዲታት ሰራዊት ናይ ምህናፅ ከይዲ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ንህንፀት ኮምፕሬሄንሲቭ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ቤላ እምነ ኩርናዕ ኣብ…

ኣሜሪካ ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ሰራሕተኛታታ ክልከላ ጉዕዞ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ካብ ኢራን መጥቃዕቲ ክፍኖ ይኽእል ብዝብል ስግኣት ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ዲፕሎማሰኛታታ ክልከላ ጉዕዞ ከምዝገበረት ተገሊፁ፡፡ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ እስራኤል፤ ንጥንቃቐ ተባሂሉ እቶም ዲፕሎማሰኛታ ካብ ከባቢታት እየሩሳሌም፣ ቴልአቪቭ ወይ ድማ…

ምጉዳል ምግቢን ስርዓተ-ምግቢን ንምንካይ እናተሰርሐ ምዃኑ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘፈር ሕርሻ መፍረያይነት ንምዕባይ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ጎድና ጎድኒ ልምዓት ስርዓተ-ምግቢ ተኮር ንኽኸውን እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ፡፡ ከም ሃገር ዝተቐመጠ ፀገም ምጉዳል ምግቢን ስርዓተ-ምግቢን ንምንካይ ዝተትሓዘ ሸቶ ንምዕዋት…

መበል ራብዓይ ናይ ብሉፃት ብሉፅ ውድድር ፍፃመ ፋና ላምሮት ብልዑል ስነስርዓት ፅባሕ ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ራብዓይ ናይ ብሉፃት ብሉፅ ውድድር ፍፃመ ፋና ላምሮት ብልዑል ስነስርዓት  ፅባሕ ቀዳም ክሳለጥ ኢዩ። ኣብ ዝሓለፉ 12 ሰሚናት ኣብ መንጎ 16 ተወዳደርቲ ክካየድ ዝቐነየ ውድድር፥ ፅባሕ ኣብ መንጎ ኣርባዕተ ተወዳደርቲ ብዝካየድ ናይ ብሉፃት…

ስርዓት ሓበሬታ ጥዕና ዲጂታላይዝድ ብምግባር 4 ሺሕ ትካላት ጥዕና ብኔትወርክ ምትእስሳር ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ሓበሬታ ጥዕና ሃገር ዲጂታላይዝድ ብምግባር 4 ሺሕ ትካላት ጥዕና ብኔትወርክ ምትእስሳር ከምዝተኽኣለ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ስርዓት ሓበሬታ ጥዕና ንምምሕያሽ ብዝተጀመረ "ዲኤችኣይኤስቱ" መተግበሪ ኣቢሉ ኣብ ዝሓፉ ሸውዓተን ሸሞንተን ዓመታት…

ተርሚናል ኣውቶቡስን ፕላዛታት ዓድዋን ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ንኣገልግሎት ህዝቢ ክፍቲ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተርሚናል ኣውቶቡስን ፕላዛታት ዓድዋን ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ንኣገልግሎት ህዝቢ ክፍቲ ከምዝኾኑ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቲ ተርሚናል ተገልገልቲ ካብ ፀሓይን ዝናብን ካብ ምክልኻል ብተወሳኺ ድሕንነት ተሳፈርቲ ብዝበለፀ ንምሕላው ዘኽአል ካሜራ…