Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒትር ኪርጊዝታን ኩባትቤክ ቦሮኖቭ ካብ መዝነቶም ለቒቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒትር ኪርጊዝታን ኩባትቤክ ቦሮኖቭ ካብ መዝነቶም ለቒቖም። ካብቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ብተወሳኺ ኣፈጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ እታ ሃገር ዳስታን ጁማቤኮቭ እውን ደብዳቤ መልቀቒ መዝነት ኣእቲዮም ኢዮም። እቶም ሰብ መዚ ስልጣኖም…

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ትማሊ ኣብ ዘሳለጦ ስሩዕ ኣኼባ ብዛዕባ ክልል ትግራይ ዝምልከት ውሳነ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ትማሊ ኣብ ዘሳለጦ ስሩዕ ኣኼባ መንግስቲ ፌዴራል ምስ ባይቶ ክልል ትግራይን ላዕለዎት ኣካላት ፈፀምቲ ሕጊን ዝኾነ ዓይነት ርክብ ከይፍፅም ወሲኑ። ፀሓፊ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ትርጉሙ ሕገ-መንግስቲን ማንነትን እቲ ፌዴሬሽን ኣይተ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ባህርዳር ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ናብ ከተማ ባህርዳር ኣቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ከተማ ባህርዳር እንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ተመስገን ጥሩነህን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…

ውድድር ኩዕሾ እግሪ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ 3 ታሕሳስ ከምዝጅመር ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ውድድር ኩዕሾ እግሪ ደቂ ተባዕቲዮ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ 3 ታሕሳስ 2013 ዓ.ም ከምዝጅመር ሼር ካምፓኒ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ዕላዊ ገይሩ። እቲ ሼር ካምፓኒ፥ ኣብ ውሽጢ ኮቢድ ኮይንካ ውድድር ፕሪሜርሊግ ንምጅማር ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ብምዃ…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሰለስተወርሒ ጥራሕ ንህንጸት ግድብ ህዳሰ ዝውዕል ልዕሊ ብር 500 ሚሊየን ኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ህንፀት ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኣብ ጫፍ ንምብፃሕ ስራሕቲ ወፍሪ ምትእኽኻብ እቶት  እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ። ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ተሳትፎ ህዝቢ ግድብ ህዳሰ እታ ከተማ፥ ኣብቲ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ንህንጸት ግድብ ህዳሰ…

ኣብዚ ዓመት ልዕሊ 1 ነጥቢ 7 ሚልየን ብር ኣታዊ ንምርካብ ዓሊሙ ትሰርሕ ከም ዘላ ማልት ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 መስከረም፣2013 ( ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ 2013 ዓ.ም ልዕሊ 1 ነጥቢ 7 ሚልዮን ብር ኣታዊ ንምርካብ ዓሊሙ ይሰርሕ ከም ዘሎ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ጨንፈር ጉሎመኸዳ ኣፍሊጡ። መተሓባበሪ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ጨንፈር ወረዳ ጉሎመኸዳ ኣይተ ፍፁም ኣብርሃ ከምዝሓበርዎ፥ ኣብ…

ዝመረፀና ህዝቢ ውክልንኡ ክሳብ ዘልዕል ሓላፍነትና ምውፃእ ክንቅፅል ኢና – ኣባላት ቤት ምኽሪ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 መስከረም፣2013 ( ኤፍ.ቢ.ሲ)ዝመረፀና ህዝቢ ውክልንኡ ክሳብ ዘልዕል ዝተውሃበና ህዝባዊ ሓላፍነት ምውፃእ ክንቅፅል ኢና ክብሉ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ገሊፆም። ሜላታት ምክልኻል ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮና ብጥንቃቐ ብምፍፃም ምርጫ ክሳብ ዝካየድ ውክልና ዝመረፆም ህዝቢ…

ኣብ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ሓሙሽተ ዞባታትን ሓደ ፍሉይ ወረዳን ክልል ንምምስራት ዘቕረቡዎ ሕቶ ብሙሉእ ድምፂ ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣብ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ሓሙሽተ ዞባታትን ሓደ ፍሉይ ወረዳን ብሓባር ብምዃን ክልል ንምምስራት ዘቕረቡዎ ሕቶ ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ። ቅድም ክብል ኣብ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዝርከባ ሓሙሽተ ዞባታትን ሓንቲ ፍሉይ ወረዳን…

ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ብኦን ላይን ንምፍታን ዝገብሮ ምድላው እናዛዘመ ምዃኑ ሚኒስቴር ትምህርቲ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ዘበነ ትምህርቲ 2013 ዓ.ም ብኦን ላይን ንምፍታን ዘኽእሎ ኣድላዪ ምድላው ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። ንሰብሞያታት ስልጠና ምሃብ ዝተጀመረ እንትኸውን፥ ኣብ ኣቢያተ ትምህርቲ ድማ ፈተና ንመሃብ ዘኽእል እኹል…

ቤት ፍርዲ ኣርተሲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ብምቕታል ዝተኸሰሱ 4 ውልቀሰባት ብመንግስቲ ጠበቓ ንኽቖመሎም ኣዚዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ፍርዲ ኣርተሲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ብምቕታል ዝተኸሰሱ ኣርባዕተ ውልቀሰባት ብመንግስቲ ተኸላኻሊ ጠበቓ ንኽቖመሎም ኣዚዙ። ተኸሰስቲ ብመሰረት ቆፀረኦም ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ቀዳማይ መጋባእያ ገበን ጥሕሰት ሕገ-መንግስቲን ፀረ ግብረ…