Fana: At a Speed of Life!

ድምፃዊ   በኣምላክ ቢያድግልኝ   ኣብ ውድድር ፍፃመ ፋና ላምሮት ቀዳማይ ብምዃን ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ድምፃዊ በኣምላክ ቢያድግልኝ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ራብዓይ ዙር ውድድር ፍፃመ ፋና ላምሮት ቀዳማይ ብምዃን ተዓዊቱ። ኣብ ዝሓለፉ 12 ሰሙናት ኣብ መንጎ 16 ተወዳደርቲ ክካየድ ዝቐነየ ውድድር፥ ሎሚ ኣብ መንጎ ኣርባዕተ ተወዳደርቲ ብዝተኻየደ ናይ…

ኣብ ወረዳ ዶዶላ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 9 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ ወረዳ ዶዶላ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 9 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ። ሓላፊ ዓውዲ ምክልኻልን ቁፅፅርን ሓደጋ ትራፊክ እቲ ዞባ ኮማንደር ከማል ኣማን፥ እቲ ሓደጋ ብጉድለት ጥንቃቐ ከምዘጋጠመ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ተዛሪቦም።…

ፋና ላምሮት ሃገር ለኸ ብርሃን ሽምዓ ፌስቲቫል ኪነጥበበን ባህልን ኣብ ዝኾነሉ ኣገባብ ጠመተ ብምሃብ ክስራሕ ኢዩ- ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ላምሮት ሃገር ለኸ ብርሃን ሽምዓ ፌስቲቫል ኪነጥበበን ባህልን ኣብ ዝኾነሉ ኣገባብ ጠመተ ብምሃብ ክስራሕ ኢዩ ክብሉ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው ገሊፆም። ኣብ ዝሓለፉ 12 ሰሙናት ኣብ መንጎ 16…

ልዕሊ 235 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 235 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ካብ 29 መጋቢት ክሳብ 3 ሚያዚያ 2016 ዓ.ም ኣብ ዝገበሮ ክትትል 169 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ኣታዊን 66 ሚሊየን ብር ናይ…

ኣቦታት ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣብ መፅንሒ ኣረጋዊያንን ማእኸል ሕክምና ህፃናትን ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦታት ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከቡ መፅንሒ ኣረጋዊያንን ማእኸል ሕክምና ህፃናትን ዑደት ኣሳሊጦም። ብተወሳኺ ኣብን ሆስፒታል ኢትዮ-ኢስታንቡል ዑደት ከምዝገበሩ ተገሊፁ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ…

ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ፈላማይ ኣኼቡኡ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዝተረኸቡሉ ፈላማይ ኣኼቡኡ ኣካይዱ። ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ከምዝበሉዎ÷ እቲ ቤት ምኽሪ ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ዝምራሕን…

ብሪታንያ ነበር ዕጡቓት መሊስካ ንምጥያሽ ትገብሮ ሓገዝ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ እናተሳለጠ ዝርከብ ነበር ዕጡቓት መሊስካ ናይ ምጥያሽ ስራሕ ዕዉት ንኽኸውን መንግስቲ ብሪታንያ ዝገብሮ ሓገዝ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣምባሳደር ዳረን ዌልች ኣረጋጊፆም፡፡ ኮሚሽነር ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ተመስገን ጥላሁን ምስ ኣምባሳደር…

ክልከላ ተነቢሩወን ካብ ዝነበራ ተሽከርከርቲ እተን 58 ካብ ጅቡቲ ናብ ድሬዳዋ ተጓዓዒዘን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወደብ ጅቡቲ ብምኽዛን ናብ ሃገር ከይኣትዋ ክልከላ ተነቢሩወን ካብ ሞንጎ ዝነበራ ተሽከርከርቲ እተን 58 ካብ ጅቡቲ ናብ ድሬዳዋ ብምጉዕዓዝ ኣብ ወደብን ተርሚናልን ድሬዳዋ በፂሐን። እተን ተሽከርከርቲ ውሳነ ክሳብ ዝረኸብባ ናብ ውሽጢ ሃገር…

ሓበራዊ ኮሚቴ ሚኒስቴር ጥዕና ኣብ ከተማ መቐለ ገምጋም ስራሕ የሳልጥ ኣሎ ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ኮሚቴ ሚኒስቴር ጥዕና ኣብ ከተማ መቐለ ገምጋም ስራሕ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ ሓዊሱ፥ ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ገዚያዊ ምምሕዳር…