Fana: At a Speed of Life!

ኣመራርሓ ተቓወምቲ ፖለቲካ ፓርቲ ናብ ሹመት ምምጽኦም ዓብይ ሃገራዊ ለውጢ እዩ-ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግድብ ህዳሰ ናይ ኣደታት ጸገም ዝቐርፍ ብምኳኑ ዓብይ ህዝባዊ ተሳትፎ ንምፍጣርን እቲ ግድብ ንምጥንቓቕ ድልው ከምዝኾኑ ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ ገሊጾም። ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ ዋና ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ሕዝባዊ ተሳትፎ ዓብዪ ግድብ…

ኣብ ሓደ ህንፃ ቢሮ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሓደ ህንፃ ቢሮ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ተገሊፁ። ኣመሓዳሪ እቲ ባንኪ ዶክተር ይናገር ደሴ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ እቲ ባርዕ ሓዊ ምንም ጉድኣት እንተየብፀሐ ኣብ ቁፅፅር ውዒሉ…

ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ንፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ድጋፍ ንዝገበሩ ትካላት አመስጊኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ንፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ድጋፍ ንዝገበሩ ትካላት አመስጊኑ። እቲ ቤት ፅሕፈት፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኮይሻ፣ ጎርጎራን ወንጪን ብሓባር ንምልማዕ ንዘቕረብዎ ፃውዒት ብምቕባል ድጋፍ ገንዘብ ንዝገበሩ…

357 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ኢትዮጵያ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)357 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ተመሊሶም። እቶም ኢትዮጵያውያን ኣብ ዓለም ለኻዊ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ዳይሬክተር ጄኔራል ጉዳያት ቆነስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ መስፍን ገብረማሪያም ሓዊሱ ካብ…

ሚኒስቴር ትምህርቲ ማስክ ዘይበፅሐን ኣብያተ ትምህርቲ 9 ጥቅምቲ ምምሃር ምስትምሃር ንከይጅምራ ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ፌዴሪኢ ማስክ ዘይበፅሐን ኣብያተ ትምህርቲ 9 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ከይዲ ምምሃር ምስምሃር ንከይጅምራ ኣተሓሳሲቡ። ኣብ ወረዳን ጣቢያን ዘለዋ ኣብያተ ትምህርቲ 9 ጥቅምቲ ከምዝጅምራ ዝገለፁ ሚኒስትር ትምህርቲ ዶክተር ኢንጂነር…

ከይዲ ህንፀት ሃገር ዘይውዳእን ካብ ትውልዲ ናብ ትውልዲ ብምቅብባል ዝስራሕን ኢዩ-ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ሰላም ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ መዓልታት ንሕብረት ተምሃሮ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ተወከልቲ ፎረም ሰላምን ዘዳለዎ መድረኽ ስልጠናን ልዝብን ሎሚ መዓልቲ ተዛዚሙ። ኣብ መዕፀዊ እቲ መድረኽ ዝተረኸባ ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል፥…

ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ሃገራዊ ዛዕባታት ዘድሃበ ዘተ የካይዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝንቀሳቐሱ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ሃገራዊ ዛዕባታት ዘድሃበ ዘተ የካይዱ ኣለዉ። ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብቲ መድረኽ ዘተ ይሳተፉ ከምዘለዉ ተገሊፁ። እቶም ፓርቲታት ፖለቲካ፥ “ሕገ-መንግስትን…

ፈረንሳይ ብሰንኪ ቫይረስኮሮና ኣብ 9 ከተማታት ሰዓት እቶ እቶ ኣዊጃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ኣብ ፓሪስን ካልኦት ትሸዓተ ከተማታትን ኣብ ሰዓታት ናይ ምሸት ኣዋጅ እቶ እቶ ከምዝተኣወጁ ኣፍሊጦም። ኣዋጅ እቶቶ እታ ሃገር ነቲ ብቑልጡፍ ዝላባዕ ዘሎ ለበዳ ቫይረስኮሮና ንምግታእ ዝዓለመ ዝዓለመ ከምዝኾነ…

ፕሬዚዳንት ኢሳይያስ ኣብ ኢትዮጵያ ከሳልጥዎ ዝቐነዩ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ብምዝዛም ናብ ኣስመራ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ኢትዮጵያ ከሳልጥዎ ዝቐነዩ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ብምዝዛም ናብ ኣስመራ ተመሊሶም። ፕሬዚዳንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንሰለስተ መዓልታት ዝፀንሕ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ኣብ ዝሓለፈ ዕለተ ሰኑይ ናብ ኢትዮጵያ…

ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ ዋና ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ሕዝባዊ ተሳትፎ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ብምዃን ተሸይሞም   

ኣዲስ ኣበባ፣ ጥቅምት 5፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ ዋና ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ሕዝባዊ ተሳትፎ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብምዃን ተሸይሞም። ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ትማሊ 04 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ ዋና ዳይሬክተር ቤት…