Fana: At a Speed of Life!

ዝተፈላለያ ትካላት ንመኣዲ ንሃገር ዝኸውን ደገፍ ይገብራ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኮይሻ፣ ጎርጎራን ወንጪን ብሓባር ንምልማዕ ንዝቐረበ ፃውዒት ብምቕባል ንመኣዲ ንሃገር ዝኸውን ደገፍ ንዝገብራ ዘለዋ  ዝተፈላለያ ትካላት አመስጊኑ። ብመሰረት እዚ፦ ባልኪ ዳሸን - 30 ሚሊየን ብር…

ኩለን ዩንቨርስቲታት ካብ 23 ክሳብ 30 ጥቅምቲ ቀዳማይ ዙር ምቕባል ተምሃሮ ክገብራ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ዶክተር ሳሙኤል ኡርቃቶ ኩለን ዩንቨርስቲታት ካብ 23 ክሳብ 30 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ቀዳማይ ዙር ምቕባል ተምሃሮ ንክገብራ ኣተሓሳሲቦም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ቀረባ እዋን ብመሰረት ፕሮቶኮል ኮቪድ-19…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 665 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 6 ሺሕን 569 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 665 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 87 ሺሕን 834…

ኣይተ ልደቱ ብዝቐረበሎም 2ይ ክሲ ተለዋጢ ቆፆሮ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ሕገ-መንግስቲ ንምፍራስ ብምሕሳብ ንሕገ-መንግስቲ ዝፃረሩ ዝተፈላለዩ ሰነዳት ስግግር ኣዳሊዮም ብዝብል ዝቐረበሎም 2ይ ክሲ ተለዋጢ ቆፀሮ ተዋሂቡ። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ምድብ ዞባ ምብራቕ ዝነበረ መጋባእያ፥…

መንግስቲ ኔዘርላንድ ብር 67 ሚሊየን ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት መከላኸሊ ኮቪድ-19 ድጋፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ኔዘርላንድ ካርድ ኤይድ ምስ ዝተብሃለ መንግስታዊ ዘይኮነ ትካል ገባሪ ሰናይ ብምትሕብባር ብር 67 ሚሊየን ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት መከላኸሊን መሐከሚን ኮቪድ-19 ሓገዝ ምግባሩ ተገሊፁ። እቲ ሓገዝ ሚኒስትር ዲኤታ ጥዕና ዶክተር ደረጀ ድጉማ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትረ ፌዴሪኢ ዶክት ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ተዛቲዮም። ወራር ዕስለ ኣምበጣ ከብፀሖ ዝኽእል ሓደጋ ምክልኻል ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ኣድሂቦም ምዝታዮም እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ…

ነበር ቀ/ሚ ሃይለማርያምን በዓልቲ ገዝኦም ወይዘሮ ሮማንን ፋውንዴሽን ኣጣይሾም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣይተ ሃይለማርያም ደሳለኝን በዓልቲ ገዝኦም ወይዘሮ ሮማን ተስፋየን ፋውንዴሽን ኣጣይሾም። “ፋውንዴሽን ሃይለማርያምን ሮማንን” ብዝብል ሽም ዝተጣየሸ ፋውንዴሽን እንትኸውን፥ ካብ ኤጀንሲ ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ስምምዕነት ምትሕብባር ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ (ዩ.ኤስ.ኤይድ)ን ስምምዕነት ምትሕብባር ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት፥ ውፅኢታት ሕርደሻ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ምስ ዘሎ ሓረስታይ ንምርኻብ ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ። መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ውፅኢታት ሕርሻ…

ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ልዕሊ 100 ሺሕ ዝኾነ ነባር ኖት ብር ብሓዱሽ ኖት ብር ምቕያር ከምዘይከኣል ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ልዕሊ 100 ሺሕ ዝኾነ ነባር ኖት ብር ብሓዱሽ ኖት ብር ምቕያር ከምዘይከኣል ተገሊፁ። ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዶክረትር ይናገር ደሴ፣ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ዶክተር ቀነኣ ያደታን፥  4…

ኣብ ዞባ መተከል ንፁሃት ዜጋታት ንኽቕተሉ ብምትሕብባርን ብምምራሕን ዝተጠርጠሩ 504 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዞባ መተከል ንፁሃት ዜጋታት ንኽቕተሉ ብምትሕብባርን ብምምራሕን ዝተጠርጠሩ 504 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን ገሊፆም። ርእሰ ምምሕዳራት ክልላት ኣምሓራን ቤኒንሻንጉል ኣብቲ…