Fana: At a Speed of Life!

134 ኢትዮጵያውያን ካብ ቤሩት ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)134 ኢትዮጵያውያን ሎሚ መዓልቲ ካብ ቤሩት ተመሊሶም። እቶም ዜጋታት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ኣብ ሚኒስትቴር ጉዳያት ወፃኢ ዳይሬክተር ጀነራል ቤት ፅሕፈት ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ወይዘሮ ኣልማዝ ገበያውን ዝምልከቶም…

ኣኼባ ኮሚቴ ማክሮ ኢኮኖሚ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ዝተረኸቡሉ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣኼባ ኮሚቴ ማክሮ ኢኮኖሚ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ ተሳሊጡ። ኣብቲ ኣኼባ ኣብ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት ካብ ወፃኢ ንግዲ ዝተረኸበ ኣታዊ፣ ዝቕባበ ዋጋን ተተሓሓዝቲ ስጉምቲታትን፣ ናይ መንግስቲ ኣታዊን ኩነታት ክንውን ስራሕን…

ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ወኪላት ዓለም ለኸ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ፓርክ እንጦጦ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መቐመጢኦምኣብ ኢትዮጵያ ዝገበሩ ወኪላት ዓለም ለኸ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ፓርክ እንጦጦ ዑደት ኣሳሊጦም። እቲ ዑደት በዓል መዚ ብሮድካስት ኢትዮጵያን ሚኒስቴር ገዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢን ከምዘዳለዉዎ ተገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ብሮድካስት…

ዘተ ኢንቨስትመንት ኢትዮ ኣሜሪካ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዘተ ኢንቨስትመንት ኢትዮ ኣሜሪካ ብኣሳናዳኢነት ቤት ምኽሪ ኮርፖሬት ኣፍሪካ-ኣሜሪካ ተሳሊጡ። እቲ ብኮንፈረንስ ቪዲዮ ዝተሳለጠ ዘተ፥ ኣብ ዓበይቲ ኮርፖሬሽናትን ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢንዱስትሪን ዝተዋፈሩ ኣባላት ዳያስፖራን ሓዊሱ ልዕሊ 300 ሰባት…

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣብ ኣከባብራ መበል 15 በዓል መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኣድሂቡ ይዝቲ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፌዴሪኢ ኣብ ኣከባብራ መበል 15 በዓል መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኣድሂቡ ይዝቲ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ፥ ኣከባብራ እቲ በዓል ብዝምልከት ምስ መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ከተማ ኣዳማ እናተዛተየ ከምዝኾነ ተሓቢሩ ኣሎ።…

ትራምፕ ኣብ ቻይና ባንኪ ኣካውንት ኣለዎም ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንቻይና ብምውቃስ ዝፍለጡ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣብታ ሃገር ባንኪ ኣካውንት ከምዘለዎም ተገሊፁ። ከም ፀብፃብ ኒዮርክ ታይምስ እንተኾይኑ፥ እቶም ፕሬዚዳንት ሒሳብ ደፍተር ባንኪ ከምዘለዎም ኣሚኖም። እቲ ሒሳብ ደፍተር፥ ኣብ ትሕቲ…

ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ሽመታት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምክትል ከንቲባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ዝቐረቡሉ ዝተፈላለዩ ሽመታት ኣፅዲቑ። ብመሰረት እዚ፦ 1ኛ. ኣይተ ጥራቱ በየነ - ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ ሓላፊ ቢሮ መካየዲ ስራሕ ከተማ 2ኛ. ዶክተር መስከረም ፈለቀ…

ለሚ ኩራ መበል 11 ክፍለ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንኽትከውን ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ለሚ ኩራ መበል 11 ክፍለ ከተማ ብምዃን ንኽትጣየሽ ብቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተወሲኑ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ናይ ትማሊ ድሕሪ ሰዓት ውዕሉኡ፥ ክፍለከተማታትን ወረዳታትን ከምብሓዱሽ ንምውዳብ ኣብ ዝቐረበ ረቂቕ ኣዋጅ ተዛቲዩ ውሳነ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ካብ 90 ሺሕ ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ካብ 90 ሺሕ ከምዝሓለፈ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ትማሊ ኣብ ልዕሊ 6 ሺሕን 602 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 630 ሰባት ከምዝተረኸቡ እቲ ሚኒስቴር ገሊፁ…

ኣብ ዝተሃነፁ ሓደሽቲ ናይ ሓባር መንበሪ ኣባይቲ ዝተዘርገሐ መስመር ኤሌክትሪክ ዝሰረቑ ተጠርጠርቲ ኢድ ብኢድ ከምዝሓዘ ፖሊስ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተሃነፁ ሓደሽቲ ናይ ሓባር መንበሪ ኣባይቲ ዝተዘርገሐ መስመር ኤሌክትሪክ ዝሰረቑ ሰለስተ ተጠርጠርቲ ኢድ ብኢድ ተታሒዞም ምርመራ እናተገበረሎም ምዃኑ መምርሒ ፖሊስ ክፍለ ከተማ ቦሌ ኣፍሊጡ። ሰለስቲኦም ተጠርጠርቲ እቲ ገበን ክፍፅሙዎ ዝኸኣሉ፥…