Fana: At a Speed of Life!

ምዝገባ ሃገራዊ ፈተና ተምሃሮ 12 ክፍሊ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምዝገባ ሃገራዊ ፈተና ተምሃሮ 12 ክፍሊ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ከምዝጅመር ሚኒሰስትር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። እቲ ምዝገባ ካብ 16 ክሳብ 30 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ኣብ ኩለን ኣቢያተ ትምህርቲ ከምዝካየድ ኢዩ እቲ ሚኒስትር ግሊፁ ዘሎ። ከይዲ ምዝገባ…

ኣብ መብዛሕትኡ ከባቢታት ኢትዮጵያ ዝተፈጠረ ፀገም ምቁራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምፍታሕ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ መብዛሕትኡ ከባቢታት ኢትዮጵያ ዝተፈጠረ ፀገም ምቁራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምፍታሕ እናተሰርሐ ምዃኑ ሓሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ካብ ጣና በለስ ናብ ባህርዳር ዝኸይድ 400 ኪሎ ቮልት ኣብ ዝሽከም መስመር ሓይሊ ኤሌክትሪክ ብዘጋጠመ ፀገም…

ኣብ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት ልዕሊ ብር 500 ሚሊየን ንግድብ ህዳሰ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት ልዕሊ ብር 500 ሚሊየን ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ዝውዕል ገንዘብ ከምዝተኣከበ ቤት ፅሕፈት ብሄራዊ ቤት ምኽሪ መተሓባበሪ ተሳትፎ ህዝቢ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ኮሙዩኒኬሽን እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ሃይሉ ኣብራሃም ከምዝገለፁዎ፥…

ቻይና ኲናት ከምዘይትፈርሕ ዢ ጂምፒንግ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕዚዳንት ቻይና ዢ ጂምፒንግ ሃገሮም ኲናት ከምዘይትፈርሕን ኣብ ሉኣላዊነት፣ ድሕንነትን ልምዓትን ዘለዋ ድሌት ትሑት ተገይሩ ክረአ ከምዘይትፈቅድን ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ጦር ቻይና ናብ ኲናት ኮሪያ ዝኣተወሉ መበለ 70 ዓመት ምኅንያት ብምግባር…

ሕብረተሰብ 14 ዝኾኑ ፍርያታት ጠስሚ ለዉዝ ከይጥቀም በዓል መዚ ምቁፅፃር ምግቢን መድሓኒትን ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕብረተሰብ ልዑል ዝኾነ ኣፈርላ ቶክሲን (Aflatoxine) ዝተረኸቦም 14 ዝኾኑ ፍርያታት ጠስሚ ለዉዝ ከይጥቀም በዓል መዚ ምቁፅፃር ምግቢን መድሓኒትን ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲቡ። እቲ በዓል መዚ ብዝገበሮ ቁፅፅርን ፍተሻን ኣቢሉ ብዝተገበረ ምርመራ…

ካልኣይ ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮጵ ጀርመን ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካልኣይ ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮጵ ጀርመን ብቪዲዮ ኮንፈረንስ ተሳሊጡ። መጀመሪ እቲ ሓበራዊ ኣኼባ ኣብ ፖሊሲን ድሕንነትን ጉዳያት ወፃኢ ኣድሂቡ ከምዝተሳለጠ ተገሊፁ። እቶም ሚኒስትራት ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት፣ ጉዳያት ቀርኒ…

ማሕበር ሰብ ሞያታት ሕጊ ጉዱኣት ኣካል ኣብ ኢትዮጵያ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማሕበር ሰብ ሞያታት ሕጊ ጉዱኣት ኣካል ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን መዳርግቲ ኣካላትን ኣብ ዝተረኸቡሉ ብዕሊ ተጣይሹ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምጥያሽ እቲ ማሕበር፥ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ወይዘሮ መዓዛ አሸናፊ፣ ሚኒስትር…

ልዕሊ ብር 13 ቢሊየን ዘውፅኡ ፅሬቶም ዘይሓለዉ ፍርያታት ምግቢን መሳርሒታት ሕክምናን ናብ ሃገር ከይኣትዉ ተኣጊዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ልዕሊ ብር 13 ቢሊየን ዘውፅኡ ፅሬቶም ዘይሓለዉ ፍርያታት ምግቢን መሳርሒታት ሕክምናን ናብ ሃገር ከይኣትዉ ከምዝተኣገዱ በዓል መዚ ምቁፅር ምግቢን መድሓኒትን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቶም ፅሬት ዘይብሎም ፍርያታት ምግቢን መሳርሒታት ሕክምናን ናብ ሃገር…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ዘበነ ትምህርቲ 2013 ዓ.ም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ዘበነ ትምህርቲ 2013 ዓ.ም ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ ካብ መዋእለ ህፃናት ክሳብ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ፤ ካብ ውልቀ ኣቢያተ ትምህርቲ ክሳብ…

ኣብ ከተማታት ዘሎ ፀገም ስእነት ሰናይ ምምሕዳር ንምፍታሕ ትኹረት ክወሃቦ ይግባእ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማታት መበገሲ ስእነት ሰላም ዝኾኑ ፀገማት ስእነት ሰናይ ምምሕዳር ንምፍታሕ ትኹረት ክግበረሎም ክምዝግባእ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ እዚ ዝበላ፥ ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ እናተሳለጠ ኣብ ዝርከብ ፎረም…