Fana: At a Speed of Life!

ሎሬት ኣርቲስት ለማ ጉያ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰኣሊ ሎሬት ሻምበል ኣርቲስት ለማ ጉያ ሎሚ መዓልቲ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም። ኣርቲስት ለማ ጉያ(ናይ ክብሪ ዶክተር) ብሕክምና ክሕገዙ ድሕሪ ምፅናሕ ኣብ መበል 92 ዕድመኦም ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም። ሎሬት ኣርቲስት ለማ ጉያ ኣብ…

ብምትሕብባር ማሕበር ባንኪታት ኢትዮጵያ “ሓደ ሳእኒ ንሓደ ተምሃራይ” ብዝብል ልዕል 35 ሚሊየን ብር ደገፍ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣16 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብምትሕብባር ማሕበር ባንኪታት ኢትዮጵያ “ሓደ ሳእኒ ንሓደ ተምሃራይ” ብዝብል ልዕሊ ብር 35 ሚሊየን ደገፍ ተገይሩ። ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፥ እተን ባንኪታት ፃውዒት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምቕባል ንዝገበርኡ…

ታሪኽ ናፅነት 3 ሺሕን 500 ዓመታት ዘለዋ ኢትዮጵያ ዜጋታታ ተረባሕቲ ንምግባር ኣብ ክሊ ዶባ ዝኾነ ይኹን ነገር ናይ ምስራሕ መሰል ኣለዋ- ምክትል ሚኒስትር…

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ሚኒስትር ድሕንነት ህዝቢ እስራኤል ጋዲ ይቫርከን፥ ታሪኽ ናፅነት 3 ሺሕን 500 ዓመታት ዘለዋ ኢትዮጵያ ዜጋታታ ተረባሕቲ ንምግባር ኣብ ክሊ ዶባ ዝኾነ ይኹን ነገር ናይ ምስራሕ መሰል ኣለዋ ኢሎም። ትውልደ ኢትዮጵያዊ ምክትል ሚኒስትር…

ኢትዮጵያ ፣ ሱዳንን ግብፅን ኣብ ክሊ ህዳሰ ግድብ ዘሳልጥኡ ሰለስቲኣዊ ዘተ ፅባሕ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ ጥቅምት 16፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፅን ኣብ ክሊ ህዳሰ ግድብ ዘሳልጥኡ ሰለስቲኣዊ ዘተ ፅባሕ ከምዝጅምር ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካን ሲሪል ራማፎሳ ኣፍሊጦም። ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ፣ ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን…

ኢትዮጵያ ዝጀመረቶ ምንቅስቓስ ለውጢ ናብ ዝሓሸ ብርኪ ምብፃሕ ናይ ኩላትና ታሪኻዊ ሓላፍነት ኢዩ-ሚኒስቴር ሰላም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ዝጀመረቶ ምንቅስቓስ ለውጢ ናብ ዝሓሸ ብርኪ ምብፃሕ ናይ ኩላትና ታሪኻዊ ሓላፍነት ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ። መድረኽ ብሄራዊ ዘተን ህንፀት ሰላምን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ሰላም ኣይተ ኣለማየሁ…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 485 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 7 ሺሕን 45 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ  485  ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 93 ሺሕን 343…

ህንፀት ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ ፍፃመ ንምብፃሕ ንፃት እውን ጠጠው ዘብለና ሓይሊ የለን – ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ”ህንፀት ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ ፍፃመ ንምብፃሕ ንፃት እውን ጠጠው ዘብለና ሓይሊ የለን” ክብል ገሊፁ። እቲ ባይቶ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ፕዚዳንት ኣሜሪካ ዳዶናልድ ትራምፕ ብዛዕባ ግድብ ህዳሰ ኣመልኪቶም…

ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ዘለዉ ኣፈላላያት ብዘተ ምፍታሕ ከምዘበረታትዕ ኢጋድ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)በየነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ዘለዉ ኣፈላላያት ብዘተ ምፍታሕ ከምዘበረታትዕ ኣፍሊጡ። ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁ፥ ኣብ ክሊ ህዳሰ ግድብ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፅን ዝግበሩ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ፕሮጀክት ህንፀት መንገዲ ኮንክሪት ኣስፋልት ሃይቅ- ቢስቲማ – ጭፍራ ብዕሊ ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፕሮጀክት ህንፀት መንገዲ ኮንክሪት ኣስፋልት ሃይቅ- ቢስቲማ - ጭፍራ ብዕሊ ኣጀሚሮም። እቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዘጀመሩዎ ፕሮጀክት ህንፀት መገዲ፥ 74 ነጥቢ 3 ኪሎ ሜትሮ ንውሓት ኣለዎ። ልዕሊ ብር 2…

ፋውንዴሽን ሮታሪ ንሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣፍልጦ ሂቡወን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፋውንዴሽን ሮታሪ ንሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣፍልጦ ሂቡወን። ፋውንዴሽን ሮታሪ፥ ነተን ሚኒስትር ፖል ሃሪስ ፌለው ገይሩ ኢዩ ሸይሙወን ዘሎ። ዶክተር ሊያ፥ ናይ ክብሪ ኣባል ሮታሪ ክበብ ምዕራብ ኣዲስ ኣበባ ምዃነን እውን…