Fana: At a Speed of Life!

ትካል ልቓሕን ዕቋርን ደደቢት ሓዊሱ ዝተፈላለያ ትካላት ንመኣዲ ንሃገር ደገፍ ይገብራ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስተር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ዘቕረብዎ ፃውዒት ብምቕባል ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ሓዊሱ ዝተፈላለያ ትካላት ንመኣዲ ንሃገር ደገፍ ይገብራ ኣለዋ። ብመሰረት እዚ፦ ኢንተርናሽናል ባንኪ ኣንበሳ - ብር 10 ሚሊየን ባንኪ ሕብረት…

163 ኢትዮጵያውያን ካብ ቤሩት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)163 ኢትዮጵያውያን ካብ ቤሩት ናብ ሃገሮም ሎሚ መዓልቲ ተመሊሶም። ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ጀሚሩ ሰነድ ጉዕዞ ዘይብሎም ዜጋታት ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ስራሕቲ እናተሳለጠ ምዃኑ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ፥ ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን 947 ዜጋታት ናብ…

ንቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ዝተፀውዐ ሰልፊ ድጋፍ ቡንባ ብምድርባይ ህይወት ሰብ ብምጥፋእን ጉድኣት ኣካል ብምብፃሕን ገበነኛታት ዝተብሃሉ 5 ውልቀ ሰባት ካብ 5 ዓመት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)16 ሰነ 2010 ዓ.ም ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ዝተፀውዐ ሰልፊ ድጋፍ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ቡንባ ብምድርባይ ህይወት ሰብ ብምጥፋእን ጉድኣት ኣካል ብምብፃሕን ገበነኛታት ዝተብሃሉ 5 ውልቀ ሰባት ካብ 5 ዓመት ክሳብ ዕድመ ይፍታሕ ፅኑዕ ማእሰርቲ…

ምዝገባ ተፈተንቲ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ 2012 ዓ.ም ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምዝገባ ተፈተንቲ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ 2012 ዓ.ም ብኦን ላይን ተጀሚሩ። እቲ ኦንላይን ምዝገባ፥ በቢከባቢኡ ኣብ ዝርከባ ኣቢያተ ትምህርቲ ከምዝተጀመረ ዳይሬክተር ኮሙዩኒኬሽን ሚኒስትር ትምህርቲ ወይዘሮ ሃረጓ ማሞ ተዛሪበን። ተምሃሮ ኣብ…

ጣቢያ መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኣዋሽ 3 ብኽፋል ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሩባ ኣዋሽ መሊኡ ብውሕጅ ብምዕልቕላቑ ምኽንያት ኣገልግሎት ኣቋሪፁ ምሃብ ዝነበረ ጣቢያ መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኣዋሽ 3 ብኽፋል ግልጋሎት ምሃብ ከምዝጀመረ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። 32 ሜጋ ዋት ሓይሊ ከፈልፍል ዝኽእል ጣቢያ መፈልፈሊ…

ኢትዮጵያ ፣ ሱዳንን ግብፅን ኣብ ክሊ ህዳሰ ግድብ ዘሳልጥኡ ሰለስቲኣዊ ዘተ ሎሚ መዓልቲ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ ጥቅምት 17፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፅን ኣብ ክሊ ህዳሰ ግድብ ዘሳልጥኡ ሰለስቲኣዊ ዘተ ሎሚ መዓልቲ ከምዝጅምር ተገሊፁ። ኣብ ሞንጎ ሰለስቲአን ሃገራት ብደገፍ ሕብረት ኣፍሪካ ኣቢሉ ዝግበር ሰለስቲኣዊ ዘተ፥ ኣብቲ ግድብ ዘለወን ኣፈላላይ ኣብ ሓበራዊ…

ክልተ ኩባኒያታት ቴሌኮም ኣብ ኢትዮጵያ ስረሖም ንኸሳልጡ ፍቓድ ከምዝወሃቦም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ክልተ ናይ ወፃኢ ኩባኒያታት ቴሌኮም ኣብ ኢትዮጵያ ስረሖም ንኸሳልጡ ፍቓድ ከምዝወሃቦም ተገሊፁ። ኣብ ከይዲ ስራሕቲ ምምሕያሽ ዓውዲ ቴሌኮም ዘተኮረ ዘተ ትማሊ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ተሳሊጡ ነይሩ። ሓደሽቲ ኦፕሬተራት ቴሌኮም ናብ…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 364 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 628 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ  364  ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 93 ሺሕን…

መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ዕለተ ረቡዕ ኣብቲ ክልል ኣብ ዘለዋ ዝተፈላለያ ከተማታት ንዝተፀወዐ ሰለማዊ ሰልፊ ኣፍልጦ ከምዘይሃበ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ዕለተ ረቡዕ ኣብቲ ክልል ኣብ ዘለዋ ዝተፈላለያ ከተማታት ንዝተፀወዐ ሰለማዊ ሰልፊ ኣፍልጦ ከምዘይሃበ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ኣይተ ግዛቸው ሙሉነህ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ብማሕበራዊ ሚዲያ…

ኣብ ልዕል ኢትዮጵያ ንዝቐርብ ፃውዒት ጥፍኣት ብሓባር ደው እንተኢልና ልዕሊ ዓቕምና ዝኾነ ነገር ከምዘየለ ኣይኮነን ንሕና ምዕባለ ኢትዮጵያ ዘይበህጉ እውን…

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ልዕል ኢትዮጵያ ንዝቐርብ ፃውዒት ጥፍኣት ብሓባር ደው እንተኢልና ልዕሊ ዓቕምና ዝኾነ ነገር ከምዘየለ ኣይኮነን ንሕና ምዕባለ ኢትዮጵያ ዘይበህጉ እውን ይግንዘብዎ ኢዮም ከብል  ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።…