Fana: At a Speed of Life!

ሰለስቲአን ሃገራት ኣብ ውሽጢ 7 መዓልቲታት ድርድር ብምግባር ኣብ ቀፀልቲ ኣካይዳታትን ግዘ ሰሌዳን ንምስምዕማዕ ተረዳዲአን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ፣ ግብፂን ሱዳንን ኣብ ውሽጢ ሸውዓተ መዓልቲታት ድርድር ብምግባር ኣብ ቀፀልቲ ኣካይዳታትን ግዘ ሰሌዳን ኣብ ስምምዕ ንምብፃሕ ከምዝተረዳድኣ ተገሊፁ። ሚኒስትር ዓለም ለኸ ርክብን ምትሕብባርን ደቡብ ኣፍሪካን ኣቦ መንበር ቤት ምኽሪ ኣፈፃሚ…

ትማሊ ኣብ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ 511 ሰባት ቫይረስኮሮና እንትርከቦም 8 ሰባት ድማ ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5ሺሕን 884 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 511 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 94 ሺሕን 128…

ዓለም ለኸ ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢብ46 ሚኢታዊ ምንካይ ኣርኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ብ46 ሚኢታዊ ምንካይ ከምዘርአየ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ጉባኤ ንግዲን ልምዓትን (ዩኒታድ) ኣፍሊጡ። እቲ ጉባኤ ዝዓበየ ምንካይ ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ዘጋጠመ ኣብ ውሽጢ ዝማዕበላ ሃገራት እንትኸውን፥…

ትራምፕ ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቦም ዝሃቡዎ ርኢቶ ንኢትዮጵያውያን ሓደ ዝገብር ክኸውን ይግባእ – ሙሁራት

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣመልኪቶም ዝሃቡዎ ርኢቶ ንኢትዮጵያውያን ዝበለፀ ሓደ ዝገብርን ዝተጀመረ ግድብ ንምዝዛም ዝለዓዓሉሉ ክኸውን ከምዝግባእ ሙሁራት ገሊፆም። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ፃንሒት ዝገበሩ…

ፕሬዚዳንት ትራምፕ ግድብ ህዳሰ ብዝምልከት ዝሃብዎ ርእይቶ ዝውገዝን ተቐባልነት ዘይብሉን ኢዩ- ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር እድሪስ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ግድብ ህዳሰ ብዝምልከት ዝሃብዎ ርእይቶ ዝውገዝን ተቐባልነት ዘየብሉን ኢዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር እድሪስ ገሊፆም። ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር እድሪስ ዕለተ…

ኣብ ወረዳ ጉራ ፈርዳ ንምጥፋእ ህይወት ሰባትን ዕንወት ንብረትን ምኽንያት ኢዮም ተባሂሎም ዝተጠርጠሩ 54 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ቤንች ሸኮ ቻብ ወረዳ ጉራ ፈርዳ ንምጥፋእ ህይወት ሰባትን ዕንወት ንብረትን ምኽንያት ኢዮም ተባሂሎም ዝተጠርጠሩ 54 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ተገሊፁ። ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ቤንች ሸኮ ኣይተ ፍቅሬ ኣማን ከምዝገለፁዎ፥ ኣብ…

መገዲ ኣየር ኢትጵያ ብሉፅ መገዲ ኣየር ኣፍሪካ 2020 ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትጵያ ብሉፅ መገዲ ኣየር ኣፍሪካ 2020 ተባሂሉ ብቢዝነስ ትራቭል ኣዋርድ ተሸሊሙ። እቲ ሽልማት ብመፅት ቢዝነስ ትራቭል ኣዋርድ ኢዩ ዕላዊ ኮይኑ ዘሎ። መንበብቲ እቲ መፅሄትን ዘይሻራዊ ትካል መፅናዕቲን ብዝተውሃቡዎ ድምፂ፥ እቲ…

ፕሮጀክት ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ከተማ ኣብ ውሽጢ ድኽነት ዝርከቡ ዜጋታት ህይወቶም እናቐየረሎም ከምዝርከብ ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሮጀክት ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ከተማ ኣብ ውሽጢ ድኽነት ዝርከቡ ዜጋታት ህይወቶም ኣብ ምቕያርን ናብ ዘላቒ ልምዓት ንኽሰጋገሩን ኣብ ምግባር ዕዙዝ ግደ ከምዝነበሮ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒሰትር…

ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ ሰለስቲአን ሃገራት ኣብ ክሊ ህዳሰ ግድብ ንክስማምዓ ንዝገብርዎ ፃዕሪ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ሙሉእ ደገፍ ከምዝገብር ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ ሲሪል ራማፎሳ  ሰለስቲአን ሃገራት ኣብ ክሊ ህዳሰ ግድብ ንክስማምዓ ንዝገብርዎ ፃዕሪ ውድብ ሕቡራት መንግስታት  ሙሉእ ደገፍ ከምዝገብር ኣፍሊጡ። ዋና ፀሓፊ እቲ ትካል ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፅን ኣብ…

ኣብ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ንዝሰርሑ ኣባላት ፖሊስ ፌዴራል ስልጠና ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ንዝሰርሑ ኣባላት ፖሊስ ፌዴራል ስልጠና እናተውሃበ ምዃኑ ሚኒሰስቴር ሰላም ኣፍሊጡ። እቲ ስልጠና፥ ሚኒስቴር ሰላም ምስ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራልን ኮሌጅ ዩንቨርሲቲ ፖሊስ ኢትዮጵያን ብምትሕብባር ኢዩ ኣብ ሰንዳፋ ኮሌጅ…