ዓለም ለኻዊ ዜናታት 140 ስደተኛታት ኣብ ገምገም ባሕሪ ሴኔጋል ከምዝጠሓሉ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)140 ስደተኛታት ኣብ ገምገም ባሕሪ ሴኔጋል ከምዝጠሓሉ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ከምዝገፆ፥ 200 ስደተኛታት ዝፀዓነት ጃልባ ኣብ ጥቓ እቲ ገምገም ባሕሪ ጥሒላ ኢያ። 60 ዝኾኑ ሰባት ካብቲ ሓደጋ ምትራፍ ከምዝተኽኣለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣምሓራን ኦሮሞን ኣብ ከተማ ኣዳማ ይዛተዩ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓበራዊ ዘተ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣምሓራን ኦሮሞን ኣብ ከተማ ኣዳማ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ኦሮሚያን ዝንቀሳቐሱ ፓርቲታት ፖለቲካ ተሳተፍቲ ኮይኖም። እቲ መድረኽ ዘተ ኣብ ህንፀት ዴሞክራሲያዊ ስርዓት ኢትዮጵያን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ወረዳ ጎሮ ጉቱ ወራር ዕስለ ኣምበጣ ዘብፀሖ ጉድኣት ተመልኪቶም Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ወረዳ ጎሮ ጉቱ ተረኺቦም ወራር ዕስለ ኣምበጣ ዘብፀሖ ጉድኣት ተመልኪቶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣብ ክልል ሶማሌን ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋን እናገበሩዎ ዝነበሩ ዑደት ስራሕቲ…
ኮሮናቫይረስ ትማሊ ኣብ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ 481 ሰባት ቫይረስኮሮና እንትርከቦም 6 ሰባት ድማ ህይወቶም ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 7 ሺሕን 773 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 481 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 95 ሺሕን 301…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ዕስለ ኣንበጣ ኣብ ክልል ሶማሌ ዘብፅሖ ጉድኣት ብዝምልከት ብኣካል ብምኻድ ተዓዚቦም Gebremariam Weldegerima Oct 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ዕስለ ኣንበጣ ኣብ ክልል ሶማሌ ወረዳ ኣውባሬ ዘብፅሖ ጉድኣት ብዝምልከት ብኣካል ብምኻድ ተዓዚቦም። እቲ ዕስለ ኣንበጣ ኣብ ልዕሊ 20 ሺሕ ሄክታር መሬት ዝተዘርአ ዝራእቲ ዕፋን ጉድኣት ከምዘብፀሐ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ስራሕቲ ህንፀት መገዲ ጅግጅጋ -ገለለሽ -ደጋሃምዶ ብዕሊ ኣጀሚሮም Gebremariam Weldegerima Oct 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ስራሕቲ ህንፀት መገዲ ጅግጅጋ - ገለለሽ - ደጋሃምዶ ብዕሊ ኣጀሚሮም። እቲ መገዲ 166 ኪሎ ሜትሮ ንውሓት ዘለዎ እንትኸውን፥ ካብ መንጎ እዚ 56 ኪሎ ሜትሮ ነውሓት ዘለዎ ህንፀት መገዲ ጅግጅጋ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ሰኔጋል ማኪ ሳል ንዝመርሕዎ መንግስቲ ኣፍሪሶም Gebremariam Weldegerima Oct 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ምዕራብ ኣፍሪካዊት ሃገር ሰኔጋል ዝኾኑ ማኪ ሳል ነቲ ዝመርሕዎ መንግስቲ ከም ዘፍረስዎ ካብ ቤት ፅሕፈት እቶም ፕሬዚዳንት ዝተወሃበ መግለፂ ሓቢሩ። ፕሬዚዳንት ማኪ ሳል ኣርባዕተ ድንጋገታት ዝሓዘ ኣዋጅ ከምዝኸተሙ ተገሊፁ። ይኹን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ ሰርዓት ሎሬት ኣርቲስት ለማ ጉያ ሎሚ መዓልቲ ተፈፂሙ Gebremariam Weldegerima Oct 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስነ ሰርዓት ቀብሪ ሰኣሊ ሎሬት ሻምበል ኣርቲስት ለማ ጉያ ሎሚ መዓልቲ ተፈፂሙ። ኣርቲስት ለማ ጉያ(ናይ ክብሪ ዶክተር) ብሕክምና ክሕገዙ ድሕሪ ምፅናሕ ኣብ መበል 92 ዕድመኦም ካብዚ ዓለም ብሞት ምፍላዮም ይዝከር። ሎሬት ኣርቲስት ለማ ጉያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣብ ሩባ ሸበሌ ዝተሃነፀ ግድብ መስኖ ጎዴ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Oct 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሩባ ሸበሌ ዝተሃነፀ ግድብ መስኖ ጎዴ ዑደት ገይሮም። ኣብቲ ዑደት ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ መኮነን፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዴሳን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 1495 ብዓል ልደት ነብዩ መሓመድ(መውሊድ) ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 1495 ብዓል ልደት ነብዩ መሓመድ(መውሊድ) ኣብ መላእ ሃገር ሎሚ መዓልቲ ይኽበር ኣሎ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስጊድ ኣንዋር ኣብ ዝኽበር ዘሎ መበል 1495 ብዓል ልደት ነብዩ መሓመድ(መውሊድ)፥ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት አስልምና…