Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ማንነት መሰረት ገይሩ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ኣዝዮም ከምዝሓዘኑ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ማንነት መሰረት ገይሩ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ኣዝዮም ከምዝሓዘኑ ገሊፆም። ፀላእቲ ኢትዮጵያ፤ “ወይ ንሕና ክንገዝእ ኢና፤ ወይ ሃገር ኣይትነብርን” ኢሎም ተላዒሎም ኢዮም። ነዚውን ናይ ጥፍኣት ዓቕሞም…

ባይቶ ተወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ስሩዕ ኣኼብኡ ከሳልጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ተወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ፅባሕ ሻድሻይ ዓመት መበል ካልኣይ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ኣዳራሽ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ከሳልጥ ኢዩ። እቲ ባይቶ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ ኣብ ኣኼባ ዝተጓደሉ ኣከብቲ ቋሚ ኮሚቴታት…

ኣብ ምዕራብ ወለጋ ሰለማዊ ዜጋታት ጭካኔ ብዝተመልኦ መገዲ ህይወቶም ንክሓልፍ ኣብ ልዕሊ ዝገበረ ጉጅለ ኦነግ ሸኔ ስጉምቲ ከምዝውሰድ ክልል ኦሮሚያ ኣፍሊጡ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ምዕራብ ወለጋ ሰለማዊ ዜጋታት ጭካኔ ብዝተመልኦ መገዲ ህይወቶም ንክሓልፍ ኣብ ልዕሊ ዝገበረ ጉጅለ ኦነግ ሸኔ ስጉምቲ ከምዝውሰድ መነግስቲ ክልል ኦሮሚያ ኣፍሊጡ። መንግስቲ እቲ ክልል ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ መንግስቲ ባህግታትን ሕቶን ህዝቢ…

ኣብ ፓርክ እንጦጦ ውድድር ጉያን ብሽከሌታን ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓብዪ ጉያ ኢትዮጵያ ኣብ ፓርክ እንጦጦ ውድድር ጉያን ብሽከሌታን ከምዝካየድ ኣፍሊጡ። እቲ ውድድር ኣብ ወርሒ ሕዳር መፈለምታ ክሳለጥ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብ ኢትዮጵያ ንመጀመርታ ጊዜ ኣብ ዝካየድ እቲ ውድድር፥ ኣብ ሓደ ጋንታ ኣርባዕተ ሰባት…

ኣስራሕቲ ኮንፌዴሬሽን ኢንዱስትሪን ኣስራሕቲ ኮንፌዴሬሽን ኢትዮጵያን ተዋሂዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮንፌዴሬሽን ኣስራሕቲ ኢንዱስትሪን ኮንፌዴሬሽን ኣስራሕቲ ኢትዮጵያን ብዕሊ ውህደት ፈፂሞም። ክልቲኦም ኣብያተ ዕዮ፥ ኣስራሕቲ ፌዴሬሽናት ኮንፌዴሬሽን ኢትዮጵያ ዝብል ስያመ ብምሓዝ ኢዮም ተዋሂዶም። እቲ ውህደት ንምፍፃም ንዝሓለፉ ክልተ ዓመታት…

ኣብ ፕሮጀክት ባቡር ኣዋሽ-ወልዲያ ዝርከብ ስራሕቲ ውሽጣ ውሽጢ በዓቲታት ተዛዚሙ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ፕሮጀክት ባቡር ኣዋሽ-ወልዲያ ዝርከቡ ስራሕቲ ውሽጣ ውሽጢ 12 በዓቲታት ብምዝዛም ንኣገልግሎት ድሉዋት ከምዝኾኑ ተገሊፁ። እቶም 12 በዓቲታት ሓፈሻዊ ንውሓቶም ልዕሊ 10 ኪሎ ሜትሮ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ብርኪ ኣፈፃፅማ እቲ ፕሮጀክት እውን…

ኢትዮጵያ ን100 ዶክተራት ደቡብ ሱዳን ናፃ ዕድል ትምህርቲ ሂባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ን100 ዶክተራት ሕክምና ደቡብ ሱዳን ናፃ ዕድል ትምህርቲ ሂባ። ሚኒስቴር ጥዕና ደቡብ ሱዳን ከምዝበሎ፥ እቶም ዶክተራት ዝተውሃቦም ዕድል ትምህርቲ ንዘለዎም ሞያ ስፔሻላይዝድ ንምግባር ኢዩ። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ…

ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ብኮቪድ 19 ብምጥርጣሮም ኣብ መፅንሒ ክፍሊ ኣትዮም

 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ዳይሬክተር ጄኔራል ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ብኮቪድ 19 ብምጥርጣሮም ናብ መፅንሒ ክፍሊ ተፈሊዮም። ዶክተር ቴድሮስ ብቫይረስ ኮሮና ምስ ዝተለኸፈ ሰብ ፊት ንፊት ብምርኻቦም ናብ ናይ ወልቀ መፅንሒ ክፍሊ ክኣትዉ ከምዝኸኣሉ…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 414 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 901 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ  414  ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 96 ሺሕን…

ቀ/ሚ ኣቢይን ሌተናል ጄኔራል ኣብዱልፈታህ ኣል ቡርሃንን ዱከም ኣብ ዝርከብ ኢስተርን ኢንዱስትሪ ዞን ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ኣካቢ ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ሌተናል ጄኔራል ኣብዱልፈታህ ኣል ቡርሃንን ዱከም ኣብ ዝርከብ ኢስተርን ኢንዱስትሪ ዞን ዑደት ገይሮም። ኣብቲ ዑደቶም ድማ ፋብሪካ ፋርማሲቲዩካል ሰን ሸንግ ዘፍርዮም ኣፋውስ ሕክምናን…