Fana: At a Speed of Life!

ብሪክስ ኣማራፂ ዓለም ለኸ ስርዓት ገንዘብ ክፈጥር ኣለዎ – ኣምባሳደር ቻም ኡጋላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሪክስ ኣማራፂ ዓለም ለኸ ስርዓት ገንዘብ ክፈጥር ኣለዎ  ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ  ሩሲያ ቻም ኡጋላ ገሊፆም። ኣምባሳደር ቻም ኡጋላ ምስ መራኸቢ ሓፋሽ እታ ሃገር ዝኾነ ኣርቲ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ኣባል ሃገራት ብሪክስ ኢኮኖሚአን ንምጥንኻር…

ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዕዳጋ ቡን ናይ ምስፋሕ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዕዳጋ ቡን ናይ ምስፋሕ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ በዓል መዚ ቡንን ሻህን ገሊፁ። ኣብ ማእኸላይን ምብራቕን ሓደሽቲ ዕዳጋታት ከምዝተፈጠሩ እውን ምክትል ዋና ኣዛዚ እቲ በዓል መዚ ሻፊ ኡመር ተዛሪቦም። ብመሰረት እዚ እወንታዊ ውፅኢት…

ንግዲ ጅምላን ችርቻሮን ንሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ክፍቲ ንምግባር ዝተትሓዘ ትልሚ ዓደግቲ ተረባሕቲ ንክኾኑ ዝገብር ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንግዲ ጅምላን ችርቻሮን ንሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ክፍቲ ንምግባር ዝተትሓዘ ትልሚ ዓደግቲ ተረባሕቲ ንክኾኑ ዝገብር ኢዩ ክብሉ ሙሁራን ተዛሪቦም። ኣብ ዩንቨርስቲ ሲቪል ሰርቪስ ተመራማሪ ፋይናንስን ፖለቲካል ኢኮኖሚን ደጀኔ ማሞ (ዶ/ር)፥ እቲ ንግዲ ንሰብ…

ዴንማርክ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ምስ ኢትዮጵያ ንምስራሕ ቆራፅ ከምዝኾነት ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፖሊሲ ልምዓት ዴንማርክ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ምስ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ንምስራሕ ቆራፅ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ምስ ኣቦ መንበር ቤት ምኽሪ ፖሊሲ ልምዓት ዴንማርክ ኣን ሜት ኪጀር ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ…

ልዕሊ 10 ነጥቢ 35 ቢሊየን ብር ብዝኾነ ወፃኢ ስራሕቲ ፅገና መገዲ ተወጊኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትሽዓተ ኣዋርሕ እዚ በጀት ዓመት 10 ቢሊየን 356 ሚሊየን 19 ሺሕን 307 ብር እዋናዊን ስሩዕን ስራሕቲ ፅገና መገዲ ከምዝተሳለጠ ምምሕዳር መገዲታት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ንስራሕቲ ፅገና ኣብ ግልጋሎት ዝወዓለ ገንዘብ ካብ ዝተፈላለዩ ፍልፍላት…

ኢራንን እስራኤልን ካብ ጎንፂ ንኽዕቀባ ውሕመ ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኢራንን እስራኤልን ናብ ኲናት ክኣትዋ ይኽእላ ኢየን ብዝብል ስግኣት፤ ንባዕለን ንኽቆፃፀራ ሓቲቱ፡፡ ዋና ፀሓፊ ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ትማሊ ኣብ ዘካየዱዎ ህፁፅ ኣኼባ ዝሓለፉ ክልተ ሰሙናት ደብዳብ ኣየር ስዒቡ እቲ ዞባ…

ዓለም ለኸ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ድጋፍ 60 ሚሊየን ዶላር ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ(ዩኤስኤአይዲ) ንኢትዮጵያ ድጋፍ 60 ሚሊየን ዶላር ዕላዊ ገይሩ። እቲ ደገፍ፥ “ፊድ ዘ ፊውቸር ኢትዮጵያ ሃይላንድስ” ንዝተብሃለ መርሃ ግብሪ መጣየሺ ዝውዕል ኢዩ ተባሂሉ። 120 ሺሕ ንዝኾኑ ብሴፍቲኔት ንዝተመረቑ…

ንሰብ ሞያ ዓውዲ ቡን ሞዛምቢክ ኣብ ኢትዮጵያ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ን12 ሰብ ሞያ ዓውዲ ቡን ሞዛምቢክ ብበዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ። እቶም ሰልጠንቲ ቅድም ክብል ብባሬስታ፣ ምጥዓመን ምቑላውን ቡን ዝሰልጠኑ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ኣብዚ ካልኣይ ዙር ድማ በፍላይ ብምጥዓመን ምቑላውን ዝጠመተ…

ጄኔራል ኣበባው ኣመራርሓታት ፅንፈኛ ሓይሊታት ናይ ምልቃም ስራሕ ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ኣተሓሳሲቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓካዓካሪቶ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሸኔን ፅንፈኛ ሓይይሊን ብምስባር ኣብ ክልል ኣምሓራ ምምሕዳር ብሄረሰብ ኦሮሞን ዞባ ሰሜን ሸዋን ኣንፃራዊ ሰላም ምዕሳል ተኻኢሉ ክብሉ ምክትል ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ጄኔራል ኣበባው ታደሰ ገሊፆም፡፡…

ኣብ ትግራይ ዘጋጠመ ዕንወት ኢኮኖሚ ብስራሕቲ ዳግመ ህንፀት ንምስላጥ ኣብ ሃገራዊ ትልሚ ብምክታት ይስራሕ ኣሎ-ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር) ዝምራሕ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ መቐለ ኣቲዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣበነጋ እንትበፅሕ፥ ብምክትል ርእሰ ምምሕዳርን ሓላፊ ዘይምእኹል ምሕደራን ዲሞክራታይዜሽንን…