ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ምኽንያት ብምግባር መተሓሳሰቢ ጥንቃቐ ድሕንነት ሳይቨር ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ምኽንያት ብምግባር መተሓሳሰቢ ጥንቃቐ ድሕንነት ሳይቨር ሂቡ።
ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ስዒቡ ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ክፍነዉ ዝኽእሉ…