Fana: At a Speed of Life!

ካብ ህወሓት ልኡኽ ጥፍኣት ብምቕባል ኣብ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ከባቢታት እዛ ሃገርን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ህልቀት ንምብፃሕ ሃገር ንምፍራስ ክንቀሳቀሱ ዝፀንሑ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢሲ)ካብ ህወሓት ልኡኽ ጥፍኣት ብምቕባል ኣብ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ከባቢታት እዛ ሃገርን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ህልቀት ንምብፃሕ ሃገር ንምፍራስ ክንቀሳቀሱ ዝፀንሑ ጉጅለ ጥፍኣት ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ደሕንነትን ኣፍሊጡ።…

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ክልል ትግራይ ጣልቃ ንክኣቱን ግዚያዊ ምምሕዳር ንክጣየሽን ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ጥቅምቲ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ክልል ትግራይ ጣልቃ ንክኣቱን ግዚያዊ ምምሕዳር ንክጣየሽን ኣፅዲቑ። እቲ ቤት ምኽሪ ሎሚ መዓልቲ ህፁፅ ኣኼብኡ ኣሳሊጡ። ኣብቲ ኣኼባ ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ ብምዝታይ ብሙሉእ ድምፂ…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 355 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 725 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ  355  ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 98 ሺሕን…

ኣብ ልዕሊ ሓይሊ ህወሓት ዝተወሰደ ቀዳማይ ዙር ወፍሪ ብዓወት ከምዝተዛዘመ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ልዕሊ ህወሓት ዝተወሰደ ቀዳማይ ዙር ወፍሪ ብዓወት ከምዝተዛዘመ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ሓይሊ ኣየር ኣብ ዝዝተፈላለዩ ከባቢታት ዝነበሩ ሮኬታት ሓዊሱ ካልኦት ዝተፈላለዩ ከበድቲ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ሃገር ኣድሂቦም ብትግርኛ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ሃገር ኣድሂቦም ብትግርኛ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ሙሉእ መልእኽቲ ናይቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፦ ዝኸበርካ ህዝቢ ትግራይ እዚ መልእኽቲ እዙይ ኣብ በቲ ጉጅለ ጥፍኣት…

ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ተወሳኺ መብርሂ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ፌዴሪኢ ኣብ ውሽጢ ህወሓት ዝርከብ ፅንፈኛ ጉጅለ ሕገ-መንግስቲ ስለዝጠሓሰ ስራሕቲ ምኽባር ልዕለነት ሕጊ ንምስራሕ ከምዝተገደደ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ኣብ ክልል…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኢትዮጵያ ንገበነኛታት ቦታ የብላን ኢሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኢትዮጵያ ንገበነኛታት ቦታ የብላን ኢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ “ህዝቢ ትግራይ ይኹን ዝኾነ ይኹን ዜጋ መሕብኢ ገበነኛታት ኣይኸውንን” ክብሉ ኣብ ማሕበራዊ ትዊተር ገፆም ፅሒፎም። ሕገመንግስቲ ፌዴሪኢ ዓንቀፅ…

ም/ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣመራርሓታት ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኣዲስ ኣበባ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ሃገር ኣድሂበን ምስ ኣመራርሓታት ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኣዲስ ኣበባ ተዛቲየን። እተን ምክትል ከንቲባ ነቲ ዘተ ብዝምልከት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፀን…

ዓቕሚ ምፍራይ ኩለን ፋብሪካታት ሲሚንቶ 85 ሚኢታዊ ክኸውን ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓቕሚ ምፍራይ ኩለን ፋብሪካታት ሲሚንቶ ካብ 1ሕዳር 2013 ዓ.ም ጀሚሩ 85 ሚኢታዊ ከምዝኸውን ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ። ምስ ኣፍረይቲን ኣከፋፈልቲን ሲሚንቶ ኣብ ዕድጊትን ዝርገሐን ሲሚንቶ ዝረኣዩ ፀገማትን ትኹረት ዘድሊዮም…

ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ዝውሰድ ዘሎ ስጉምቲ ግልፂ፣ ዝተወሰነን ክብፃሕ ዝኽእል ዕላማ ዝተሓንገጠን ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ዝውሰድ ዘሎ ስጉምቲ ግልፂ፣ ዝተወሰነን ክብፃሕ ዝኽእል ዕላማ ዝተሓንገጠን ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ህወሓት ኣብ ዝሓለፈ ሰሉስ ትግራይ ኣብ ልዕሊ…