Fana: At a Speed of Life!

ሰራዊት ምክልኻል ሱዳን ናብ ኢትዮጵያ ክኣቱ ዝነበረ 95 ሺሕ ጥይት ሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሱዳን ብግዝኣት ገዳሪፍ ኣቢሉ ናብ ኢትዮጵያ ክኣቱ ዝነበረ 95 ሺሕ ጥይት ምሓዙ ኣፍሊጡ። ብኣድጊ ተፃዒኑ ናብ ኢትዮጵያ እናኣተወ ካብ ዝነበረ ጥይጥ ብተወሳኺ፥ እቲ ሰራዊት ብዝገበሮ ኦፕሬሽን መዐወኒ ሓሽሽ ከምዝሓዘ እውን ተሓቢሩ።…

ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ኣማኻሪ ሚኒስትር ብሄራዊ ድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኮይኖም ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ኣማኻሪ ሚኒስትር ብሄራዊ ድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኮይኖም ብቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ተሸይሞም። ኣይተ ገዱ፥ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ኮይኖም እናገልገሉ ምፅነሖም ይፍለጥ። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂቦም። ብመሰረት እዚ፦ • ኣይተ ደመቀ መኮንን ምክትል ጠቅላይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን፣ • ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊ ጦር • ሌ/ጄኔራል…

ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኮይኖም ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኮይኖም ተሸይሞም። ርእሰ ምምሕዳር ተመስገን ጥሩነህ ንኻሊእ ሓላፍነት ምሕፃዮም ስዒቡ ንቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ዘቕረቡዎ ሕቶ መልቀቒ ተቐባሊነት ከምዝረኸቡ ኤመሓኣ ፀብፂቡ። እዋናዊን…

ም/ቀ/ሚ ደመቀ መኮንን ህዝቢ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ጠጠው ብምባል ታሪኻዊ ደጀንነቱ ብተግባር ንኸረጋግፅ ፃውዒት ፀዊዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ ጥቅምት 29፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ መኮንን ህዝቢ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ጠጠው ብምባል ታሪኻዊ ደጀንነቱ ብተግባር ንኸረጋግፅ ፀዊዖም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ዝሓለፉ…

መንግስቲ ኣብ ትግራይ ዝጀመሮ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ቀንዲ ዕላምኡ ስግብግብ ጁንታ መቐለ ብሕጊ ተገዛኢ ንምግባርን ሕገ መንግስታዊ ስርዓት ምሕላውን ከምዝኾነ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ኣብ ትግራይ ዝጀመሮ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ቀንዲ ዕላምኡ ስግብግብ ጁንታ መቐለ ብሕጊ ተገዛኢ ንምግባርን ሕገ-መንግስታዊ ስርዓት ምሕላውን ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ…

ሰራዊት ምክልኻል ዳንሻ፣ ባዕኸርን ካብ ሸራሮ ክሳብ ሽረ ዘለዉ ከባቢታት ሙሉእ ብሙሉእ ከምዝተቖፃፀሮም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ዳንሻ፣ ባዕኸርን ካብ ሸራሮ ክሳብ ሽረ ዘለዉ ከባቢታት ሙሉእ ብሙሉእ ከምዝተቖፃፀሮም ምክትል ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻልን ሓላፊ ዘፈር ኦፕሬሽንን ፌዴሪኢ ጀነራል ብርሃኑ ጁላ ኣፍሊጦም። ንኢትዮጵያ መንቀርሳ ዝኾነ ከሓዲ ጉጅለ…

24 ዕጡቓት ኦነግ ሸኔ ተደምሲሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ልዕሊ ጥፍኣተኛ ጉጅለ ኦነግ ሸኔ ስጉምቲ ይውሰድ ከምዘሎን ኣብ ቁፅፅር ናይ ምዉዓል ስራሕ ይፍፀም ከምዘሎን ኮሚሽን ፖሊስ ኦሮሚያ ገሊፁ። ኣብዚ ሰሙን ጉጅለ ኦነግ ሽኔ ብዝፈጠሮ ተግባር ግብረ ራዕዲ ህይወት ሰብ ከምዝሓለፈን ንብረት ከምዝዓነወን…

ገበነኛታት ዕርቅን ድርድርን ደለይቲ ብምምሳል ካብ ልዕልነት ሕጊ ከምልጡ ኣይኽእሉን-ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ገበነኛታት ዕርቅን ድርድርን ደለይቲ ብምምሳል ካብ ልዕልነት ሕጊ ከምልጡ ኣይኽእሉን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። <span;>እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ከምዝበልዎ፥ ዝፍፀም ኦፕሬሽን ዕላምኡ፣…

ኣብ ክልል ደቡብ ዘይሕጋዊ ኣፅዋር ኲናት ዘዘዋውሩ ዝነበሩ ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክልል ደቡብ ዘይሕጋዊ ኣፅዋር ኲናት ዘዘዋውሩ ዝነበሩ 7 ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ከምዝበሎ፥ ኣብ ዝሓለፉ ክልል ደቡብ ኦባታት ኦሞ፣ ካፋ፣ ኮንሶን ሸካን ብዝተገበረ ሃንደበታዊ ተፍትሽ 25…