Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዞባ መተከል ወረዳ ዳንጉር ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት ተደጋጋሚ መጥቃዕቲ ከብፅሑ ካብ መንጎ ዝፀንሑ እቶም 16 ሸፋቱ ተደምሲሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ጥቅምቲ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዞባ መተከል ወረዳ ዳንጉር ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት ተደጋጋሚ መጥቃዕቲ ከብፅሑ ካብ መንጎ ዝፀንሑ  እቶም 16 ሸፋቱ ተደምሲሶም። እቶም ሸፋቱ ዝተደምሰስሉ ኣብቲ ከባቢ ዘላቒ ሰላም ንምምፃእ ይሰርሑ ንዘለዉ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር፣ ፖሊስ…

ዓበይቲ ዓዲ ጉጅለ ህወሓት ካብ መፈለምትኡ ኣፈላላይ ብሰላም ንክፍትሑ ምንም ዓይነት ባህጊ ኣይነበሮን ኢሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓበይቲ ዓዲ ጉጅለ ህወሓት ካብ መፈለምትኡ ኣፈላላይ ብሰላም ንክፍትሑ ምንም ዓይነት ባህጊ ኣይነበሮን ኢሎም። ዓበይቲ ዓዲ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ወርሒ ሰነ ናብ ትግራይ ንዕርቀ ሰላም ተጓዒዞም ከምዝነበሩ ይዝከር። ኣብ ክልል ሱማሌ መራሒ ጎሳ ዝኾኑ…

ኣብ ውሽጢ ህወሓት ዘሎ ጉጅለ ጄት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብምውቃዕ ኣውዲቐ ኢየ ብዝብል ዝገለፆ ፍፁም ሓሰት ኢዩ- ሜጀር ጄኔራል መሐመድ ተሰማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ውሽጢ ህወሓት ዘሎ ጉጅለ ጄት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብምውቃዕ ኣውዲቐ ኢየ ብዝብል ዝገለፆ ፍፁም ሓሰት ኢዩ ክብሉ ዋና ዳይሬክተር ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሜጀር ጄኔራል መሐመድ ተሰማ ገሊፆም። ሜጀር ጄኔራል መሐመድ፥ እቲ ሓይሊ ኣየር ሐዚ…

ኢትዮጵያ ናብ ትርምስ ክትኣትው ኢያ ዝብል ስግኣት ናይዛ ሃገር ነባራዊ ኩነታት ብዕምቆት ካብዘይምርዳእ ዝፍልፍል ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተፈላለዩ ወገናት ኢትዮጵያ ናብ ትርምስ ክትኣትው ኢያ ዝብል ስግኣቶም ዘይኾንን ናይዛ ሃገር ነባራዊ ኩነታት ብዕምቆት ካብዘይምርዳእ ዝፍልፍልን ኢዩ ክብሉ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ…

ህዝቢ ትግራይ ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ንትርፊ ፖለቲካ ክብል ክገብሮ ካብ ዝኽእል ጥፍኣት ክጥንቀቕ ይግባእ- ትዴፓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ህዝቢ ትግራይ ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ንትርፊ ፖለቲካ ክብል ክገብሮ ካብ ዝኽእል ጥፍኣት ክጥንቀቕ ይግባእ ክብል ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ ትግራይ(ትዴፓ) ገሊፁ። ሓላፊ ርክብ ህዝቢ ትዴፓ ኣይተ ሙሉብርሃን ሃይሌ፥ ናይቲ ጁንታ ከሓዲ ጉጅለ ትርፊ ፖለቲካ…

‹‹ ብዘራፊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ መከላኸሊ ሓይሊ ዝበጽሐ ጥቕዓት ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝተገበረ ሙከራ ተገይሩ ይቑጸር›› ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ርእሰ ምምሕዳር…

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ )ብዘራፊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ መከላኸሊ ሓይሊ ዝበጽሐ ጥቕዓት ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝተገበረ ሙከራ ተገይሩ ይቑጸር ክብሉ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ገሊፆም። ብዘራፊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ መከላኸሊ ሓይሊ ዝበጽሐ…

ብብርኪ ዓለም ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ቁፅሪ ሰባት ካብ 50 ሚልየን ዛይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ )ብብርኪ ዓለም ቁፅሪ ብቫይረስኮሮና  ዝተለኸፉ ሰባት ልዕሊ 50 ሚልየን ከምዝበፅሐ ዩኒቨርሲቲ ጆንስ ሆፕኪንስ ገሊፁ። ካብዚኦም ልዕሊ 1 ነጥቢ 25 ሚልየን ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተሓቢሩ። እንተኾነ እኹል መርመራ ይግበር ስለዘየለ’ምበር እቲ…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 474 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 324 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ  474  ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 99 ሺሕን…

ኣብ ውሽጢ ህወሓት ዘሎ ጉጅለ ኣብ ትግራይ ክልል ኣብ ዝርከባ ጨንፈር ባንኪታት ዘረፋ እናፈፀመ ከምዝኾነ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ውሽጢ ህወሓት ዘሎ ጉጅለ ኣብ ትግራይ ክልል ኣብ ዝርከባ ጨንፈር ባንኪታት ዘረፋ እናፈፀመ ከምዝኾነ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ህዝቢ ትግራይን ዝምልከተቶም ኣካላትን እቶም ባንኪታት ከይዝረፉ ዝከኣሎም ብፅሒት ንኽዋፅኡ እቲ ባንኪ ፃውዒት…

ስጉምቲ ኣብ ዝውሰደሉ እዋን ህዝቢ ተሓሳቢ ምግባር ይግባእ – ተወለድቲ ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ውሽጢ ህወሓት ዘሎ ጉጅለ ኣብ ልዕሊ በዓል ውዕለታን መኸታን ሃገር ዝኾነ ሰራዊት ምክልኻል ዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ተወለድቲ ትግራይ ኮኒኖም። ኣብ ልዕሊ እቲ ኣብ ውሽጢ ህወሓት ዝውሰድ ዘሎ ስጉምቲ ከምዝድግፉ እውን ገሊፆም። ኣባላት ፓርቲ…