Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ትግራይ  ድሕሪ ስምምዕ ፕሪቶሪያ ብሙሉእ ዓቕመን ናብ ስራሕ ዝተመለሳ ትካላት ልዑል ኣፈፃፅማ ስራሕ የመዝግባ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ካብ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ካብ ዝተለሞ ዓመታዊ ኣታዊ 169 ሚኢታዊት ዕውት ከምዝገበረ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ ዓበይቲ ስራሕቲ እናሳለጠ ከምዝኾነ ኣብቲ በዓል መዚ ምክትል ፈፃሚ ስራሕ ኣይተ ኪሮስ…

ብምኽኒያት ልምዓት ኮሪደር ተዓፂዮም ዝፀንሑ መገዲታት ንተሽከርከርቲ ክፍቲ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምኽኒያት ልምዓት ኮሪደር ተዓፂዮም ዝፀንሑ መገዲታት ንተሽከርከርቲ ክፍቲ ከምዝኾኑ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ፦ ካብ ደጃች ውቤ ብኣፍንጮ በር ናብ ራስ መኮንን ድልድል ካብ ባሻወልዴ ችሎት ብቱሪስት ሆቴል ራስ…

ብሓደጋ ትራፊክ ህይወት 5 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዞባ ካፋ ወረዳ ጨና ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ሓሙሽተ ሰባት ህይወቶም እንትሓልፍ ኣብ ልዕሊ 13 ሰባት ጉድኣት ከምዘጋጠመ ተገሊፁ፡፡ እቲ ሓደጋ ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ሰዓት 3፡30 ካብ ዋቻ ናብ ቦንጋ…

ሃረሬታት ዘበርከቱዎ ሓድጊን ክብሪን ዶብ ተሳጋሪ ሃፍቲ ኮይኑ ኢዩ – ኣይተ ቀጀላ መርዳሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃረሬታት ዘበርከቱዎ ሓድጊን ክብሪን ዶብ ተሳጋሪ ሃፍቲ ከምዝኾነ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ኣይተ ቀጀላ መርዳሳ ገሊፆም። ብወገን ሃረሬታት ብድምቀ ዝኽበር ድሮ በዓል ዒድ ሸዋል ብዝተፈላለዩ ስነ-ስርዓታት ምኽባር ጀሚሩ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት…

ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ኲናት ዝዓነወ ስርዓት መረዳእታ ጥዕና ምጅማር ይግባእ-ዶክተር ኣማንኤል

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብ ምጥንኻር መባእታዊ ክንክን ጥዕናን ስነ ተዋልዶን ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ኣብ ከተማ መቐለ ኣሳሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ዶክተር ኣማንኤል ሃይለኣብቲ መድረኽ ተረኺቦም ኣብ ዘሕለፉዎ መልእኽቲ፥ ክሳብ ሐዚ ኣብ…

ምውዛዕ ስኑዕ ሓበሬታን ዘረባታት ፅልኢን ይጋደድ ኣሎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምውዛዕ ስኑዕ ሓበሬታን ዘረባታት ፅልኢን ይጋደድ ኣሎ ክብል በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ በዓል መዚ ምውዛዕ ስኑዕ ሓባሬታን ዘረባታት ፅልኢን ዘለሉ ኩነታት ዝጠመተ ፀብፃብ መፅናዕታዊ ዳህሳስ ኣቕሪቡ። ብመሰረት እዚ እቲ…

ኣምባሳደር ምስጋኑ ኩባኒያታት ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንክገብሩ ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣረጋ ኩባኒያታት ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንክገብሩ ሓቲቶም። ኣብ ጃፓን ዘሎ ሚሲዮን ኢትዮጵያ ዘሰናድኦ ሴሚናር ነግዲን ኢንቨስትመንትን ኢትዮጵያ-ጃፓን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…

ሰነድ ኣልባ ዜጋታት ናይ ምፍላይን ሰነዳት ጉዕዞ ብእዋኑ ክበፅሖም ናይ ምግባርን ስራሕ ከምዝስራሕ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጂቡቲ ዝነብሩ ሰነድ ኣልባ ዜጋታት ናይ ምፍላይን ሰነዳት ጉዕዞ ብእዋኑ ክበፅሖም ናይ ምግባርን ስራሕ ከምዝስራሕ ግልጋሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ኣፍሊጡ፡፡ ብዋና ዳይሬክተር እቲ ግልጋሎት ሰላማዊት ዳዊት ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ጂቡቲ ዝነብሩን እታ…

በዓል ዒድ ሸዋል ምኽንያት ብምግባር ዝተሰናደአ ዓውደ ምርኢትን ፌስቲቫልን ባህሊ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዒድ ሸዋል ምኽንያት ብምግባር ዝተሰናደአ ዓውደ ምርኢትን ፌስቲቫልን ባህሊ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ሃረር ተኸፊቱ። ኣብ ስነ-ስርዓት ምኽፋት እቲ ዓውደ ምርኢትን ፌስቲቫልን ባህሊ÷ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪ፣ ሚኒስትር…

ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ተመስሪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ሓፈሻዊ ጉባኤ ምስረታ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ተኻይዱ፡፡ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ጥላሁን ከበደ ኣብቲ ጉባኤ ኣብ ዝገበሩዎ መደረ÷ ቀይሕ መስቀል ሰብ ተኮር ስራሕቲ ኣብ ሰብኣዊነትን ቅንዕናን…