Fana: At a Speed of Life!

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት መበል 25 ዓመት ናይ ምስረታ በዓሉ ምኽኒያት ብምግባር መበል ሳልሳይ መድረኽ ዘተ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት መበል 25 ዓመት ናይ ምስረታ በዓሉ ምኽኒያት ብምግባር መበል ሳልሳይ መድረኽ ዘተ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ዘተ፥ “ግደ ሚዲያታት ንህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ብዙህነት ሓሳብን” ብዝብል ኣርእስቲ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዶክተር ደብረፂዮን ገብረሚካኤል ሓዊሱ ናይ ካልኦት ውልቀሰባት ናይ ዘይምኽሳስ መሰል ኣልዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ብዝተፈላለዩ ገበናት ዝጠርጠሮም ዶክተር ደብረፂዮን ገብረሚካኤል ሓዊሱ ናይ 39 ውልቀሰባት ናይ ዘይምኽሳስ መሰል ንምልዓል ዘቕረቦ ውሳነ ሓሳብ ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ። ብመሰረት እዚ፦…

ኣብ ውሽጢ ህወሓት ዘሎ ፅንፈኛ ጉጅለ ዘውግዝ ሰልፊ ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ውሽጢ ህወሓት ዘሎ ፅንፈኛ ጉጅለ ዘውግዝ ሰልፊ ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማ ጅግጅጋ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ሰልፊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ዘውግዝ እንትኸውን፥ ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ኢዩ ዝካየድ ዘሎ። ኣብቲ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ቀጠና ምዕራብ ክልል ትግራይ ነፃ ከምዝወፅአ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ቀጠና ምዕራብ ክልል ትግራይ ነፃ ከምዝወፅአ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፅ  ኣብቲ ቀጠና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣገልግሎት ሰብኣዊ ሓገዝ ይህብ ምህላዉ ብምግላፅ፥ ነፃ…

ኣብ ከተማ ወልዲያ ካብ ህወሓት ተልእኾ ብምቕባል ዝንቀሳቐሱ ዝነበሩ 25 ውልቀሰባት ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ወሎ ከተማ ወልዲያ ካብ ህወሓት ተልእኾ ብምቕባል ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ጥፍኣት ንምፍፃም ዝንቀሳቐሱ ዝነበሩ 25 ውልቀሰባት ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም። እቶም ሓይሊታት ጥፍኣት ብነበርቲን ሓይሊታት ፀፅታን ናይ ሓባር ፃዕሪ ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ…

ጁንታ ጉጅለ ህወሓት ዘውግዝ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣3 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጁንታ ጉጅለ ህወሓት ዘውግዝ ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ሰለማዊ ሰልፊ ብሰላም ተዛዚሙ። ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብማዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣተሓባባሪ ክላስተር ማሕበራዊ ምትእስሳር ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ፥ እቲ ሰለማዊ ሰልፊ እቲ ጉጅለ ኣብ…

ፅንፈኛ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝፈፀሞ ተግባር ዘውግዝ ሰልፊ ኣብ ክልል ሲዳማ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፅንፈኛ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝፈፀሞ ተግባር ዘውግዝ ሰልፊ ኣብ ክልል ሲዳማ ከተማ ሃዋሳ ይካየድ ኣሎ። ኣብ ኣደባባይ ሚሌኒየም ምምሕዳር ከተማ ሃዋሳ ካብ ንጎሆ ሰዓት 12 ኣብ ዝጀመረ ሰልፊ ደገፍ፥ ካብ ኩሎም ከባቢታት እቲ…

ወተሃደራዊ ርክብ ኢትዮጵያን ጀርመንን ንምጥንኻር ዝዓለመ ዑደት ኣብ ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ኮንቲጀት ሁርሶ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ወተሃደራዊ ርክብ ኢትዮጵያን ጀርመንን ንምጥንኻር ዝዓለመ ዑደት ኣብ ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ኮንቲጀት ሁርሶ ተኻይዱ። ተወካሊ ኣዛዚ ትካል ዓለም ለኻዊ መሰልጠኒ ምኽባር ሰላም ኢትዮጵያ ኮሎኔል ታምራት ኣንዳርጌ ከምዝበልዎ፥ ትኹረት እቲ ዑደት…

ኣብ ውሽጢ ህወሓት ዘሎ ገበነኛ ጉጅለ ፍርሒ ንምንዛሕን መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ንምብፃሕን ዘኽእሎ ኣፈፃሚ መርበብ ምጥያሹ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሽጢ ህወሓት ዘሎ ገበነኛ ጉጅለ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ከባቢታትን እዛ ሃገር ፍርሒ ንምንዛሕን መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ንምፍፃምን ዘኽእሎ ኣፈፃሚ መርበብ ምጥያሹ መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ህፁፅ ጊዜ ኣዋጅ ገሊፁ። መንግስቲ ፌዴሪኢ ኣብ ክልል…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 400 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 03 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 181 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ  400  ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 100 ሺሕን…