Fana: At a Speed of Life!

ህዝቢ ንሰራዊት ምክልኻል ዝገብሮ ዘሎ ሓገዝ ንሃገሩን ንሰራዊቱን ዘለዎ ክብሪን ፍቕሪን ዘርኢ ኢዩ -ዶ/ር ቀነኣ ያደታ

ኣዲስ ኣበባ፣ ሕዳር 6፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ህዝቢ ንሰራዊት ምክልኻል ዝገብሮ ዘሎ ሓገዝ ንሃገሩን ንሰራዊቱን ዘለዎ ክብሪን ፍቕሪን ዘርኢ ከምዝኾነ ሚኒስትር ምክልኻል ፌዴሪኢ ዶክተር ቀነኣ ያደታ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ነበርቲ ዞባ ጅማን ከተማ ጅማን ንሰራዊት ምክልኻል ዘበርከቱዎ ሓገዝ…

መንግስቲ ፅንፈኛ ጉጅለ ህወሓት ናብ ሕጊ ንምቕራብ ዝወስዶ ዘሎ ስጉምቲ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ክድግፎ ይግባእ – ቤ/ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር

ኣዲስ ኣበባ፣ ሕዳር 6፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ፅንፈኛ ጉጅለ ህወሓት ናብ ሕጊ ንምቕራብ ዝወስዶ ዘሎ ስጉምቲ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ክድግፎ ከምዝግባእ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ፅሕፈት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ጁንታ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል እዚ…

ኣብ ሰሜን ኣሜሪካን ኣውሮፓን ዝርከቡ ሲቪካዊ ትካላት ኢትጵያ እብ ልዕሊ ጉጅለ ህወሓት ዝውሰድ ዘሎ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ማሕበረሰብ ዓለም ትኽክለኛ ግንዛበ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነባርነቶም ኣብ ሰሜን ኣሜሪካን ኣውሮፓን ዝርከቡ ሲቪካዊ ትካላት ኢትጵያ መንግስቲ እብ ልዕሊ ከሓዲ ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ዝውሰድ ዘሎ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ማሕበረሰብ ዓለም ትኽክለኛ ግንዛበ ንኽሕዝ በዓል ሰለስተ ገፅ ደብዳበ ዘርጊሖም። እቲ ደብዳበ፥…

ኢትዮጵያ በይና ልዕልነት ሕጊ ንምኽባር ትገብሮ ወፍሪ ብብቕዓት ክትዛዝም ኢያ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ በይና ልዕልነት ሕጊ ንምኽባር ትገብሮ ወፍሪ ብብቕዓት ክትዛዝም ኢያ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒሰስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝፀሓፉዎ፥ “መወዳእታ ናይቲ ጉጅለ ጥፍኣት ተቓሪቡ…

ዲፕሎማሰኛታት መንግስቲ ኣብ ትግራይ እናካየዶ ዝርከብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ንዝምልከቶም ማሕበረሰብ ዓለም እናፍለጡ ከምዝኾኑ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ እናተኻየደ ዝርከብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ብዝምልከት ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ልኡኽ ዲፕሎማሰኛታት ዘተ ዌቢናር ኣካይዶም። ኣብቲ ዘተ ዝተሳተፉ ሓለፍቲ…

ሃገር ዝኸሓደ ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ከተማ ኣምቦ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ዝፈፀሞ ክሕደት ዝኹንንን ስጉምቲ ሰራዊት ምክልኻል ዝድግፍን ህዝባዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ኣምቦ ተሳሊጡ። ነበርቲ ከተማ ኣምቦን ከባቢኣን ዘሳለጡዎ ሰልፊ፥ ኣረመኔያዊ ጉጅለ ጥፍኣት ሃገር ንምፍራስ ዝንቀሳቐስ ፀላኢ ምዃኑ ብምግላፅ፤…

ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ዘሰልጠኖም ጉጅለ ተቓወምቲ ኤርትራ ይጥቐሙሉ ዝነበረ ኣፅዋር ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ዘሰልጠኖም ጉጅለ ተቓወምቲ ኤርትራ ይጥቐሙሉ ዝነበረ ኣፅዋር ኣብ ሑመራ ተታሒዙ። ኢትዮጵያን ኤርትራን ንምቅዋም ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት እናሰልጠኖም ዝፀንሑ ጉጅለታት እናጠጠቐሙሎም ዝነበሩ ዝተፈላለዩን ቁፅሮም ብዕሊ ዘይፍለጥን…

ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ዝቃወም ሰልፊ ኣብ ከተማ ምምሕዳር ድሬዳዋ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣6 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል እዚ ሰሜንዝፈፀሞ ተግባር ከምዝኹንኑ ነበርቲ ከተማ ምምሕዳር ድሬዳዋ ገሊፆም። እቶም ነበርቲ ሰራዊት ምክልኻል ዝገመሮ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊን ልኡኽቶ ህላወን ኣጠናኺሩ ንኽቕፅል እውን ብሰላማዊ ሰልፊ…

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት መበል 25 ዓመቱ ኣብ ጣቢያታት ክልል የኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት መበል 25 ዓመቱ ኣብ ጣቢያታት ክልል የኽብር ኣሎ። ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝሓለፉ 25 ዓመታት ዝሃቦ ኣገልግሎት ሚዲያ፣ ዘመዝገቦ እወንታዊ ውፅኢትን ኣብ ዝቕፅል ራእይ ብምትኳር እቲ በዓል ምስ ዓማዊሉ ብምዃን…

ጥበብ ንኽብሪ ሃገር ዝተሰነየ ግብሪ ሓይሊ ተጣይሹ ስራሕ ከምዝጀመረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ ሕዳር 5፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብሪ ሓይሊ ኪነ ጥበብ ኢትዮጵያ ጥበብ ንኽብሪ ሃገር ዝተብሃለ ግብሪ ሓይሊ ብምጥያሽ ስራሕ ምጅማሩ ኣፍሊጡ። እቲ ግብረ ሓይሊ፥ ብጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘብፀሖ መፅቃዕቲ ከምዝኾነኖ ሎሚ መዓልቲ ብ ዘሃቦ መግለፂ…