ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሃገራት ፓስፊክ እስያ ዝዓበየ ሕብረት ንግዲ ኣጣይሸን Gebremariam Weldegerima Nov 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ሕዳር 7፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሲሶ ቁጠባዊ ሃፍቲ ዓለም ዝሓዘሃ 15 ሃገራት ዝሓቖፈ ሕብረት ንግዲ ፓስፊክ እስያ ከምዘጣየሻ ዕላዊ ገይረን። እቲ ስምምዕነት ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ቁጠባዊ ሃፍተን ንዝተጎድኣ ሃገራት ፅቡቕ ኣጋጣሚ ሒዙ ክመፅእ ዝኽእል ኢዩ ታሂሉ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሽግ ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ኣብ ድሬዳዋ በፂሓ Gebremariam Weldegerima Nov 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ሕዳር 7፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መግለፂ መበል 15 በዓል ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ዝኾነት ሽግ ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ኣብ ድሬዳዋ በፂሓ። ኣብ ክልል ሃረሪ ዝፀንሐት እታ ህብረ ብሄራዊት ሽግ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ኣቲያ ኣላ። እታ ሽግ፥ ኣፈ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ሆስፒታል ዘውዲቱ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣጋጢሙ Gebremariam Weldegerima Nov 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ ሕዳር 7 ፣2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ሆስፒታል ዘውዲቱ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣጋጢሙ። እቲ ሓደጋ ካብ ሸራተን ናብ ኣምባሳደር ኣብ ዝወስድ መንገዲ ጫፍ ዝርከብ ኣደባባይ ኣብ ዝርከብ ካፌ ከምዝተፈጠረ ተሓቢሩ፡፡ ሰራሕተኛታት ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ልዕልነት ሕጊ ንምርግጋፅ እናወሰዶ ዝርከብ ስጉምቲ ንምድጋፍ ከምዝተዳለዉ ነበርቲ ክልል ጋምቤላ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Nov 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ ሕዳር 7 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ በቢብርኩ ዝርከቡ ውዳበታት ምምሕዳር ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን ክልላዊን ጉዳያት ኣድሂቦም ዘካየዱዎ ዘተ በዓል ሽዱሽተ ነጥቢ ቅዋም መግለፂ ቅዋም ብምውፃእ ተዛዚሙ። ኣብ መጠቓለሊ እቲ ዘተ ዝተረኸቡ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተ ሰብ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ሆስፒታል ዘውዲቱ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣጋጢሙ Gebremariam Weldegerima Nov 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ ሕዳር 7 ፣2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ሆስፒታል ዘውዲቱ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣጋጢሙ። እቲ ሓደጋ ካብ ሸራተን ናብ ኣምባሳደር ኣብ ዝወስድ መንገዲ ጫፍ ዝርከብ ኣደባባይ ኣብ ዝርከብ ካፌ ከምዝተፈጠረ ተሓቢሩ፡፡ ሰራሕተኛታት ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋን ባርዕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ትካላት ጥዕና ኣዲስ ኣበባ ዝተውፃእፅኡ 48 ሰብ ሞያታት ጥዕና ኣብ ክልል ትግራይ ሕጊ ንምኽባር እናተወሰደ ዝርከብ ስጉምቲ ንምሕጋዝ ናብቲ ቦታ ክኸዱ… Gebremariam Weldegerima Nov 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ሕዳር 7፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ ትካላት ጥዕና ኣዲስ ኣበባ ዝተውፃእፅኡ 48 ሰብ ሞያታት ጥዕና ኣብ ክልል ትግራይ ሕጊ ንምኽባር እናተወሰደ ዝርከብ ስጉምቲ ንምሕጋዝ ናብቲ ቦታ ክኸዱ ኢዮም። ኣብዚ ሕዚ እዋን እቶም ብኽልተ ኣንፈታት ናብቲ ቦታ ዘቕንዑ ሰብ ሞያታት ጥዕና ስነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ መዚ ኢትዮጵያ ኣብ ኡጋንዳ ምስ ህወሓት ኣብ ዘተ ሽምግልና ክሳተፉ ኢዮም ብዝብል ዝተወዘዐ ሓበሬታ ዝተሰሓሓተ ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰብ መዚ ኢትዮጵያ ኣብ ኡጋንዳ ምስ ህወሓት ኣብ ዘተ ሽምግልና ክሳተፉ ኢዮም ብዝብል ዝተወዘዐ ሓበሬታ ዝተሰሓሓተን ብግብረ ሓይሊ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ዘይተረጋገፀን ከምዝኾነ ተገሊፁ። መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ክልል ትግራይ ልዕልነት ሕጊ ንምኽባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣብዬ ዝተዋፈረ ዓቃቢ ሰላም ሻለቃ ኣብ እዋናዊ ዛዕባ ዘተ ኣካይዱ Gebremariam Weldegerima Nov 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣7 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሱዳን ግዝኣት ኣብዬ ዝተዋፈሩ ኣባላትን ኣመራርሓን መበል 23 ሞተራይዝድ ዓቃቢ ሰላም ሻለቃ ኣብ እዋናዊ ዛዕባ ብምትኳር ዘተ ኣካይዶም። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ዝተረኸቡ ላይዘን ኦፊሰር ቀጠና ሰሜን ኣብዬ ሱዳን ብርጋዴር ጀኔራል ዋኘው ኣለሜ፥ ኣብ ልዕሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጁንታ ህወሓት ኣብ ኣላማጣ ብመልክዕ ማእሰርቲ ሒዙዎም ዝነበረ ልዕሊ 10 ሺሕ ንፁሃን መናእሰይ ሒዙ ንደሓር ኣንሳሒቡ Gebremariam Weldegerima Nov 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ሕዳር 6፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጁንታ ህወሓት ኣብ ኣላማጣ ብመልክዕ ማእሰርቲ ሒዙዎም ዝነበረ ልዕሊ 10 ሺሕ ንፁሃን መናእሰይ ሒዙ ንደሓር ከምዘንሳሓበ ተገሊፁ። ጉጅለ ህወሓት ኣብ ክልል ትግራይ ዘለዉ መናእሰይን ህፃናትን ዩኒፎርም ኣስሪሑ እናኸደነ ናብ ጎንፂ ክኣትዉ እናገበረ ምዃኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 399 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Nov 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 2 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 399 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 102 ሺሕን 720…