Fana: At a Speed of Life!

ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ወሰንቲ ዒላማታት ህወሓት ካብ ከተማ መቐለ ወፃኢ ደብዳብ ኣየር ምክያዱ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ትኽክለኛ ሓበሬታ ተደሪኹ ካብ ከተማ መቐለ ወፃኢ ኣብ ወሰንቲ ዒላማታት ህወሓት መጥቃዕቲ ደብዳብ ኣየር ምክያዱ ተገሊፁ። መፃረዪ ሓበሬታ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ብኽልተ ዓለም ለኸ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣቢሉ ኣብ መቐለ መጥቃዕቲ ደብዳብ…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 336 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 213 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 336 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 103 ሺሕን 56…

መንግቲ ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ዝስደዱ ዜጋታት ንምቕባል ድሉው ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግቲ ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ዝስደዱ ዜጋታት ንምቕባልን ናብ መረበቶም ንምምላስን ድሉው ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕቸበራዊ ሚዲያ ትዊተር ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ መንግስቲ ዝተሰደዱ ንፁሃን…

ፍሉይ ሓይልን ምልሻታትን ትግራይ ናይዚ ጥፍአት ቡድን ዓላማ መፈፀምቲ ካብ ሙዃን ባዕልኹም ክተድሕኑ ዝተውሃበ ን3 መዓልቲ ዝፀንሐ ፃውዒት ሎሚ ተወዲኡ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፍሉይ ሓይልን ምልሻታትን ትግራይ ናይዚ ጥፍአት ቡድን ዓላማ መፈፀምቲ ካብ ሙኻን ባዕልኹም ክተድሕኑ ዝተውሃበ ንሰለስተ መዓልቲ ዝፀንሐ ጻውዒት ሎሚ ተወዲኡ ክብሉ ቀዳማይ  ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ…

ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ መገዲታት ኢትዮጵያ ኢንጅነር ሃብታሙ ምስ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ መገዲታት ኢትዮጵያ ኢንጅነር ሃብታሙ ተገኘ ምስ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ኦስማን ዲዮን ተዛቲዮም። ኣብቲ ዝገበሩዎ ዘተ ድማ ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ብምትሕብባር ወሰንቲ ዝኾኑ ስራሕቲ መሰረተ ልምዓታት መገዲን…

ኣብ ዞባ ምዕራብ ወለጋ 36 ዕጡቓት ሸኔ እንትድምሰሱ 169 ድማ ተማሪኾም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ወለጋ ፍሉይ ሓይሊ ክልል ኦሮሚያ ብዝወሰዶ ስጉምቲ 36 ዕጡቓት ሸኔ ከምዝተደምሰሱ ተገሊፁ። ብዝተወሰደ ስጉምቲ ካብ ዝተደምሰሱ ብተወሳኺ 169 ዕጡቓት ድማ ተማሪኾም፡፡ ካብዚ ሓሊፉ ድማ ንተለኣኣኽቲ ጁንታ ህወሓት ሓገዝ ብመሃብ…

ፎረም ወደባት ኣፍሪካ ኣብ ጅቡቲ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ወደባት ኣፍሪካ ኣብ ጅቡቲ ተሳሊጡ። እቲ ፎረም ኣብ ሞንጎ ሃገራት ዘሎ ርክብን ምትህብባርን ብምድንፋዕ ኣብ እዋን ኮቪድ ዝነበረ ምዝሕሓል ኢኮኖሚያዊ ንግዲ ሃገራት ንምጥንኻር ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ዲኤታ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ዩጋንዳ ዩዌሪ ሙሴቪኒ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ዩጋንዳ ዩዌሪ ሙሴቪኒ ተዛቲዮም። ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ፥ ኣብ ሃገራት ምብራቕ…

ብኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ዑደት የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ዑደት የካይድ ኣሎ። ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻ መጥቃዕቲ ብምፍፃም ክሕደት ሃገር ዝፈፀመን ተኸታታሊ ጥሕሰት ሕገመንግስቲ…

ሃገር ንዝኸሓደ ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሕዳር ፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሃገር ንዝኸሓደ ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ተኻይዱ። ብመሰረት እዚ ኣብ ከተማታት ጋምቤላ፣ ቡሌ ሆራ፣ ሆሳእና ፅንፈኛ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል እዚ ሰሜን ዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ዘኹንኑ ሰልፊታት…