Fana: At a Speed of Life!

ጉጅለ ህወሓት ንዝሰርሖ ግፍዒ ናይ ኢዱ ክረከብ ኣለዎ-ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)“ንክብሪ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደው ክብል ኢየ!” ዝብል መርሃ ግብሪ ኣብ ዝተፈላለዩ ክልላት  ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ። ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዝተሳለጠ እቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸቡ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፥ ጉጅለ ህወሓት…

መርሃ ግብሪ “ንክብሪ ሰራዊት ምክልኻል ደው ክብል ኢየ” ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መርሃ ግብሪ “ንክብሪ ሰራዊት ምክልኻል ደው ክብል ኢየ” ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ። ሰብ ሞያታት ኪነጥ በብ “ንኽብሪ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደው ክብል ኢየ” ብዝብል ዘቕረቡዎ ፃውዒት ምላሽ ንመሃብ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ…

ባንኪ ኣካውንት 34 ትካላት ፋይናንስ ህወሓት ከምዝኣገደ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባንኪ ኣካውንት 34 ትካላት ፋይናንስ ህወሓት ከምዝኣገደ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ሱር ኮንስትራክሽን ፣ ጉና ስራሕቲ ንግዲ፣ ትራንስ ኢትዮጵያ፣ መስፍን ኢንዱስትሪያል ኢንጅነሪንግ ፣ ማሕበር መመላለሲ ህዝቢ ሰላም፣ ሜጋ ማተሚያ፣ ኢፈርት…

“ንክብሪ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደው ክብል ኢየ!” ዝብል መርሃ ግብሪ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)“ንክብሪ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደው ክብል ኢየ!” ዝብል መርሃ ግብሪ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ፣ ሚኒስትር…

መርሃ ግብሪ “ንክብሪ ሰራዊት ምክልኻል ደው ክብል ኢየ” ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መርሃ ግብሪ “ንክብሪ ሰራዊት ምክልኻል ደው ክብል ኢየ” ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ይሳለጥ ኣሎ። ዋና መርሃ ግብሪ ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ሰዓት 5፡30 ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ን2 ደቒቕ ዝካየድ እንትኸውን፥ ቅድሚኡ ድማ ዝተፈላለዩ መደባት እናተኻየዱ…

ኣብ ክልል ሃረሪ ንሰራዊት ምክልኻል ዝግበር ድጋፍ ብዝምልከት ምስ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ዘተ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልላዊ መንግስቲ ሃረሪ ንሰራዊት ምክልኻል ዝግበር ድጋፍ ብዝምልከት ምስ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ዘተ ይግበር ኣሎ። ኣብቲ ህዝባዊ መድረኽ ዘተ፥ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ብምትኳር ዘተ ከምዝግበር ቢሮ ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ እቲ ክልል…

መስዋእትነት ሰራዊት ንሓድነት ኢትዮጵያ ስለዝኾነ ንኽብሪ ሰራዊት ምክልኻል ጠጠው ክብል ኢየ – ኣይተ ሃይለማርያም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ሃይለማርያም ደሳለኝ ህዝቢ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር እናርአዮ ናብ ዘሎ ክብሪን ሓገዝን ተፀምቢሮም። እቶም ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ ንኽብሪ ሃገር ጠጠው ምስ ዝበለ ሰራዊት…

ኣብ ዶሃ ዓለም ለኸ ቤት ትምህርቲ ኮሙዩኒቲ ኢትዮጵያ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስርዓተ ትምህርቲ ኢትዮጵያ ተግባራዊ ዝገብር ኣብ ዶሃ ዓለም ለኸ ቤት ትምህርቲ ኮሙዩኒቲ ኢትዮጵያ ተመሪቑ። እቲ ቤት ትምህርቲ፥ ሚኒስቴር ትምህርቲን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ኳታር ዶክተር መሓመድ ቢን ኣብደልዋሕድ ኣል ሃማዲን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዝነብር ህዝቢ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 100 ሚሊየን ብር ድጋፍ ከምዝገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዝነብር ህዝቢ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 100 ሚሊየን ብር ድጋፍ ከምዝገበረ መንግስቲ እቲ ክልል ገሊፁ። ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዝነብር ህዝቢ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብገንዘበን ዓይነትን ክሳብ ሐዚ ልዕሊ 100 ሚሊየን ብር ደገፍ…

ፅንፈኛ ጉጅለ ህወሓት መናእሰይ ትግራይ ዝተሰሓሓተ ኣረኣእያ ንክህልዎም ክሰርሕ ከምዝፀንሐ ኣብ ቁፅፅር ዝወዓሉ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ እቲ ክልል ተዛሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፅንፈኛ ጉጅለ ህወሓት መናእሰይ ትግራይ ዝተሰሓሓተ ኣረኣእያ ንክህልዎም ክሰርሕ ከምዝፀንሐ ኣብ ቁፅፅር ዝወዓሉ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ እቲ ክልል ተዛሪቦም። ካብ ቁልዕነቶም ጀሚሩ ዝተሰሓሓተ ኣረኣእያ ሒዞም ንከዓበዩ ንምግባር ብዙሓት ዓማውቲ “ህወሓት…