Fana: At a Speed of Life!

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮነን ምስ ፕሬዚዳንት ሩዋንዳ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ደመቀ መኮነን ምስ ፕሬዚዳንት ሩዋንዳ ፖል ካጋሜ ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ነቶም ፕሬዚዳንት መብርሂ ሂቦም። ፕሬዚዳንት ፖል ካጋሜ ብግደኦም፥…

ጁንታ ህወሓት መሰረተ ልምዓታት ትግራይ የዕኑ ኣሎ-መፃረዪ ሓበሬታ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ህወሓት መሰረተ ልምዓታት ትግራይ የዕኑ ከምዘሎ መፃረዪ ሓበሬታ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ኣፍሊጡ። ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንቕድሚት ምግስጋሱ ዘጨነቖ ጁንታ፣ ብኹሎም ኣንፈታት ናብ መቐለ ኣብ ዝወስዱ መገዲታት ዝርከቡ ኣርባዕተ ድልድላት ከምዘፍረሰ…

ሕጊ ብምኽባር ወፍሪ ህዝቢ ትግራይ ቀዳማይ ተራባሒ ክኸውን ኢዩ-ቤ/ፅ ቀ/ሚኒስቴር

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ፌዴሪኢ ንምኽባር ልዕልነት ሕጊን ገበነኛታት ንፍርዲ ንምቕራብን ዘለዎ ቁርፀኝነት ዳግም ከረጋግፅ ኢዩ ክብል ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ። ይኹን እንበር ሕጊ ናይ ምኽባር ምንቅስቓስ ኣብ ልዕሊ ብሄር ወይ ብካሊእ ውግንና ዘነፃፀረ ኢዩ…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 339 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 09 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 3 ሺሕን 778 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 339  ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 103 ሺሕን 395…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንብሄራዊት ጋንታ ኒጀር ሰለስተ ንባፎ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ (ዋሊያታት) ንብሄራዊት ጋንታ ኒጀር ሰለስተ ንባዶ ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራታ። ብሄራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ደቂ ተባዕትዮ ኣብ መፃረዪ ምድብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ራቭዓይ ግጥማ ምስ ኒጀር ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣካይዳ።…

ዝተመዛበሉ ወገናት ናብ መረበቶም ንምምላስን መሊስካ እግሪ ንምትካልን ዝግበሩ ስራሕቲን ተጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሚኒትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ዝተመርሐ ጉጅለ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣብ ልዕሊ ጉለጅለ ጥፍኣት እናተወሰደ ዝርከብ ምንቅስቓስ ምኽባር ሕጊ ተተሓሒዙ ካብ መረበቶም ዝተመዛበሉን ካብ ሃገር ወፃእ ዝተሰደዱን ወገናት ናብ ስድረኦም ንምምላስን መሊስካ እግሪ…

መርሃ ግብሪ “ንኽብሪ ሰራዊት ምክልኻል ጠጠው ክብል ኢየ” ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ኣብ ዝርከባ ኤምባሲታት ኢትዮጵያ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ “ንኽብሪ ሰራዊት ምክልኻል ጠጠው ክብል ኢየ” ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ኣብ ዝርከባ ኤምባሲታት ኢትዮጵያ ተኻይዱ። እቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ኣፍሪካ፣ ኣውሮፓን ማእኸላይ ምብራቕን ኣብ ዝርከቡ ኤምባሲታት ኢትዮጵያ ኢዩ ተኻይዱ ዘሎ፡፡ ኣብ…

ኢትዮጵያን ኣየርላንድን ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ ገንዘብ 446 ሚሊየን ብር ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ኣየርላንድን ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ ገንዘብ 446 ሚሊየን ብር ተፈራሪመን። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ወይዘሪት ያስሚን ዎሃብረቢንን ኣምባሳደር ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮዮጵያ ኒኮላ በርናን ክታሞም ኣንቢረሙሉ።…

ፓርቲ ብልፅግና ዝተሳተፈሉ ዘተ ገዛእቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣፍሪካ ቻይና ብኮንፈረንስ ቪዲዮ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ዝተሳተፈሉ ዘተ ገዛእቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣፍሪካ ቻይና ብኮንፈረንስ ቪዲዮ ተኻይዱ። ብኣሰናዳእነት ኮሚኒስት ፓርቲ ቻይና ዝተኻየደ እቲ ዘተ፤ ፓርቲ ብልፅግና ሓዊሱ ልዕሊ 25 ፓርቲታት ፐለቲካ ሃገራት ኣፍሪካ ተሳተፍቲ ኮይኖም።…

መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ኢ-ሰብኣዊ ተግባራት ንከይፍፀሙ ልዑል ክትትልን ቁፅፅርን ይገብር ኣለኹ ኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ኣብ ክልል ትግራይን ጎረባብቲ ከባቢታትን ኢ-ሰብኣዊ ተግባራት ንከይፍፀሙ ልዑል ክትትልን ቁፅፅርን ይገብር ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ኣብ ክልል ትግራይ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ምእዋጁ ስዒቡ መርማሪ ቦርድ ምጥያሹ ይዝከር።…