Fana: At a Speed of Life!

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኤርቪን ጆዜ ማሲንጋ ዘቲየን። እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዛዕባ ዝካየዱ ዘለዉ ስራሕቲ ልምዓትን ዝጠመተ ዘተ ከምዝተኻየደ ተገሊፁ። ብሓባር ምስራሕ…

ሰብ ሃፍቲ እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ኢንቨስት ንክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ኢንቨስት ንክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ አራኤል ተስፋዬ ይታይህ፥ ነቶም ሰብ ሃፍቲ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ብዝምልከት መብርሂ ሂቦም። እቶም…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ 108 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ እቶት ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ 108 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣደም ኑሪ፥ እቲ ቢሮ ኣብ 9 አዋርሕ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም 108 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝኣከበ ገሊፆም። እቲ ኣታዊ…

ኣሜሪካ ንስራሕቲ ብሔራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ደገፍ ከምእትገብር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ንስራሕቲ ብሔራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ደገፍ ከምእትገብር ገሊፃ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ብሔራዊ ኮሚሽን ተመስገን ጥላሁን ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኤርቪን ጆሴ ማሲንጋ ዘቲዮም። እቲ ኮሚሽን ዝተውሃቦ ልኡኽ ንምዕዋት ዘካይዶ ዘሎ…

እስራኤል ኣብ መርሃ ግብሪ ሚሳኤል ኢራን ሓዱሽ ማዕቐብ ንኽንበር ፃውዒት ኣቕሪባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢራን ትፅቢት ዘይተገበረሉ መጥቃዕቲ ኣብ ግዝኣታ ምብፅሑ ስዒቡ እስራኤል ኣብ ልዕሊ መርሃ ግብሪ ሚሳኤል ኢራን ሓዱሽ ማዕቐብ ንኽንበር ፃውዒት ኣቕሪባ። እስራኤል ኣብ ልዕሊ ኢራን ዝኾነ ይኹን ዓይነት ናይ መልሲ ስጉምቲ ክትወስድ ኢያ ብዝብል ብዙሓት…

ኢትዮጵያን ጂቡቲን ዘለወን ምትሕብባር ልውውጥ ሓበሬታ ኢሚግሬሽን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጂቡቲን ልውውጥ ዘለወን ምትሕብባር ልውውጥ ሓበሬታ ኢሚግሬሽንን ቁፅፅር ዶብን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን። ዋና ዳይሬክተርኢሚግሬሽንን  ኣገልግሎት ዜግነትን ሰላማዊት ዳዊት ምስ ሚኒስትር ውሽጢ ዓዲ ጂቡቲ ሰዒድ ኑህ ሃሰን ዘቲየን።…

ኣብ ቴክኖሎጂ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ትኹረት ዝገበረ ‘ኣስተውሎት’ ዝተብሃለ ፊልም ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዙሪያ ቴክኖሎጂ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ትኹረት ዝገበረ ‘ኣስተውሎት’ ዝተብሃለ ፊልም ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ተረኺቦም። ብኢንስቲትዩት…

ኣብ ውድድር ርብዒ ፍፃመ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ናይ መልሲ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ርብዒ ፍፃመ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ናይ መልሲ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። ሎሚ ምሽት ካብ ዝግበሩ ክልተ መርሃ ግብሪ ፀወታታት÷ ጋንታ ባርሴሎና ኣብ ሜዳኣ ንፈረንሳዊት ጋንታ ፓሪስ ሴንት ዠርሜይን ተተኣናግደሉ ፀወታ ትፅቢት…

ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ዋና ፀሓፊ ትካል ደቡባዊ ምትሕብባር ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ዋና ፀሓፊ ትካል ደቡባዊ ምትሕብባር ሼክ መንሱር ቢን ሙስሰላም ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን እቲ ትካልን ዘሎ ምትሕብባር ክብ ምባል ኣብ ዘኽእል ኩነታት ከምኡውን…

ጀርመን 3 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዩሮ ዋጋ ዘለዎም ን8 ሆስፒታላት ዝኾኑ ደገፍ ናውቲታት ሕክምና ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ጀርመን 3 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዩሮ ዋጋ ዘለዎም ን8 ሆስፒታላት ዝኾኑ ደገፍ ናውቲታት ሕክምና ገይሩ። እቲ ደገፍ ብባንኪ ልምዓት ጀርመን ኣቢሉ ዝተለገሰ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ደገፍ ዝተገበረለን፥ ንሆስፒታል ዓይደር፣ ስፔሻላይዝይድ ሆስፒታል…