Fana: At a Speed of Life!

ሻንግቴክስ ጋርመንት 50 ሚሊየን ዶላር ወፃኢ ብምግባር ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ቦሌ ለሚ ህንፀት ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሻንግቴክስ ጋርመንት 50 ሚሊየን ዶላር ወፃኢ ብምግባር ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ቦሌ ለሚ ህንፀት ጀሚሩ። ኣብ ቀዳማይ ምዕራፍ ህንፀት በቲ ኩባኒያ ዝህነፁ 3 ሼዳት ንሕድሕዶም 10 ሺሕ ሜትሮ ስኩዌር ስፍሓት ዘለዎ እንትኾኑ፥ ህንፀቶም ኣብ ውሽጢ ሓደ…

ኣብ ረቂቕ መምርሒ ድልድል መራኸብቲ ሓፋሽ ፓርቲታት ፖለቲካን ውልቀ ተወዳደርቲን ዘተ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ረቂቕ መምርሒ ድልድል መራኸብቲ ሓፋሽ ፓርቲታት ፖለቲካን ውልቀ ተወዳደርቲን መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ብዝምልከት ምስ መራኸብቲ ሓፋሽን ፓርቲታት ፖለቲካን ተዛቲዩ። ዕላማ እቲ ዘተ ሕፁያት ተወዳደርቲ ቅድም ክብል ኣብ…

ኢትዮጵያን ፊንላንድን ሰነድ ስምምዕነር ደገፍ ገንዘብ 824 ሚሊየን ብር ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ፊንላንድን ሰነድ ስምምዕነር ደገፍ ገንዘብ 824 ሚሊየን ብር ሎሚ መዓልቲ ከምዝተፈራረማ ሚኒስቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ። እቲ ደገፍ ገንዘብ ንመበል ራብዓይ ዙር ማሕበረሰባዊ ኣቕርቦን ፅሩይ ማይን ፅርየትን ዝውዕል ኢዩ ተባሂሉ። እዋናዊን…

ኣብ ደምቢደሎ ተልእኾ ምኽባር ሕጊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝድግፍ ሰልፊ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዞባ ቀሌም ወለጋ ከተማ ደምቢደሎ ተልእኾ ምኽባር ሕጊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝድገፍ ሰልፊ ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ። እቲ ሰልፊ ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ኣብ ልዕሊ እዝ ሰሜን ንዝፈፀሞ ክሕደት ዘውግዝ ኢዩ። ባህሪ እቲ ጉጅለ ኣጥፊእኻ ምጥፋእ…

ፕሬዚዳንት ሣህለወርቅ ዘውዴ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ደቡብ ኣፍሪካ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሣህለወርቅ ዘውዴ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣምሪሐን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኻዊ መዕርፎ ነፈርቲ ጆሐንስበርግ ኦሊቨር ታምቦ አንትበፅሓ ሚኒስትር ማሕበራዊ ልምዓት ደቡብ ኣፍሪካ ሊንዲዌ…

ኣርባዕተ ዞባታት ክልል ኦሮሚያ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 705 ሰንጋታትን 7 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብርን ድጋፍ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ዞባታት ቦረና፣ ምዕራብ ጉጂ፣ ምዕራብ ሃረርጌን ፊንፊኔ ዙሪያን ፍሉይ ዞባ ኦሮሚያን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን 705 ሰንጋታትን 7 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብርን ድጋፍ ገይሮም። ካብ ኣርባዕቲአን ዞባታት ዝተወከሉ ሓለፍቲ ስራሕን ኣባገዳታትን…

ካብ ክልል ትግራይ ናብ ሱዳን ኣብ ክሊ ዝኣተዉ ኢትዮጵያውያን ምስ መንግስቲ ሱዳን ብምትሕብባር ይስራሕ ኣሎ-ኣምባሳደር ይበልጣል ኣዕምሮ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ካብ ክልል ትግራይ ናብ ሱዳን ኣብ ክሊ ዝኣተዉ ኢትዮጵያውያን ምስ መንግስቲ ሱዳን ብኹለ መዳይ ብምትሕብባር ይሰርሕ ከምዘሎ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሱዳን ይበልጣል ኣዕምሮ ገሊፆም። ኣብ ሱዳን በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር…

ጁንታ ህወሓት ናይ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብዘይኮነ ሰብ ኣልባ ኣውሮፕላን መጥቃዕቲ ተፈፂሙኒ ኢዩ ዝበሎ ሓበሬታ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ኢዩ- ሜጀር ጄኔራል ይልማ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስግብግብ ጁንታ ህወሓት ናይ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብዘይኮነ ሰብ ኣልባ ኣውሮፕላን መጥቃዕቲ ተፈፂሙኒ ኢዩ ዝበሎ ሓበሬታ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ኢዩ ክብሉ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ሜጀር ጄኔራል ይልማ መርዳሳ ገሊፆም። ሜጀር ጀኔራል ይልማ ምስ ፋና…

መንግስቲ ኣብ ትግራይ ዝወስዶ ዘሎ ሕጊ ናይ ምኽባር ስጉምቲ ምዃኑ ኣብ ኖርወይ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ምሁራን ንኮሚቴ ሽልማት ናቤል ሰላም ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ፌዴሪኢ ኣብ ክልል ትግራይ ዝወስዶ ዘሎ ሕጊ ናይ ምኽባር ስጉምቲ ምዃኑ ኣብ ኖርወይ ዝነብሩ 28 ኢትዮጵያውያን ምሁራን ንኮሚቴ ሽልማት ናቤል ሰላም ኣፍሊጦም። እቶም ኢትዮጵያውያን ኣብ ዝፀሓፍዎ ደብዳበ፥ መንግስቲ ኣብ ልዕሊ ፅንፈኛ ጉጅለ…

ፕሬዚዳንት ሣህለወርቅ ዘውዴ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣምሪሐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሣህለወርቅ ዘውዴ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣምሪሐን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ዝህልወን ፃንሒት ምስ ሓለፍቲ ስራሕ እታ ሃገር ክዛተያ ኢየን ዝብል ትፅቢት ኣሎ። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ…