Fana: At a Speed of Life!

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት መበል 25 ዓመት ናይ ምስረታ በዓሉ የኽብር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት መበል 25 ዓመት ናይ ምስረታ በዓሉ የኽብር ኣሎ። ፋና መበል 25 ዓመት ናይ መስረታ በዓሉ መስ ሰራሕተኛታቱ፣ መሻርኽቲ ኣካላትን ተሓባበርቲ መዳለውቲ ብምዃን ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽብር ኣሎ። ምስረታ በዓሉ…

ሎሚ 12 ሕዳር 2013 ዓ.ም ከተማ ዓዲግራት ካብ ጁንታ ህወሓት ነፃ ወፂኣ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ 12 ሕዳር 2013 ዓ.ም ከተማ ዓዲግራት ካብ ጁንታ ህወሓት ነፃ ወፂኣ። ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ልዕሊ ጁንታ ህወሓት ዓወት ብምምዝጋብ ከተማ ዓዲግራት ሙሉእ ብሙሉእ ነፃ ከምዘውፅኣ መፃረዪ ሓበሬታ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ…

ኣብ ኡጋንዳ ብዝተወለዐ ናዕቢ 28 ሰባት ተቐቲሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ፖሊስ ኡጋንዳን ደገፍቲ ፍሉጥ መራሒ ተቓዋሚ ሰልፊ ቦቢ ዋይንን ኣብ ዝተፈጠረ ግጭት ብውሕዱ 28 ሰባት ከምዝተቐተሉ ተገሊፁ። እቲ ንፕሬዚዳንትነት ዝወዳደር ዘሎ ፖለቲከኛን ሙዚቀኛን ተቓዋሚ ንመምርሒታት ኮሮናቫይረስ ጥሒስካ ብዝብል ክሲ…

ኣባላት ዲያስፖራ ኦሮሞ መንግስቲ ኣብ ክሊ ዝወስዶ ዘሎ ወፍሪ ህልውናን እዋናዊ ጉዳይን ይዛተዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ዲያስፖራ ኦሮሞ መንግስቲ ኣብ ክሊ ዝወስዶ ዘሎ ወፍሪ ህልውናን እዋናዊ ጉዳይን ይዛተዩ ኣለዉ። እቲ መድረኽ ዘተ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ክልል ኦሮሚያ ዘዳለዎ እንትኸውን፥ ሓላፊ ርክብ ህዝቢ ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ታዬ ደንደአን ላዕለዋይ…

 “ከተማና ካብ ርስሓት፣ ሃገርና ካብ ጁንታ፣ ክሕደትን ፅልእን ነፅሪ” ወፍሪ ፅሬት ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)“ከተማና ካብ ርስሓት፣ ሃገርና ካብ ጁንታ፣ ክሕደትን ፅልእን ነፅሪ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ኩሉ ከባቢታት ኣዲስ ኣበባ ወፍሪ ፅሬት ተኻይዱ። ኣብቲ ወፍሪ ፅርየት፥ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነሽ ኣበቤ ሓዊሱ ሓለፍቲ…

ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ኩነታት ብዝምልከት ንኣተሓባባሪ ህፁፅ ግዜ ሓገዝን ሰብኣዊ ጉዳያትን ሕመድ መብርሂ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሕቡራት መንግስታት ድርጅት(ሕመድ) ቀዋሚ ልኡኽ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ንኣተሓባባሪ ህፁፅ ግዜ ሓገዝን ሰብኣዊ ጉዳያትን ሕመድ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝካየድ ዘሎ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ብዝምልከት መበርሂ ሂቦም ኣብቲ እዋን ሰብኣዊ ሓገዛት…

መንግስቲ ፌዴራል ምስ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ክደራደር ኢዩ ብዝብል ዝተወዘዐ ወረ ሕሾት ኢዩ-መፃሪዪ ሓበሬታ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ፌዴራል ምስ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ክደራደር ኢዩ ብዝብል ዝተወዘዐ ወረ ሕሾት ኢዩ ክብል መፃሪዪ ሓበሬታ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ገሊፁ። ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካን ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን ሲሪል ራማፎዛ መንግስቲ ፌዴራልን ዘይሕጋዊ ጉጅለ…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 452 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 488 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 452  ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 104 ሺሕን 879…

ፕሬዘዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ብምድሃብ ንሲሪል ራማፎዛ መብርሂ ሂበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ህዳር፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዘዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ብምድሃብ ንፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካን ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን ሲሪል ራማፎዛ መብርሂ ሂበን። ኢትዮጵያ ንሕብረት ኣፍሪካ ዘለዋ ልዑል ቦታ መበገሲ ብምግባር እተን እተን ፕሬዚዳንት ኣብ…

ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣክሱምን ዓድዋን ሙሉእ ብሙሉእ ከምኡዉን ከባቢ ዓዲግራት ተቖጻጺሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣክሱምን ዓድዋን ሙሉእ ብሙሉእ ከምኡዉን ከባቢ/ዙሪያ ዓዲግራት ከምዝተቖፃፀረ መፃረዪ ሓበሬታ ህፁፅ ጊዘ ኣዋጅ ኣፍሊጡ። ኣብ ግንባር ምዕራብ ሓይሊ ጉጅለ ህወሓት ዘጥቅዕ ዘሎ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ድሕሪ ሽረ ኣብ…