Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ጋምቤላ ብሽርሒ ግብረራዕዲ ዝተጠርጠሩ 65 ውለቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ምስ ፅንፈኛ ህወሓትን ኦነግ ሸኔን ርክብ ኣለዎም ተባሂሎም ዝተጠርጠሩ 65 ውለቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ህዝቢ እቲ ክልል ምስ ሓይሊታት ፀፅታ ብምስላፍ ሽርሒ እቲ ፅንፈኛ ጉጅለን ካልኦት…

ኣብ ክልል ሶማሌ ነበርቲ ዞባ ጀረር መንግስቲ እናከካየዶ ዝርከብ ምንቅስቓስ ምኽባር ሕጊ ብምድጋፍ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ከምዝኾኑ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ነበርቲ ዞባ ጀረር መንግስቲ እናከካየዶ ዝርከብ ምንቅስቓስ ምኽባር ሕጊ ብምድጋፍ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ከምዝኾኑ ገሊፆም። ኣብ ዝተፈላለያ ዞባታት ክልል ሶማሌ ዑደት እናገበሩ ዝርከቡ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እ ክልል ኣይተ ሙስጠፌ…

ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጃፓን ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ምስ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ተዛትዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጃፓን ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ምስ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ተዛትዩ። ነቲ ዘተ ዝመርሑ ኣምባሳደር ካሳ ተክለብርሃን፥ መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ እናካየዶ ዝርከብ ወፍሪ ሕገ-መንግስቲን ሕገ-መንግስታዊ…

ኣብ ወልቃይት ጠገዴ ከባቢ ዲቪዥን ዳንሻ ጣቢያ ሰፈራ ንጥፍኣት ዕላማ ክውዕል ዝነበረ ልዑል መሳርሒታት ጦር ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ወልቃይት ጠገዴ ከባቢ ዲቪዥን ዳንሻ ጣቢያ ሰፈራ ንጥፍኣት ዕላማ ክውዕል ዝነበረ ልዑል መሳርሒታት ጦር ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ኣብ እዚ ሰሜን ዋና ኣዛዚ 5ይ ሜካናይዝድ ክፍለ ጦር ጄነራል ሙሏለም ኣድማሱ ኣፍሊጦም። እም ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር…

ኮሚሽን ፖሊስ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ገደብ እቶእቶ ሰዓት ተሸከርከርቲ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ገደብ እቶእቶ ሰዓት ተሸከርከርቲ ከምዘመሓላለፈ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ምምሕዳር እናተርኣየ ዝርከብ ምጭንናቕ ስዒቡ ዝፍጠር ምትዕፅፃው መገዲን ምትእጉጓልን ንምንካይ ተሓሲቡ ዝተመሓላለፈ ገደብ ከምዝኾነ…

ብር 52 ሚሊየን ዘግመቱ ኣቕሑት ኮንትሮባንድ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ጥራሕ ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ኢትዮጵያ ብር51 ነጥቢ 9 ሚሊየን ዝግመቱ ኣቕሑት ኮንትሮባንድ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም። ካብ ሞንጎ እዚኣቶም ልዕሊ ብር 31 ሚሊየን ዝግመት ናብ ውሽጢ ዓዲ እንተኣቱ ዝተትሓዘ እንትኸውን፥ ልዕሊ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ መናእሰይ ተወለድቲ ትግራይ ንሰራዊት ምክልኻል ልገሳ ደም ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ መናእሰይ ተወለድቲ ትግራይ ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን ልገሳ ደም ኣካይዶም። ደምና ንሰራወት ምክልኻልና” ብዝብል መሪሕ ቓል ተወለድቲ ትግራይ ዝኾኑ ኣባላት ማሕበራ ወለንታታት ፍቕሪ፤ ሎሚ መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ንምድጋፍ መርሃ…

ጉጅለ ህወሓት ብሰራዊት ምክልኻል ዝውሰደሉ ዘሎ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ክፃወሮ ከምዘይከኣለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ጉጅለ ህወሓት ብሰራዊት ምክልኻል ዝውሰደሉ ዘሎ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ክፃወሮ ከምዘይከኣለ ሓላፊ ዋና መምርሒ ወፍሪ ሕብረት ምክልኃል ብርጋዴር ጄነራል ተስፋየ ኣያሌው ገሊፆም። እቶም ጀነራል መኮንን ቅልጡፍ ምንቅስቓስ ምጥቃዕ እቲ ሰራዊት…

ሰራዊት ምክልኻል ካብ ዓዲ ግራት ናብ መቐለ ኣብ ዝወስድ መገዲ ትርከብ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ተቖፃፂሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ካብ ዓዲ ግራት ናብ መቐለ ኣብ ዝወስድ መገዲ ትርከብ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ተቖፃፂሩ። እቲ ሰራዊት ምክልኻል ናይ መወዳእታ ሽቶ ዝኾነት መቐለ ንመሓዝ እናገስገሰ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብዚ ሰሙን እዚ ከተማታት ሽረ፣ ኣኽሱም፣…

መንግስቲ ፌዴራል ንትግራይ ድሕንነትን ጥዕናን ልዑል ዋጋ ዝህብ ስለ ዝኾነ ኣብቲ ክልል ምርግጋዕ ንክነግስ ኣድላዪ ኩሉ ክንገብር ኢና- ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልኡኽ ምኽባር ሕጊ ዝወፈረ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ዝሓለፉ ሒደት መዓልታት ዘመዝገቦ ዓወት ዝነኣድ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ሰራዊት ምክኻል ሃገር ትማሊ ምሸት ኣብ ዙሪያ ዓዲግራት ዘለዉ ከባቢታት…