Fana: At a Speed of Life!

289 ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)289 ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ሎሚ መዓልቲ ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ካብ ሞንጎ እቶም ዝተመለሱ ዜጋታት 230 ደቂ ኣንስትዮ፣ 54 ዝኾኑ ድማ ሰገናትን ዕድሚኦም ትሕቲ ሓደ ኣመት ከምዝኾኑን ሓሙሽተ ድማ ደቂ ተባዕትዮ ኢዮም ተባሂሉ፡፡…

ኢትዮጵያ ድኽነት ንምጥፋእ ኣብ ትገብሮ ፃዕሪ ቻይና ኣብጎና ደው ከምትብል ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኢትዮጵያ ድኽነት ንምጥፋእን ጎደና ዕቤታ ንምዕትን ኣብ ትገብሮ ፃዕሪ ቻይና ኩልግዘ ኣብጎና ደው ከምትብል ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ መኮንን እዚ ዝበሉ መበል 50 ዓመት…

“ደቅና ሰኑይ ኣዕጢቖም ሰሉስ ናብ ወፍሪ ዝመቱ ኢሎምዎም፤ ይኹን እምበር ብሰላም ኢዶም ብመሃቦም መሊስና ክንረኽቦዮም ክኢልና ኣለና” – ወ/ሮ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ነባሪት ከተማ ዛታ ዝኾና ኣደ ወታደር እንትሪኣ ደቀይ ኢየን ዝብለኦም፡፡ ኣደ ደቂ ተባዕትዮ ስለዝኾና ውፃእ ውረድ ውግእ ናብ መዓንጠአን ኣትዩ የስካሕኸን፡፡ ክንዲ ግምባር ብዕራይ ኣብ ተኣክል ንኡሽተይ ከተማ ኮይነን ናብ ዋና…

ኣምባሳደር ተሸመ ቶጋ መበል 50 ዓመት ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ኢትዮጵያን ኣመልኪቱ ዝተለኣኸ ምልእኽቲ ኣብፂሖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ተሸመ ቶጋ መበል 50 ዓመት ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ኢትዮጵያን ኣመልኪቱ ዝተለኣኸ ምልእኽቲ ኣብፂሖም። እቶም ኣምባሳደር፥ ካብ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ናብ ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂምፒንግ ከምኡ እውን ካብ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን…

ፕሬዚዳንት ካፍ ኣሕመድ ኣሕመድ ናይ 5 ዓመት እገዳ ተመሓላሊፉዎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ዓለም ለኻዊ ኣማሓዳሪ ኩዕሶ እግሪ (ፊፋ) ኣብ ልዕሊ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪካ (ካፍ) ኣሕመድ ኣሕመድ ናይ ሓሙሽተ ዓመት እገዳ ኣመሓላሊፉ። እቶም ፕሬዚዳንት ምስ ግዕዝይናን ብልሹው ኣሰራርሓን ተተሓሒዙ ጥፍኣተኛ ኢዮም ክብል…

ፌዴሬሽን ማሕበራት ጉዱኣት ኣካል ኦሮሚያ ንሰራዊት ምክልኻል ልገሳ ደም ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፌዴሬሽን ማሕበራት ጉዱኣት ኣካል ኦሮሚያ ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን ልገሳ ደም ኣካይዶም። እቶም ማሕበራት ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ዘተ ብምግባር፤ ንሰራዊት ምክልኻል መርሃ ግብሪ ልገሳ ደም ምክያዶም ካብ ቢሮ ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ እቲ…

ኣብ ክልል ደቡብ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ ብር 153 ሚሊየን ሓገዝ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ ብር 153 ሚሊየን ሓገዝ ከምዝተኣከበ ተገሊፁ። ሓላፊ ቢሮ ፋይናንስን ክልል ደቡብን ኣካቢ ግብረ ሓይሊ ምትእኽኻብ ሃፍቲ ሰራዊት ምክልኻልን ኣይተ ተፈሪ ኣባተ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣድሂቦም ኣብ…

ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ምስ ኣቢያተ ፅሕፈት ቆንስላ ሚኒሶታን ሎስ ኣንጀለስን ብምዃን ኣብ ኣሜሪካ ምስ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን…

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ምስ ኣቢያተ ፅሕፈት ቆንስላ ሚኒሶታን ሎስ ኣንጀለስን ብምዃን ኣብ ኩለን ግዝኣታት ኣሜሪካ ምስ ዝርከቡ 500 ዝኾኑ ተወከልቲ ማሕበራት ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ተዛቲዩ። ብኮንፈረንስ ቪዲዮ ኣብ ዝተሳለጠ ዘተ…

ኣብ ክልል ትግራይ ዝተጀመረ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ካልኣይ ምዕራፉ ከምዝተዛዘመ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝተጀመረ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ካልኣይ ምዕራፉ ከምዝተዛዘመን ኣባላት እቲ ጁንታ ኣብ ዝቕፅሉ 72 ሰዓታት ኢዶም ብሰላም ንኽህቡ ፃውዒት ምቕራቡን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። ኣብ ትግራይ ዝውሰድ ዘሎ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ…

ዩንቨርስቲ ጅግጅጋ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 1 ሚሊዮን ብርን 150 ኣጣልን ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ህዳር  ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ዩንቨርስቲ ጅግጅጋ ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር 1 ሚሊዮን ብርን 150 ኣጣልን ደገፍ ገይሩ። እቲ ደገፍ ንሓላፊ ቤት ፅሕፈት ሚኒስትር ዴኤታ ኣመራርሓ ስራሕ ፋይናንስ ምክልኻል ሃገር ኣይተ ጌታቸው ሲሳይ ኣረኪቡ። ዳይሬክተር ጉዳይ ዓለም…