Fana: At a Speed of Life!

ብሸነኽ ሰሜን እዛ ሃገር ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ህፁፅ ምላሽ ንምሃብ ዝተጀመረ ፃዕሪ ተጠናኺሩ ቀፂሉ ኣሎ-ወይዘሮ ሙፈሪያት

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምስ እዋናዊ ኩነታት ብዝተተሓሓዘ ብሸነኽ ሰሜን እዛ ሃገር ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ህፁፅ ምላሽ ንምሃብ ዝተጀመረ ፃዕሪ ተጠናኺሩ ቀፂሉ ኣሎ ክብላ ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ኣፍሊጠን። ኩለ መዳይ ጉጅለ ቅኒት ህፁፅ ጊዜ ኣብ ክሊ ዝኣከቦ…

ህዝቢ ጉንታ ህወሓት ብዘናፍሶ ፕሮፓጋንዳ ክደናገር ከምዘይግባእ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሕዳር፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ህዝቢ ጉንታ ህወሓት ብዘናፍሶ ፕሮፓጋንዳ ክደናገር ከምዘይግባእ ኣን ወፍሪ ምኽር ሕጊ ዝተዋፈሩ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ገሊፆም። እቲ ጁንታ ብምቁፅፃር ናብ ሕጊ ንምቕራብ ድሉዋት ከምዝኾኑ እውን ኣረጋጊፆም። ግልጋሎት ዜና ኢትዮጵያ ዘዘራረቦም…

ማሕበር ነጋዶ ኣንጋረ ልዕሊ ብር 4 ሚሊየን ዝግመት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ነጋዶ ኣንጋረ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ብዘቕረበኦ ፃውዒት ሓገዝ መሰረት ብምግባር ልዕሊ ብር 4 ሚሊየን ዝግመት ሓገዝ ገይሩ። እቲ ማሕበር ካብ ሓገዝ እንስሳት ብተወሳኺ 2 ሺሕ ሊትሮ ዘይቲ ብልዒ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅን ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግን ርክብ ክልቲአን ሃገራት ንምጥንኻር ቃል ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ህዳር 15 ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴን መበል 50 ዓመት ዲፕሎማቲክ ርክብ ኢትዮጵያን ቻይናን ብዝምልከት ምስ ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግን መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ተለዋዊጠን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ዝሓለፉ 50 ዓመታት ክልቲአን…

ሎዛ ኣበራ ካብ ውሽጢ 100 ፅዕንቶ ፈጠርቲ ደቂ ኣንስትዮ ቢቢሲ ሓንቲ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሎዛ ኣበራ ካብ ውሽጢ 100 ፅዕንቶ ፈጠርቲ ደቂ ኣንስትዮ ቢቢሲ ሓንቲ ብምዃን ተመሪፃ። ቢቢሲ ኣብዚ ዓመት ለውጢ ዝመርሓን ለውጢ ዘምፃኣን 100 ደቂ ኣንስትዮ ካብ መላእ ዓለም ዝመረፀ እንትኸውን፥ ሎዛ ኣበራ ኣብ ዘፈር ስፖርት ካብ 100 ፅዕንቶ…

ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ኣብ ክልል ትግራይ ይካየድ ብዛዕባ ዘሎ ወፍሪ ብዝምልከት ንፕሬዚዳንት ሶማሊያ መብርሂ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣማኻሪ ድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ኣብ ክልል ትግራይ ይካየድ ብዛዕባ ዘሎ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ብዝምልከት ንፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሞሃመድ ኣብዱላሂ ፋርማጆ መብርሂ ሂቦም። እቲ ዝካየድ ዘሎ ወፍሪ ምኽባር ሕጊን ስርዓትን ብመሰረት…

ሃገር ለኸ ፈተና 8ይ ክፍሊ 2012 ዓ.ም ካብ 1 ከሳብ 30 ታሕሳስ 2013 ዓ.ም ኣብ ዘሎ እዋን ክወሃብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሃገር ለኸ ፈተና 8ይ ክፍሊ 2012 ዓ.ም ካብ 1 ከሳብ 30 ታሕሳስ 2013 ዓ.ም ኣብ ዘሎ እዋን ክልላት ዘውፀኦ መርሃ ግብሪ መሰረት ብምግባር ከምዝወሃብ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዲኤታ ትምህርቲ ኣይተ ሚሊየን ማቲዮስ ኣብ ዝሃቡዎ…

መንግስቲ ዝሃቦ ገደብ 72 ሰዓታት ብምጥቃም ብዙሓት ኣባላት ፍሉይ ሓይሊን ሚሊሻን ትግራይ ኢዶም ይህቡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ዝሃቦ ገደብ 72 ሰዓታት ብምጥቃም ብዙሓት ኣባላት ፍሉይ ሓይሊን ሚሊሻን ትግራይ በቢግምባሩ ኢዶም እናሃቡ ከምዝርከቡ መፃረዪ ሓበሬታ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣፍሊጡ። ብወገን ክልል ዓፋር ኣቲዮም ብዙሓት ሰባት ኢዶም እናሃቡ እንትኾኑ፥ ኣብ ማይ…

አቶ ጃዋር መሃመድ፣ በቀለ ገርባ እና ሃምዛ አዳነን ጨምሮ ሌሎች ተከሳሾች የንብረት እግድ ይነሳልን ሲሉ ያቀረቡት አቤቱታ ውድቅ ሆነ

አዲስ አበባ፣ ህዳር 15፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) አቶ ጃዋር መሃመድ፣ በቀለ ገርባ እና ሃምዛ አዳነ ወይም ሃምዛ ቦረናን ጨምሮ ሌሎች ተከሳሾች ዐቃቤ ህግ ያገደባቸውን የንብረት እግድ ይነሳልን ሲሉ ያቀረቡት አቤቱታ ውድቅ ሆነ፡፡ የንብረቱን እግድ በተለመለከተ የፌደራል ከፍተኛ ፍርድ ቤት ልደታ…

ጉጅለ ህወሓት እናተጠቐመሉ ዝነበረ 32 ኩንታል መዐወኒ ሓሽሽ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሕዳር ፣2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ህወሓት እናተጠቐመሉ ዝነበረ 32 ኩንታል መዐወኒ ሓሽሽ ተታሒዙ። እቲ መዓወኒ ሓሽሽ ብተሸከርካሪ ተፃዒኑ ካብ ሑመራ ናብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክኣቱ ክብል ከምዝተትሓዘ ዋና ኣዛዚ ፍሉይ ሓይሊ ክልል ኣምሓራ በርጌድ ቴድሮስ ኮማንደር ዘለቀ ምትኩ…