Fana: At a Speed of Life!

ፕ/ር ቢኒያም ዳዊት ሙዝሙር ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣባል ኮሚቴ መሰል ህፃናት ብምዃን ተመሪፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮፌሰር ቢኒያም ዳዊት ሙዝሙር ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንካልኣይ ጊዘ ኣባል ኮሚቴ መሰል ህፃናት ብምዃን ተመሪፆም ፕሮፌሰር ቢኒያም ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 2015-2017 ናይቶ ኮሚቴ ኣባል ዝነበሩ እንትኾኑ ብኣቦመንበርነት ኢዮም…

ኣብ ዞባ ምብራቕ ጉጂ ኣብ ልዕሊ 14 ኣባላት ኦነግ ሸኔ ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ህዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ጉጂ እንትንቀሳቐሱ ኣብ ልዕሊ 14 ኣባላት ኦነግ ሸኔ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ኮሚሽን ፖሊስ ኦሮሚያ ኣፍሊጡ። ከም ኣገላፃ ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል፥ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብቲ ዞባ ወረዳ ጎሮ ዶላ ንጥፍኣት…

ምክትል ቀ/ሚ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ቤልጂየም መሰተኦም ታዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ቤልጂየም መሰተኦም ሶፊ ዊልምስ ታዛቲዮም። ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ እዋናዊ ኩነታትን ኣብ መንጎ ክልቲኣዊ ርክብ እተን ሃገራት ብዝምልከት ብሓባር ተላዚቦም። ኣብ ክልል…

ምክትል ቀ/ሚ ደመቀ መኮንን ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ሕብረት ኣውሮፓ ጆሴፍ ቦሬል ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ሕብረት ኣውሮፓ ጆሴፍ ቦሬል ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ ናብ ቤልጄም ብምምራሕ ንጆሴፍ ቦሬል ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት መብርሂ…

ካብ ዳንሻ ክሳብ ዓድዋ ኣብ ዝነበረ ኲናት ሓይሊ ጁንታ ልዑል ሰብኣዊን ቁሳዊን ክሳራ በፂሑዎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ግንባር ሰሜን ምዕራብ ካብ ዳንሻ ክሳብ ዓድዋ ኣብ ዝነበረ ኲናት ሓይሊ ጁንታ ልዑል ሰብኣዊን ቁሳዊን ክሳራ በፂሑዎ። ኣብቲ ዓውደ ኲናት ልዕሊ 10 ሺሕ ሓይሊ ጁንታ ከምዝተደምሰሱን ልዕሊ 15 ሺሕ ናይ ሕድሕድ፣ ጉጅለን ከበድቲ መሳርሒታት…

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ናብ ከተማ ኣክሱም ብምእታዉ እቲ ከባቢ ይረጋጋዕ ኣሎ-ነበርቲ ኣክሱም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ናብ ከተማ ኣክሱም ብምእታዉ እቲ ከባቢ ይረጋጋዕ ኣሎ ክብሉ ነበርቲ ኣክሱም ተዛሪቦም። እቶም ነበርቲ ኣብታ ከተማ ዝተቛረፁ መብራህቲን ካልኦት ኣገልግሎታትን ብህፁፅ ንክጅመሩ ሓቲቶም። ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ነታ ከተማ…

ኢትዮጵያን ኣልጄሪያን ኣብ ዓውዲ ፋርማሲዩቲካልስ ኢንዱስትሪ ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣልጀሪያ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ነብያት ጌታቸው ምስ ሚኒስትር ፋርማሲዩቲካልስ ኢንዱስትሪ ኣልጀሪያ ዶክተር ሎፍቲ ቤነብ ኣሕመድ ኣብቲ ዓውዲ ብምትብባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ብምድሃብ ተዛቲዮም። ኣብ መንጎ…

ኣብ ምብራቕ ሃረርጌ ልዕሊ 110 ዝተፈላለዩ ኣፅዋራት ኲናት ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ልዕሊ 110 ዝተፈላለዩ ኣፅዋራት ኲናትን ካልኦት ናውቲን ከምዝተትሓዙ መምርሒ ፖሊስ እቲ ዞባ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ መምርሒ ኮማንደር ናስር መሓመድ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቶም ኣፅዋራት ኣብ 20 ወረዳታት እቲ ዞባ…

ሃገራት ኣብ ካልኦት ውሽጣዊ ጉዳያት ጣልቃ ናይ ዘይምእታው መርህ ከኽብራ ይግባእ- ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራት ኣብ ካልኦት ውሽጣዊ ጉዳያት ጣልቃ ናይ ዘይምእታው መርህ ከኽብራ ይግባእ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣተሓሳሲቦም። ኢትዮጵያ ታሪኽ ሃገረ መንግስቲ ዘለዋ ሃገር ከምዝኾነት ዝሓበሩ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ካብ…

መንግስቲ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ማይካድራ ዝፈፀሞ ጭካነ ዝተመልኦ ተግባር ኣውጊዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ፌዴሪኢ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ማይካድራ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት ዝፈፀሞ ጭካነ ዝተመልኦ ተግባር ኣውጊዙ። ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ዕላዊ ኣብ ዝገበሮ ፀብፃብ፥ ሓይሊታት ፅንፈኛ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ማይካድራ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን…