Fana: At a Speed of Life!

ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ሳዲቅ ኣል-ማህዲ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣17 ሕዳር ፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ሳዲቅ ኣል-ማህዲ ብቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። ሳዲቅ ኣለ-ማህዲ ኣብ ሕቡራት ዒማራት ዓረብ ናብ ሆስፒታል ምስኣተዉ ድሕሪ ሰለስተ ሰሙናት ህይወቶም ከምዝሓለፈ፥ ስድረኦምን ብሄራዊ ፓርቲ ኡማ ኣብ ዝሃቡዎ…

“ሃገረይ ካብ ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ንምክልኻል ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ደው ክብል ኢየ!” ብዝብል መሪሕ ቃል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)“ሃገረይ ካብ ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ንምክልኻል ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ደው ክብል ኢየ!” ብዝብል መሪሕ ቃል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ቤት ፅሕፈት ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ኣዲስ ኣበባ ንሰራዊት ምክልኻል ዝተዳለወ መድረኽ እንትኸውን፥ ኣብ…

ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ምሕደራን ቁፅፅርን ወፃኢ መንግስቲ ኣብ ኦዲት ዘለዉ ውፅኢታት ስጉምቲ እርማት ክውሰድ ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ምሕደራን ቁፅፅርን ወፃኢ መንግስቲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ሚኒሰስቴር ሰራተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ፀብፃብ ሒሳብ ኦዲት በጀት ዓመት 2011 ዓ.ም ዋና ቤት ዕዮ ዋና ኦዲተር ፌዴራል ኣድሂቡ ተዛቲዩ። እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ፥ ኣብ ኦዲት…

ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ኣብ ማይ ካድራ ዝፈፀሞ እኩይ ተግባር ኣብ መቐለ ንምድጋም እናተንቀሳቐሰ ከምዝኾነ ፖሊስ ኮሚሽን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ኣብ ማይ ካድራ ዝፈፀሞ እኩይ ተግባር ኣብ መቐለ ንምድጋም እናተንቀሳቐሰ ከምዝኾነ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ገሊፁ። እቲ ኮሚሽን እኩይ ትልሚ እቲ ጉጅለ ከምዝበፅሖ እውን ኣፍሊጡ ኣሎ፡፡ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተጀመረ…

ሰራዊት ምክልኻል ናይ መወዳእታ ምዕራፍ ወፍሪ ንኽጅምር ትእዛዝ ከምዝተውሃቦ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ ፣17 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሳልሳይን ናይ መወዳእታን ምዕራፍ ወፍሪ ንኽጅምር ትእዛዝ ከምዝተውሃቦ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። “ኣብቲ ወፍሪ ንፁሃን ሰባት ከይጉድኡ ልዑል ጥንቃቐ ክንገብር ኢና፤ ብረሃፅ ህዝብና ዝተሰርሐት ከተማ መቐለ…

ቢቢሲ ሞኒተሪንግ ቀ/ሚ ኣቢይ ዘይተዛረቡዎ ዘረባ ከምዝተዛረቡዎ ገይሩ ንዝፈነዎ ፀብፃብ ይቅርታ ሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢቢሲ ሞኒተሪንግ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዘይተዛረቡዎ ዘረባ ከምዝተዛረቡዎ ገይሩ ብምፅራሕ ንዝፈነዎ ፀብፃብ ይቅርታ ሓቲቱ። ቢቢሲ ሞኒተሪንግ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ገፁ ከምዝገለፆ፥ “ብዛዕባ ኢትዮጵያ ብዝምልከት ዝገበርናዮ ዝተሰሓሓተ…

13 ተለኣኣኽቲ ጥፍኣት ህወሓት ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ቦረና ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥፍኣት ንምብፃሕ ኣብ ምድላው ዝነበሩ 13 ተለኣኣኽቲ ህወሓት ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ቦረና ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም። እቶም ተጠርጠርቲ ኣብ ዞባ ቦረና ወረዳ ጎሜሌ ብዝተገበረ ሃንደበታዊ ተፍቲሽን ሕብረተሰብ ብመሰረት ዝሃቦ ሓበሬታን ኢዮም ኣብ ቁፅፅር…

ኣብ ክልል ሃረሪ ብዝተገበረ ሃንደበታዊ ወፍሪ ንስራሕቲ ጥፍኣት ዝተዳለዉ ኣፅዋራት ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ህዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ሰሙናት ክላሽን ሓዊሱ መነፀር ዓውደ ኲናት፣ ገንዘብ ዝተፈላለዩ ሃገራት፣ ወተሃደራዊ ኣልባሳት፣ ገጀራ፣ ሸጓጉጥን በዝሒ ዘለዎም ጠያይቲን ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ምክትል ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ…

ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ጣልቃ ናይ ምእታው ባህጊ ከምዘይብሉ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝጀመሮ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ጣልቃ ናይ ምእታው ባህጊ ከምዘይብሉ ገሊፁ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ኮሚሽነር ኣመራርሓ…

ኣብ ከተማ ሰበታ ከባቢ መስጊድ ተፀሚዱ ዝነበረ ፈንጂ ሕብረተሰብ ብመሰረት ዝሃቦ ሓበሬታ ከሺፉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ህዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሰበታ ቀበሌ 04፣ ከባቢ መስጊድ ተፀሚዱ ዝነበረ ፈንጂ ሕብረተሰብ ብመሰረት ዝሃቦ ሓበሬታ ከሺፉ። እቲ ፈንጂ ኣብ ከባቢ መሓመድ ረጃ ተፀሚዱ ዝተረኸበ ከምዝኾነ ምምሕዳር ከተማ ሰበታ ኣፍሊጡ። እቲ ፈንጂ ኣብ ልዕሊ እቲ መስጊድን…