Fana: At a Speed of Life!

ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ምስ ኩባንያ ጀርመን ሓገዝ ስምምዕነት 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዩሮ  ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ምስ ትካል መተሓበባሪ ቢሮ ጀርመን (ኣይ ኤፍ ኢ) ሓገዝ ስምምዕነት 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዩሮ  ተፈራሪሙ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ኣክሊሉ ታደሰ÷ መተሓባበሪ ቢሮ ጀርመን ዕድል ስራሕ ንምውሳኽን ዓቕሚ…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል 30 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ፡፡ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ብምዝታይ ውሳነ ዘሕለፈሎም ጉዳያት ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቦም ኣለዉ፡- ኣቐዲሙ ዝተዛተየ ኣብ ረቂቕ…

ኣብ ፀወታ ርብዒ ፍፃመ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ክልተ ናይ መልሲ ፀወታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀወታ ርብዒ ፍፃመ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ኣርሰናል ምስ ባየርን ሙኒክ ከምኡ እውን ማንቸስተር ሲቲ ምስ ሪያል ማድሪድ ሎሚ ምሸት ሰዓት ኣርባዕተ ዘካይደኦ ናይ መልሲ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሎም። ጋንታ ባየርን ሙኒክ ምስ ኣርሰናል ኣብ ኣብ…

ኢትዮጵያ ዋና መብፅሒት ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኮይና ኣላ – ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዋና መብፅሒት ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኮይና ኣላ ክብሉ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስለሺ በቀለ (ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም። ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ፎረም ቢዝነስን ኢንቨስትመንትን ኢትዮ-ኣሜሪካ ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ ፎረም ኣብ…

ኣይተ ኦርዲን በድሪ በዓል ዒድ ሸዋል ሕብረት ብዘጎልብት መልክዑ ንኽኽበር ንዝገበሩ ኣካላት ምስጋና ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ርዕሰ ኣይተ ኦርዲን በድሪ በዓል ዒድ ሸዋል ባህላዊ ክብሪታቱ ሕብረትን ፍቕሪን ብዘጉልህ መልክዑ ብሰላም ንኽኽበር ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ኣካላት ምስጋና ኣቕሪቦም። ኣብቲ ክልል በቢዓመቱ ብልዑል ድምቀት ዝኽበር በዓል ዒድ…

ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢራን ተወሳኺ ማዕቐብ ክተንብር ኢያ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ዝቕፅሉ መዓልቲታት ኣብ ልዕሊ ኢራን ተወሳኺ ማዕቐብ ከምተንብር ኣፍሊጣ። ኣማኻ ብሄራዊ ድሕንነት ኣሜሪካ ጄክ ሱሊቫን÷ “ኣሜሪካ ኣብ ሰብ ኣልቦ ድሮንን ፕሮግራም ሚሳኤልን ኢራን ዒላማ ዝገበረ ማዕቐብ ክተንብር ኢያ” ኢሎም፡፡ ካብዚ…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ኤጄንሲ ዝሕደስ ሓይሊ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 14 ዓለም ለኸ ጉባኤ ኤጄንሲ ዝሕስ ሓይሊ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ከተማ ኣቡ ዳቢ ተጀሚሩ፡፡ ኣብቲ ጉባኤ÷ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር)ን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ዑመር ሁሴን…

ዊንጉ ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዝሃነፆ ማእኸል ዳታ ዓለም ለኸ መለክዒ ስለዘማለአ ወረቐት ምስክር ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዊንጉ ኣፍሪካ ብ50 ሚሊየን ዶላር ወፃኢ ኣብ ኢትዮጵያ ዝሃነፆ ማእኸል ዳታ ዓለም ለኸ መለክዒታት ብምላእ ወረቐት ምስክር ረኺቡ። ዓለም ለኸ ምዘና እናተገበረሉ ብምፅናሕ ደረጃ ”ቲር” 3 ብምምላእ ወረቐት ምስክር ዝረኸበ እቲ ማእኸል÷ ንመንግስቲን…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ልዕሊ 762 ሚሊየን ብር ከምዘምለሰ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ብዘይ ኣግባብ ካብ ሞንጎ ዝተወሰዶ ገንዘብ እቲ ልዕሊ 762 ሚሊየን ብር ከምዘምለሰ ኣፍሊጡ። ምስ ሲስተም ተተሓሒዙ 6 መጋቢት 2016 ዓ.ም ብዝተፈጠረ ፀገም ምኽንያት ብር 801 ሚሊየን 417 ሺሕን 747ብር 81 ሳንቲም…

ኣብ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ፒኤስጂን ቦሩሲያ ዶርትሙንድን ናብ ፍርቂ ፍፃመ ሓሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት ሰዓት 4:00 ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ርብዒ ፍፃመ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ፒኤስጂን ቦሩሲያ ዶርትሙንድን ናብ ፍርቂ ፍፃመ ሓሊፈን። ባርሴሎና ኣብ ሜዳኣ ንፈረንሳዊት ጋንታ ፓሪስ ሴንት ዠርሜይን (ፒኤስጂ) ኣተኣናጊዳ 4 ን 1 ብዝኾነ…