Fana: At a Speed of Life!

ጉጅለ ህወሓት “ደምሲሰዮ ኢየ” ብምባል ናይ ሓሾት ዜና ዝወዘዐሉ መበል 21 ክፍለ ሰራዊት ሐዚ እውን ብጅግንነትን ብዝለዓለ ዓወትን ይቕፅል ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ህወሓት “ደምሲሰዮ ኢየ” ብምባል ናይ ሓሾት ዜና ዝወዘዐሉ መበል 21 ክፍለ ሰራዊት ሐዚ እውን ብጅግንነትን ብዝለዓለ ዓወትን ይቕፅል ከምዘሎ ምክትል ኣዛዚ ኦፕሬሽን እቲ ክፍለ ሰራዊት  ኮሎኔል መንግስቱ ደሴ ተዛሪቦም። ኣብ ግምባር ራያ ሕጊ…

ኣብ ዞባ መተከል ኣብ ልዕሊ 23 ፀረ ሰላም ሓይሊታት ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉምዝ ዞባ መተከል ተልእኾ ጁንታ ህወሓት ብምሓዝ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ ዘብፅሑ ዝነበሩ 23 ፀረ ሰላም ሓይሊታት ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ኮማንድ ፖስት እቲ ዞባ ትማሊ ኣፍሊጡ። ሰራዊት ምክልኻል ሃገር፣…

ጉጅለ ህወሓት ኣብ ርእሲ ናይ ባዕሉ ወገን ዝፈፀሞ ተግባር ዘሕፍር፣ መሕዘንን ተራእዩ ዘይፈልጥን ኢዩ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኳታር

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጁንታ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ርእሲ ናይ ባዕሉ ወገን ዝፈፀሞ ተግባር ዘሕፍር፣ መሕዘንን ተራእዩ ዘይፈልጥን ኢዩ ክብሉ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኳታርን ዳይሬክተር ጉዳያት ኣፍሪካን ኣምባሳደር ኣብዱራሃማን ኣል ዶሰሪ ገሊፆም። ኣብ ኳታር ፍሉይ መልእኽተኛን…

ምክትል ቀ/ሚ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፈረንሳይ ዦ ኢቭ ለድሪዮ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፈረንሳይ ዦ ኢቭ ለድሪዮ ትማሊ ተዛቲዮም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ብዝምልከት ኣብቲ…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ  560  ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 789 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ   560  ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 107 ሺሕን…

ኣብ ክልል ጋምቤላ ብጉጅለ ህወሓት ተተሊሙ ዝነበረ ሽርሒ ጥፍኣት ከምዝፈሸለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ብጁንታ ጉጅለ ህወሓት ተተሊሙ ዝነበረ ሽርሒ ጥፍኣት  ብሓይሊታት ፀፅታን ተሳትፎ ህዝቢን ከምዝፈሸለ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኡሞዱ ኡጁሉ ኣፍሊጦም። እቲ ጁንታ ኣብቲ ክልል ዘርጊሑዎ ዝነበረ መርበብ ጥፍኣት ሙሉእ ብሙሉእ…

መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድሊዮም ዜጋታት ብዝተቐላጠፈ መልክዑ ከምዘቕርብ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድሊዮም ዜጋታት ብዝተቐላጠፈ መልክዑ ከምዘቕርብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ገሊፁ። እቲ ቤት ፅሕፈት፥ መንግስቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ምስ ዝህቡ ኣካላት ብምዃን ሰብኣዊ ሓገዝ ንምቕራብ ከምዝሰርሕ እውን ኣፍሊጡ…

ግድብ ህዳሰ ኣብ ወርሒ ሰነ ቀዳማይ ዜር ሓይሊ ምፍልፋል ክጅምር ኢዩ – ዶክተር ኢንጂነር ስለሽ በቀለ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢት ኣብዚ ሒዝናዮ ዘለና ዓመት ወርሒ ሰነ ቀዳማይ ዜር ሓይሊ ምፍልፋል ከምዝጅምር ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሽ በቀለ ኣፍሊጦም። እቶም ሚኒስትር ዩሲኤል ምስ ዝተብሃለ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዩናይትድ ኪንግደም…

ምክትል ቀ/ሚ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ተዛቲዮም። ዲፕሎማሲያዊ ልኡኽቶ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን፥ ሎሚ መዓልቲ ድማ ኣብ ፈረንሳይ ቀፂሉ…

ሃገር ለኸ መድረኽ ሰላም መናእሰይ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ዙሪያ ትኹረት ዝገበረ ሃገር ለኸ መድረኽ ሰላም መናእሰይ ይሳለጥ ኣሎ። “መንእሰይነተይ ንኢትዮጵያይ” ብዝብል መሪሕ ቃል እናተሳለጠ ኣብ ዝርከብ እቲ መድረኽ፤ ካብ መላእ ክፋላት ሃገር ዝተውፃእፅኡ ተወከልቲ መናእሰይ ይሳተፉ…