Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ  769  ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 271 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ   769  ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 107 ሺሕን…

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር መቐለን ኣባላት ጉጅለ ገበነኛታት  ጁንታን ንምቁፅፃር ዘኽእሎ ስትራተጄክ  ቦታታት ሒዙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ህዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ሰራዊት ምክልኻል ሃገር መቐለን ኣባላት ጉጅለ ገበነኛታት  ጁንታን ንምቁፅፃር ዘኽእሎ ስትራተጄክ  ቦታታት ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ። ህዝቢ ትግራይ ካብ መጀመሪያ ጀሚሩ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘለዎ ውግንና ኣርእዩ ኢዩ ኢሉ። ሰራዊት ምክልኻል…

ኣብ ሱልልታ ብዝበፅሐ ሓደጋ ትራፊክ 12 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ፍሉይ ዞን ዙሪያ ፍንፊኔ፣ ወረዳ ሱልልታ ብዝበፅሐ ሓደጋ ትራፊክ 12 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ። እቲ ሓደጋ ትራፈክ ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 8 ከምዘጋጠመ ካብ ቤት ፅሕፈት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ወረዳ ሱሉልታ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…

ፕሬዚዳንት ግብፂ ኣብዱል ፈታህ ኣል ሲሲ ፅባሕ ኣብ ደቡብ ሱዳን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ከካይዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ግብፂ ኣብዱል ፈታህ ኣል ሲሲ ፅባሕ ናብ ኣብ ደቡብ ሱዳን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ከምዘካይዱ ተገሊፁ። እቶም ፕሬዚዳንት ፅባሕ ናብ ጁባ ዘምርሑ እንትኾኑ፥ ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ዘተ ከመዝገብሩ ተሓቢሩ። እቶም መራሕቲ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣባላት ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ህዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣባላት ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪካ ከምዝተዛተዩ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ። ካብ መንጎ እቶም ኣባላት ልኡኽ፥ ነበር ፕሬዚዳንት ላይቤሪያ ኤለን ጆንሰን ሰርሊፍ፣ ነበር ፕሬዚዳንት ሞዛምቢክ ጆኣኪም ቺሳኖ፣…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ኣማኻሪ ፖሊሲ ወፃኢን ድሕንነትን መራሄተ መንግስቲ ጀርመን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ኣማኻሪ ፖሊሲ ወፃኢን ድሕንነትን መራሄተ መንግስቲ ጀርመን ዶክተር ጃን ሄከር ተዛቲዮም። ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን…

ክልተ ፍቓዳት ኣገልግሎት ቴሌኮሚኒኬሽን ንምሃብ ዘኽእል ሰነድ መሕትት መወዳደሪ ሓሳብ ጨረታ ወፂኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ኮሚኒኬሽን ኢትዮጵያ ክልተ ፍቓዳት ብሄራዊ ኣገልግሎት ቴሌኮሚኒኬሽን ንምሃብ ዘኽእል ሰነድ መሕትት መወዳደሪ ሓሳብ ጨረታ ወፂኡ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ዶክተር እዮብ ተካልኝ ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ እቲ ውድድር ፍትሓዊ ንክኸውን…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክልላዊ ፈተና ሻምናይ ክፍሊ 24ን 25ን ሕዳር ክወሃብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ህዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክልላዊ ፈተና ሻምናይ ክፍሊ 24ን 25ን ሕዳር ክወሃብ ኢዩ ተባሂሉ። ቢሮ ትምህርቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ከምዝበሎ፥ እቲ ፈተና ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልታ ክወሃብ ኢዩ። ተምሃሮ ኣብቶም ዝተረቑሑ መዓልታት…

እቲ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ህዝቢ ትግራይ ካብ ጁንታ ህወሓት ናይ ምክልኻል ዕላማ ዘለዎ ኢዩ – ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18  ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ዝወስዶ ዘሎ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ህዝቢ ትግራይ ካብ ጁንታ ህወሓት ናይ ምክልኻል ዕላማ ዘለዎ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ገንዘብ ፌዴሪኢ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ገንዘብ እቲ ዝውሰድ ዘሎ ስጉምቲ ብዝምልከት…

መንግስቲ ኣብ ትግራይ ኣብ ዝጀመሮ ሕጊ ናይ ምኽባር ወፍሪ ተሳትፎ ሳልሳይ ወገን ኣየድሊን-ኣምባሳደር መለስ ኣለም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ህዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ኬኒያ ኣምባሳደር ፌዴሪኢ መለስ ኣለም “መንግስቲ ኣብ ትግራይ ኣብ ዝጀመሮ ሕጊ ናይ ምኽባር ወፍሪ ተሳትፎ ሳልሳይ ወገን ኣየድሊን” ክብሉ ተዛሪቦም። መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ዘቤታዊ ጉዳይ ናይ ካልኦት ሃገራት ጣልቃ ምእታው ከምዘየድሊዮ ብምግላፅ፥…