Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ሕጊ ናይ ምኽባር ወፍሪ ከምዝተዛዘመ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ሕጊ ናይ ምኽባር ወፍሪ ከምዝተዛዘመን ደው ከምዝበለን ኣፍሊጦም። ቀፃሊ ትኹረትና ነቲ ክልል መሊስካ ምህናፅን ሰብኣዊ ደገፋት ምብፃሕን ከምዝኾነ እዉን ገሊፆም። ፖሊስ…

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር  ከተማ መቐለ ሙሉእ ብሙሉእ ተቖፃፂሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2013 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር  ከተማ መቐለ ሙሉእ ብሙሉእ ተቖፃፂሩ። ጠቅላይ ኢታማዦር ሹም ጀነራል ብርሀኑ ጁላ መቐለ ሙሉእ ብሙሉእ ምቁፅፃሩ ገሊፆም። መከላኸሊ  ሰራዊት ብዘካየዶ ዘመቻ ንፁሃት ዜጋታት ዒላማ ከይኮኑ፣ ከተማን ቅርስን…

ኣብ ኢትዮጵያ ንዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ህንድን ባንግላዴሽን ኣብ ትግራይ ይውሰድ ብዛዕባ ዘሎ ሕጊ ናይ ምኽባር ወፍሪ መብርሂ ተዋሂቡዎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ስራሕ ንዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ህንድን ባንግላዴሽን ኣብ ትግራይ ይውሰድ ብዛዕባ ዘሎ ሕጊ ናይ ምኽባር ወፍሪ መብርሂ ከምዝተውሃቦም ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ ዶክተር ትዝታ ሙሉጌታ ገሊፀን። ጉጅለ ህወሓት…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ፈተና ሻምናይ ክፍሊ ካብ 30 ሕዳር ክሳብ 2 ታሕሳስ 2013 ዓ.ም ክወሃብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ክልል ዝወሃብ ፈተና ሻምናይ ክፍሊ ኣብ ክልል ኦሮሚያ  ካብ 30 ሕዳር ክሳብ 2 ታሕሳስ 2013 ዓ.ም ከመዝወሃብ ቢሮ ትምህርቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ኣብቲ ክልል ካብ መዋእለ ህፃናት ወፃእ ዘሎ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ቀፃሊ ዕለተ ሰኑይ…

ወፍሪ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ዘይሕጋዊ ዝኾኑ ኣባላት ጁንታ ህወሓት ናብ ሕጊ ንምቕራብ እዩ-ኣይተ ዛዲግ ኣብራሃ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ወፍሪ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ዘይሕጋዊ ዝኾኑ ኣባላት ጁንታ ህወሓት ናብ ሕጊ ንምቕራብ እዩ ክብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ማእኸል ህንፀት ዴሞክራሲኣይተ ዛዲግ ኣብራሃ ገሊፆም። መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ክልል ትግራይ እናካየዶ ዝርከብ…

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ምስ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ብምትሕብባር ዘዳለዎ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ምስ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ብምትሕብባር መበል 15 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኣተኲሩ ዘዳለዎ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ “ማዕርነትን ሀብረ ብሄራዊ ሓድነትን ንሓበራዊ ምዕባለ” ዝብል መሪሕ ቃል…

ሓይሊ ኮማንዶ ኮንክሪት ምሽጋትን ኣፀገምቲ ጎቦታትን ብምስባር ተስፋ ጉጅለ ህወሓት ዘፀልምት ስራሕ ከምዝሰርሐ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኮማንዶ ሰራዊት ምክልኻል፥ ሃገር ጉጅለ ትህነግ ኣብ ዝተኣማመነሎም ኮንክሪት ምሽጋትን ኣፀገምቲ ጎቦታትን ብምስባር ተስፋ እቲ ጉጅለ ዘፀልምት ስራሕ ከምዝሰርሐ ኣዛዚ ኮማንዶ ፍሉይ ወፍሪ ሓይሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ከማል በሪሱ ኣፍሊጦም።…

ኣብ ሓደ ሰሙን ጥራሕ ልዕሊ 42 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 11 ክሳብ 17 ሕዳር 2013 ዓ.ም ኣብ ሓደ ሰሙን ጥራሕ ልዕሊ 42 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ዝተፈላላዩ ኮንትሮባንድ ተታሒዞም። እቶም ኣብ ቁፅፅር ዝወዓሉ ናውቲታት፥ ጠያይቲ ኣፅዋራት ኲናት፣ መዐወኒ እፃት፣ ቡና፣…

ኣብ ካምፕ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር መጥቃዕቲ ምፍፃም ብዝኾነ ይኹን ሃገር ተቐባልነት ኣይብሉን- ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቴዎስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ህዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ጉጅለ ህወሓት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እዛ ሃገር ንዘጋጠሙ ጥፍኣታትን ከበድቲ ገበናትን ተሓታቲ ከምዝኾነ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ፌዴሪኢ ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቴዎስ ገሊፆም። ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቴዎስ ምስ ሃርድ ቶክ ቢቢሲ ኣብ እዋናዊ ዛዕባ ትኹረት ብምግባር…

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንምሕጋዝ መበል ካልኣይ ዙር ሰብ ሞያ ሕክምና ኣዲስ ኣበባ ናብቲ ከባቢ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንምሕጋዝ መበል ካልኣይ ዙር ሰብ ሞያ ሕክምና ኣዲስ ኣበባ ናብቲ ከባቢ ኣምሪሖም። እቶም ሰብ ሞያ ካብ ዝተፈላለዩ ሆስፒታላት ዝተውፃእፅኡ እንትኾኑ፥ ቁፅሮም ልዕሊ 60 ሰብ ሞያታትን ድጋፍ ወሃብቲ ኣምቡላንሳትን ዘካተተ ኢዩ።…